በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነሓሰ 5 ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ: ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ: ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ: ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ: ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ:: ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ ይርድኣነ እግዚእ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ጾም ሓደ ኣቦ አበምኔት ገዳም ኣብ ሓደ እዋን ንአባ ባይሞን ዝበሃሉ ኣቦ “ ፍርኃት እግዚአብሔር ከመይ ጌረ ኣብ ሕይወተይ ከመይ ጌሩ ኩሉ ግዜ ክኅልወኒ ይኽእል።” ኢሎም ሓቲቶሞም። እሶም ክምልሱ ከለዉ “ ሰብ ከመይ ጸጽቡቕ ጥዕሙን ብልዕን መስተን ከርሱ እንዳመልአ ፈሪኃ እግዚአብሔር ክህልዎ ይኽእል᎒ ስለዚ ጾም ንእግዚአብሔር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፣ ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም፣ ውስተ ኵሉ ምድር ወጽአ ነገሮም፣ ወእስከ አጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦም። መዝ.18-4 (19-4) 2ይጢሞ.4፣1። 2ይጴጥ. 1፣1-19። ግ.ሓዋ.23-10። ሉቃ. 6-1-20። ናይ ቤተክርስቲያን ጉዕዞ ኩሉ ግዜ ኣብ መስቀል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ጉዕዞ ድማ መሥዋእትነት ( መከራ ምቅባል) ይሓትት። ካብዚ ብምብጋስ ዝተመትሩ፣ ብመጋዝ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብ25 ሰነ ክረምቲ ዝኣትወሉ እዩ፡ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 1 ሓምለ መዝሙር ናይ ክረምቲ እዩ። ሊቃውንት ቤተክርስትያን ከምዚ እናበሉ መዝሙር ምስጋንኦም የቕርቡ፣ 'ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይጸግቡ ርኁባን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይትፌሥሑ ነዳያን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ወሠርዐ ሰንበተ ለሰብእ ዕረፍተ፣ ደምፀ እገሪሁ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ኣቡነ በኵረ ድንግል ካብ ኣቡኦም ማርቆስ ካብ ኣዲኦም እግዚእ ክብራ፡ ኣብ ዓዶም ኢትዮጵያ ኣክሱም ገበዛ ተወልዱ። ገና ክውለዱ ከለው ኣብ ኣፍ ልቦም ሥዕለ ኣድኅኖ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስለ ፍቁር ወልዳ ተሣኢላ ነበረት። ውልድ ምስ በሉ ‘አሐዱ አብ ቅዱስ፡ አሐዱ ወልድ ቅዱስ፡ አሐዱ ውእቱ መንፈስ ቅዱስ’ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ‘አሥርቆት ዘወርኅ ግንቦት፡ ዮም ሠረቀ ለነ ወርኅ ብሩክ ሰኔ ያብጽሐነ እስከ ወርኅ ሐምሌ በሰላመ እግዚአብሔር ወርኅ ሰኔ ቡሩክ መዓልቱ ፲፭ ሰዓት ወእምዝ የሐፅፅ •••• ሎሚ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ብኂቱልና ኣሎ እሞ ናብ ብሩኽ ወርኂ ሓምለ ብሰላም እግዚአብሔር የብጽሓና፤ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ናይ መዓልቲ ሰዓት 15 ሰዓት ኮይኑ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብፍጹም ሰላመ እግዚአብሔር ሰላም ንዓኻትኩም ይኩን እንዳበልና ከምቲ ሓ.ቅ. ጳውሎስ ዝብሎ 'ንሕነሰ ንሰብክ ክርስቶስሃ ዘተሰቅለ፣ ንሕናሲ ነቲ ዝተሰቅለ ክርስቶስ ኢና ንሰብክ' 1 ቆሮ 1፡23። ሎሚ ኣብ ዓምዲ 'መልሲ ንሕቶኹም!'፡ ካባኹም ንዝመጸና ሕቶ መልሲ ንምሃብ መጺና ኣሎ። እቲ ሕቶ ኸመዚ ይብል፣ 'ናይ መን ሥጋ ንበልዕ፧!'። እዛ ሕቶ ካብ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ኣብዛ ዕለት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣብ ደብረ ምጥማቅ ዝተሰምየት ኣብቲ ላዕሊ ጉሉላት ብናይ ብርሃን መርከብ ተቀሚጣ ሙሉእ ብግልጺ ምርኣያ፡ መሠረት ሕዝበ ክርስትያን ብዓቢይ ክብሪ ነዛ ዕለት የብዕልዋ። ኣብ ዙሪኣ ድማ ሠራዊተ መላእክትን ሊቃነ መላእክትን ክንፎም ዘርጊሖም ኣብ ልዕሊኣ ኣጽሊሎም ነበሩ። ሱራፌል ድማ ናይ ምስጋና ማዕጠንቶም […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ርሑስ በዓለ ዕርገት ይግበረልና “ዐረገ ውስተ ሰማያት ፄዊወከ ፄዋ፡ ምርኮ ማሪኽካ ንሰማያት ዓረግካ” {መዝ 68፡18} ናይዚ ኅይለ ቃል እዚ በዓል ቤት ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽና ክኸውን ከሎ፡ ናባና ዘመሓላለፈልና ድማ፡ ኣብ ዙፋን ንግሥነት ተቐሚጡ ብሃብትን ክብርን ዝናን ናይዛ ዓለም ከይተታለለ ብቕድስና ሕይወቱ ዝመርሐ ቅዱስ ዘማራይ ዳዊት እዩ፡ እግዚአብሔር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ኣቡነ ዓብየ እግዚእ [19 ግንቦት] ‘ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ፡ መዘከርታ ጻድቅ ንዘለዓለም ይነብር’ (መዝ 112፡7) ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ዓብየ እግዚእ ካብ ኣቡኦም ያፈቅረነ እግዚእን ካብ ኣዲኦም ጽርሃ ቅዱሳንን ብዘመን ኣልኣሜዳ፡ ብ7ተው ኅዳር ተጸኒሶም ብሓደ ግንቦት ኣብ መረታ ዝበሃል ትግራይ ቦታ ተወልዱ፡ ስሞም ድማ እንጦንስ ተሰምዩ። ዕድሚኦም […]