ዘመነ ስብከት

                                                                በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐድ አምላክ አሜን። ሰናብቲ ናይ ልደት ዋዜማ ናይ ሰንበት መዝሙር እም ፯ (7) እስከ ፲፫ (13) ታኅሣሥ ስብከት […]

Continue reading

ጾመ ነብያት

                                                                    ጾመ ነቢያት ኅዳር 15 ጀሚሩ ታህሳስ 28 ይፍጸም። እዚ ጾም ኣብ ሰለስተ ዘመናት ማለት ዘመነ ማቴዎስ ዘመነ ማርቆስ ዘመነ ሉቃስ ሕዳር […]

Continue reading

                                                         በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ምኽንያት ስቕለትስ እንታይ ኮን ይኸውን፧ ነዚ ቃል ዝተዛረበ ካብቶም ዓበይቲ ነብያት ዝበሃሉ ነብይ ኢሳይያስ እዩ። ኢሳይያስ ማለት ‘መድኃኒት’ ማለት እዩ። […]

Continue reading

ነታ ኣብ ማህጸና ትሽዓተ ወርሒ ዝጾረቶ፡ በጥባታ የዐንጊላ ኣእጋሩ ክሳዕ ዝተክል ታተ ዘበለቶ፡ ብዘይ ዝኾነ ዶሞዝ መምህር ቋንቋ ብምዃን በሃምነት ኣጥፊኣ ቋንቋኣ ዘምለኸቶ፡ ስለቲ ቆጺርካ ዘይውዳእ ሠናይ ተግባራታ፡ ዓስቢ ኩሉ ከርተታ፡ ስለኹሉ ሓልዮታ፡ ውሬታ ክመልሰላ ዘይደሊ ሰብ የልቦን። ምናልባት እንተሎ ግን ምሥጢር ኣደነታ ዝተኸወሎ ጥራይ እዩ። ቤተ ክርስቲያን ከኣ ካብ ኣደ ንላዕሊ እያ። ሥጋዊት ኣደ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ አሜን። ዓመት መጸ 31 ጥቅምቲ 2019 ኣብ ዓለምና ብድምቀትን ብስፍሓትን ካብ ዝበዓሉ በዓላት ሓደ ሃለዊን (Halloween of All Hallows’s eve.) እዩ፡ ዝተፈላለዩ ምንጭታት ከምዝገልጽዎ ብፍላይ ኣብ ሃገረ ኣሜሪካ ክሳብ $ 8 ቢልዮን ዶላር ዝኣክል ወፃኢ እናተገብረሉ፡ ብዕብየቱ ካልኣይ ደረጃ ኂዙ ዘሎ በዓል እዩ። እዚ በዓል’ዚ ብፍሉይ ንሕፃናት ከምዝስሕብ […]

Continue reading

ኣቡነ ገብረ ክርስቶስ መርዓዊ

                                                       በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: ከምቲ ኣብ ማቴ. ፲፥፵፩/10፡41 ‘ዘተወከፈ ነብየ በስመ ነቢይ ዐስበ ነቢይ ይነሥእ፡ ወዘተወከፈ ጻድቀ በስመ ጻድቅ ዐስበ ጻድቅ ይነሥእ’ ዝበሎ ዓስቢ […]

Continue reading

ኣቡነ ኣረጋዊ ዘደብረ ዳሞ

                                                                    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ሎሚ ፲፬(14) ጥቅምቲ መጽሓፈ ስንክሳርና ዝዝከሮም ቅዱሳን ምስ እንርኢ፡ ሀ. ካብ ፸፪ (72) ኣርድእት […]

Continue reading

ሓላው ኣታኽልቲ መሲልዋ ነበረ

                                                                 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ማርያም መግደላዊት ብዕለት እሑድ(ሰንበት) ጌና ጸልማት ከሎ ናብ መቓብር ጐይታ ክትከይድ ተንሥአት። ርግጽ'ዩ ብጸልማት ምውጻእ ብፍላይ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። "አንቲ ውእቱ መሶበ ወርቅ ንጹሕ እንተ ውስቴታ መና ኅቡእ፡ ኅብስት ዘወረደ እምሰማያት ወሀቤ ሕይወት ለኵሉ ዓለም" "ዝተሰወረ መና ዘለኪ ንጹሕ መሶብ ወርቅ ንስኺ ኢኺ። መና ውን ካብ ሰማይ ዝወረደን ንዓለም ዅሉ ሕይወት ዝዕድልን ሕብስቲ ኢዩ።"                           […]

Continue reading

እዛ ዓለም ብከባባ፣ ብገፋሓ ፣መዓስ ኣኺላ ጸቢባ። እቲ ሰማይ ሓዛሊ ደመና ምስ ጠሊ፣ እታ ምድሪ ኣፍራይት ኩሉ ተኽሊ ምስ ወይኒ።ሰማይን ምድርን መዓስ ንኣመሎም ይዋሱኡ ኮይኖም ፣ ምስ ፈጣሪኦ እንተ ዘይተቃድዮም። ክልቲኦም ሓለፍቲ ድሕሪ ምጽኣት ዘይነበርቲ። ኣይክሰሱ፣ ኣይሕረሱ፣ ኣይኩለሉ፣ ንዘልኣለም ኣይጽገቡ። ንዓለም ዝፈጠራ ብከባባ፣ ብኹሉ ዘወቀባ ዘልመዓ ብጽገረዳ ፣ማያት ከፋፊሉ ደመና ሰሪዑ፣ ብፍጡራት ዘማዕረጋ። ብርሃን ንበይኑ […]

Continue reading