አንዳዴ ባሕር አቡነ ፊሊጶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

ነሓሰ 5 
ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል)

ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ:

ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ:

ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ:

ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ:

ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ::

 ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ ይርድኣነ እግዚእ ስም ኣዲኡ ከኣ መግደላዊት ክኸውን ከሎ ኣቡኣ ከኣ ናይ ጽርእ ተወላዲ ኢዩ። ኣቡኡን ኣዲኡን ሕያዎትን መጽወትን ፡ከም ዓርኪ እግዚኣብሔር ከም ኣብርሃምን ከም ኢዮብን ኣጋያሽ ተቐበልቲ ንዝመጹ ስደተኛታት ሽጉራትን ንኹሉ ቤቶም ክፉት ነበረ። ከም ኣቦ ጦብያ ምጽዋት ይፈትዉ ነበሩ፡ነታ ምጽዋት ምስ ግብሪ ምስ ሰርሕዋን ብግብሪ ምስ ተርጎምዋን መገዶም ብሩኽን ቅኑዕን ኮነ።

 

ንሙሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ጠውቑ።  https://eritreantewahdo.org/?sermons=%e1%8a%a0%e1%8a%95%e1%8b%b3%e1%8b%b4-%e1%89%a3%e1%88%95%e1%88%ad-%e1%8a%a0%e1%89%a1%e1%8a%90-%e1%8d%8a%e1%88%8a%e1%8c%b6%e1%88%b5-2

Comments are closed.