ቅዱስ ቴዎድሮስ ዘሮም 

ዳዊቶም ኣንቢቦም ምስ ወድኡ ተሳሊሞም ኣምላከ ዳዊት ይሓልወና ኢሎም አቡነ ዘበሰማያት እንዳኣብጽሑ እየ ኣፈ ልዳቶም ኣንካሕኪሐ ዝእተኹ። አባ ይፍቲ ኢለ ኣብ ኩሊ ጊዜ ኮፍ ዝብላ ኩርሰይ ኮፍ በል ዘማርያም ወደይ በሉኒ። ናንኦም ኣቅርብ ኣቢለ ኮፍ ምስ በለኩ ። ከመይ ዊዒልካ ዘማርያም ወደይ ። እግዚአብሔር ይመስገን ኣቦ ኢለ ዓይኒ ዓይኖም እንዳጠምአትኩ ቃላ ማዕዳኦም ከም ወትሩ ክሰምዖ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን። ዳናይት ቐጠልያ ሻሂ እናሰተየት መጽሐፍ ተንብብ ኣላ። እታ መጽሐፍ ኣመና ስለ ዝመሰጠታ ኣብታ መጽሐፍ ክትኣኡ ኣይጸልአትን። እቲ መጽሐፍ ኣብ ጥቃ ገጻ ኣቅሪባ ተንብቦ ኣላ። ንስምዒታ ብሓጎስ ዝትንክፍ ክፋል ናይቲ መጽሐፍ ስለ ዘንበብት፡ ጻዕዳ በረት ኣስናና ተኸፊቱ ንገጻ ብብርሃን ኮልዖ። ምስ ሰብ ተዕልል ከም ዘላ ሰሓቀ ። ኣብ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ   ወርቃዊ ጩራ ጸሓይ ናብ ኣድማስ ገጹ እናወረደ ከሎ፡ ዳናይት ኣብቲ ርጉእ ጀርዲኖም መጽሐፍ ጸሎት ሒዛ ተንበርኪኻ ኣላ። ድሕሪ ደጊም ነቲ ኣብ ልባ ዝኸበደ ጾር ክትስከሞ ከም ዘይትኽእል፡ ኣስተንተነት። ካብቲ ክትኣምኖ ትፍቅሮን በዓል ቤታ  ንላዕሊ ነቲ ናይ ቀረባ ዓርኪ ዲ. ዮናስ ዩኤል  ምስጢሩ ምክፋላ  ዮኤል ኣብ ገለ ክፋል ልባ ቦታ […]

Continue reading

ሓዳር-ኣብ-ስደት ሻብዓይ ክፋል

                                                                           በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ:: ዲ.ዮናስ  ምስ ዮኤል ኣስቤዛ ክገዝኡ ኣብ ሓደ ዕዳጋ ተራኺቡ። ዮኤል ጽቡቅ […]

Continue reading

ሓዳር ስደት ሻድሻይ ክፋል

 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ:: ዳናይት መኪና እናዘወረት ንገዝኣ ክትከይድ ትኸየድ ኣላ። ኣብ ሕይወታ ዝገበረቶ ቅኑዕ ዘይኮነ ውሳነ ክትወቅሳ ጀመረት። እዚ ኩሉ ዘየድሊ ምፍጣጥ ኣብ ሓዳረይ ተፈጢሩ ዘሎ መስጣ ዮኤል’ዶ ይኸውን። ዮኤል ደጋጊሙ ክሓተኒ፡ ከሎ  ብጥዑም ድምጺ ዜማን ስብከትን ዲ.ዮናስ ተማሪኸ ንዯኤል ኣይፋል ክብል ኣይነበረንን። ጥዑም ዜማ፡ ንምምስጋን እምበር ኣብ ሓዳር ዝህልው ተራ […]

Continue reading

ሓዳር-ስደት ሓምሻይ ክፋል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ:: ዮኤል፡ እቲ ተሓቢኦ ዝገብሮ ሰብ ዘይፈልጦ ሓጥያተይ፡ ንግዳም ወጺዮ ተቃሊዑ። ሕፍረተይ መሸፈኒ ስኢነሉ። ካብ ራህዋ ክርሕቅ ወሲነ እናፈተኽዋ። ርእሰይ ብጭንቀት፡ ረስኑ በርትዑ፡ ሞጎጎ ተቀይሩ። መምኽነይታ ኣድጊ ሞይታ፡ ብምምሃዝ ካብ ራህዋ ክፍለ፡ እቲ እንኮ መፍትሒ ሽግረይ ምዃኑ ወሰንኩ። ዳናይት፡  እሂ ኣብ ክንዲ ዝሓለየት፡ ዘፍቀረትካ ካብኣ ክትእለ። በቲ ዝርኣየቶ ነገር […]

Continue reading

ሓዳር-ስደት ራብዓይ ክፋል

                                                           በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ:: ዮኤል፡ "ኣይፈልጥክዎ፡ ዮናስ ዓርከይ ግና ስሙ ክጠቅሶ ሰሚዓ ኣለኹ"። ንዓይውን ዓርክኻ’ዩ ኣላሊኒ።  I love sermon  ናይ Fr.Josia Trenham። ብዛዓባ […]

Continue reading

ሓዳር ኣብ ስደት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ:: ሣልሳይ ክፋል ዳናይት፡ ሓሳበይ ኣስፍሕ ኣቤለ ክገለጽ ጸን ኢልኪ ስምዓኒ። Don’t get me wrong ንዓርክኻ ብጣዕሚ’የ ዘፍቅሮ፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ ሣልሳይ ዓይኒ ክኾነኒ ዝሃበኒ በረኸት’የ ምኻኑ ይፈልጥ እየ። እቲ ኣነ ዘይርእዮ ድኻመይ ንሱ ብሌን ዓይኒ ኮይኑ ይርእየለይ። ድኻመይ ንኽለሊ ይሕግዘኒ።  ነቲ ዝደቀቀ ጽድቀይ ኣግዚፉ ናብ መኣዲ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይመርሓኒ። […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ  ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላከ አሜን። ምስባክ ፦ መዝ 64 ÷ 11-13 ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ። ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም ። ወይረውዩ አድባረ በድው ።                አውደ ኣመት አሐዱ ኢልና  ብግብሪ ኃጥያት ዘይኮነ ብግብሪ ጽድቂ  ብስኽራን ብጓይላ ፣ዘይኮነ ብንስሓ ብዝማሬ  ፣ ብስስዐ ነፍሰ ፍትወት ዘይኮነ ፣ ብምጽወታ […]

Continue reading

ሓዳር ኣብ ስደት  ካልኣይ ክፋል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ  ካልኣይ ክፋል ሓዳር ኣብ ስደት    ዳናይት፡  በተን ንብዓት ዝቋጸራ ዝመስላ ፍሩያት ዓይና ኣትኪራ ገጸይ እናጠመተት Wait ዮኤል ቅድሚ ብዛዕባ  ዕላማ ሓዳር ምዝርራብና ጽባቐ  ሰበይትኻ ምግላጽ፡ ንበዓልቲ ቤትካ  ምንኣድ ኣበሳ(ሓጢያት) ኣለዎ ድዩ፧ ዮኤል፡   ዳኑ ብኣንጻር እዚ ትብልዮ ዘለኺ እዮ። ቅዱስ ዮሐንስ አፈወርቅ ኣብ ድርሳኑ (ትርጓሜ) መልእኽቲ ኤፎሶን […]

Continue reading