እዛ ሥዕሊ  ግና መን ስኢልዋ፧

              ኣብ ቤተ-ክርስቲያና ድሕሪ ቅዳሴ ምውድኡ ክርስቶስ “ተንሣአ እሙታን“ ኢሉ ምስ ተኣወጀ ንቤተ-ክርስቲያን ሞባእን ገጸ በረኸትን ዝሃቡ ኣሕዋትና ስሞም እናተረቁሐ ይትወከፍ ተበሃለሎ። ምእመንናን በቲ ዝተገበረ ሞባእ ታሕጓሶም ንምግላጽ ዕልልታ ደርጉሕዎ፡ እግዚአብሔር ኣምላኽ መስዋዕቲ ጽድቆም ክቅበለሎምውን  ጸሎት ተግብረሎም። ማክዳ፡ እዛ ሥዕሊ ናይ ቅድስት ሥላሴ መን ስኢልዋ፧ ሽም ናይቲ ዝሰኣላ ወይ ዘወፈያ ኣይሰማዕክዋን ብጣዕሚ ጽብቅቲ፡ […]

Continue reading

ሰሙነ ሕማማት

ስለምንታይ ኣብ ግዜ ሕማማት ብዘይካ ኣብ ኃሙስ ጽግቦ(ምሴታ ሓሙስ)  ዝግበር ቅዳሴ ፡ እንተዘይኮይኑ ኣብ ካልእ መዓልቲ   ኵሉ መንፈሳዊ ኣገልግሎትን ጸሎትን  ካብ ወሽጢ ቤተ መቅደስ ወጻኢ ይካየድ፧ ኣብ ዘመነ ኣሪት ናይ ሓጥያት መስዋዕቲ ከቀርቡ ከሎ እቲ ዝተዳለወ መሥዋዕቲ ኃጥያት ካብ ቤት- መቅደስ ወጻኢ ኣብ ኣፍደገ እቲ መቅደስ ይሕርርዎ ነይሮም። ምኽንያቱ  እቲ ዝሓርር መሥዋዕትን  ሽትኡን ከይትንክዮም እሞ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን።   እዛ ሰንበት መዓልቲ ስየ፡ ሥጋና ለቢሱ ንዓና ክድኅነና ዝመጸ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ንግስነቱ ዝተገልጹ መዓልቲ እዮ። ጐይታ ዓለም ክርስቶስ ኣድጊ ተወጢሑ ክመጽእ ከሎ እቶም ኣብቲ እዋን ዝነበሩ ሕዝቢ ክብሩን ንግስነቱ ንኽገልጹ ስየን ክዳውንቶም ኣንጺፎም መድኃኔ-ዓለም ብምዃኑ ብምምስካር ጐይትነቱ ተቀቢሎም። ንሕናውን ካብዛ ቅድስቲ መዓልቲ ሆሳዕና  መድኃኔ […]

Continue reading

ክጸርፎ ኣይደለየን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።    ቃል ኣምላኽ ከም ዝነግረና ጸርፊ ኃጢኣት ኢዩ፡ ንገሃነመ እሳትውን የውርድ ኢዩ። [ማቴ 5፥22] ኣሽንኳይ ወዲ ሰብ እቶም ሰፈሮም ዝኃደጉ መላእኽቲ ብዝገበርዎ ዓመጽን ክሕደትን፡ ጸርፍን ጥልመትን ዓስቢ ክፍኣቶም ምእንቲ ክረኽቡ ኣምላኽ መዓልቲ ፍርዲ ኣዳልይሎም ኣሎ። [ይሁ ቁ 6] እቶም ዝዛረብዎ ዘይፈልጡ፡ ብሕልሚ ተገሊጽልና ኢዩ እናበሉ ንሰብነቶም ዘርክሱ፡ […]

Continue reading

ነቢያት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ነቢይ ማለት "ናቪ" ካብ ዝብል ቋንቋ እብራይስጥ ዝተረኽበ ኮይኑ ትርጕሙ ኸኣ ምጽዋዕ፡ ምብሳር፡ ምንጋር ማለት ዩ። እቶም ንብሉይ ኪዳን ናብ ቋንቋ ግሪክ ዝተርጐምዎ ሊቃውንት ነዚ ቃል'ዚ ክትርጒምዎ ከለው "ፕሮፌቴስ" ዝብል ትርጕም ኢዮም ሂቦሞ። ነዚ ነገር'ዚ በብሓደ ክንርእዮ እንተድኣ ፈቲና፡ "ፕሮ" ማለት ንቅድሚት ዝኸውን ወይ ንመጻኢ ዝፍጸም ክኸውን […]

Continue reading

ንኣፍልጦ ብዛዕባ ጾመ ነቢያት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ካብ ኅዳር 6 - ታኅሣሥ 6 ዘሎ 31 መዓልታት ዘመነ ኣስተምህሮ ይበሃል። ኣስተምህሮ ማለት ኸኣ 'ይቕሬታ ወይ ምሕረት' ማለት 'ዩ። - ኣብ ውሽጢ ዘመነ ኣስተምህሮ 4 ወይ 5 ሰናብት ይርከባ። ንሳተን ከኣ ፦ ሀ. ካብ 13 - 19 ኅዳር 'ቅድስት' ፡ ለ. ካብ 20 - 26 ኅዳር' ምኵራብ' […]

Continue reading

አዘክሪ ድንግል.

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። አዘክሪ ድንግል...      ብመሠረት ሥርዓት ቤተ ክርስቲያን ካብ ዕለት 26 መስከረም ክሳብ 5 ኅዳር ዘሎ እዋን ዘመነ ጽጌ፡ ወርኃ ጽጌ፤ ዝጽወም ጾም ጾመ ጽጌ፤ ዝቐርብ ምስጋና ድማ ማኅሌተ ጽጌ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብዘን ዕለታት ኸኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳን ሓላዊኣ ኣረጋዊ ዮሴፍን ከምኡውን ሰሎሜ ናብ […]

Continue reading

ሥራሕ ኣቦይ ይሠርሕ ኣለኹ!

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን   ንሓደ ክርስቲያን፤ ሃይማኖት ዘየብሉ ጎረቤት ነበሮ። ንሱ ድማ ንግሆ ንጉሆ እናጸረገ ጐሓፍ ደምበኡ ናብ ገዝኡ  ይድርብየሉ ነበረ። ነዚ ክፉእ ተግባር ከኣ ሥርሐይ ኢሉ ተተኃኃዞ። እቲ ክርስቲያን'ውን ኣይሓመቐን እቲ ተጸሚምካ ምኻድን ሕነ ክትፈዲ ሃሰውሰው ዘይምባልን ናተይ ቢሉ ተተኃኃዞ። ነቲ ናቱን ናይ ጎረቤቱን ድማ ብሓባር ናብ ወጻኢ ይጉሕፎ […]

Continue reading

ትንሣኤ ዘክርስቶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ።   ꗺ ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን  (ክርስቶስ ካብ ሙታን ተንሢኡ) ꗺ በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን  ( ብዓቢይ ሓይልን ሥልጣንን) ꗺ አሰሮ ለሰይጣን            ( ኣሲሩ ንሰይጣን) ꗺ አግአዞ ለአዳም            ( ነጻ ኣውጺእዎ ንኣዳም) ꗺ ሰላም                      ( ሰላም) ꗺ እምእዜሰ                  (ካብ ሎሚ)  ꗺ ኮነ                         ( ኮነ ) ꗺ ፍስሐ ወሰላም             […]

Continue reading

ዐቢይ ጾም (ዘጾም ክርስቶስ)

ዘመነማቴዎስ ዓቢይ ጾም ዝጅምር  ካብ የካቲት 29 2013 ዓ.ም (  03-08-21) ኮይኑ በዓል ትንሣኤ ኣብ ዕለት ሚያዝያ 24- 2013 ዓ.ም (05-02-21) ይኸውን። ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልና!  ዐቢይ ጾም (ዘጾም ክርስቶስ) ካብ ለካቲት 21 ስጋብ ሚያዚያ 16። እዚ ጾም ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ድሕሪ ምጥማቁ 40 መዓልትን ለይትን ዝጾሞ ጾም ብምኻúኑ ዓቢይ ጾም ተባሂሉ። ንሕና'ውን  […]

Continue reading