ቅድስት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።               ካልኣይ ሰሙን ጾም ፵ /ዓቢይ ጾም/ ጾመ እግዚእ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ።  አሚን ወሠናይት ቅድሜሁ።   ቅድሳት ወዕበየ ስብሐት ውስተ መቅደሱ።   መዝ. 95፣5።  እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ። ግርማን ክብረትን ኣብ ቅድሚኡ                    ሓይልን ጽባቐን ኣብ መቕደሱ እዩ።    መዝ .96፣5። ወንጌል ማቴ.6-1-25። ግ.ሓዋ.10፣7-30።   1ይተሰሎ.4፣1-13።     1ይጴጥ.1፣13-ፍጻሜ   ቅዳሴ […]

Continue reading

ኪዳነምሕረት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።   ምስባክ እስመ ትቤ ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ  መዝ. 88-2 ገላ.4፣ 1-12። 2ይዮሓ.1፣4-8። ግ.ሓዋ.1፣13-15።  ሉቃ.1-39-57። ቅዳሴ ዘእግዝእትነ (ጎሥዓ) ዕለተ ዓሰርተ ሽዱሽተ ዋሕስ በላዒ ሰብ ዋጋ ነፍሱ ምኽንያቱ ድኅነዩ ዝኾነት ኪዳነምሕረት እያ። ታሪኹ ክንርእዮ ከለና ከኣ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ካብ […]

Continue reading

ሰሙናት ናይ ጾም ፵

 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።  ሰሙናት ናይ ጾመ ፵ ቅዱስ ያሬድ ኣብ መጽሓፈ ዚቅ ወመዝሙር ዘወረደ፣ ዘቅድስት፣ ዘምኵራብ፣ ዘመፃጕዕ፣ ዘደብረ ዘይት፣ ዘገብርኄር፣ ዘኒቆዲሞስ፣ ዘሆሣዕና ኢሉ ካብ ገጽ ፫፻፲፯-፫፻፴፮ ኣስፊርዎ ኣሎ። እዚ ኣብ ነናይ ዕለቱ ኣብ ዕለተ ሰንበት ንሸሞንተ ሰሙናት ዝበሃል ናይ ጾመ ፵ መዛሙር እዩ፡ እቲ ሰናብቲ’ውን ብኸምኡ ይጽዋዕ። ናይ ጾመ ፵ […]

Continue reading

ጾም ፵ /ዓቢይ ጾም/ ጾመ እግዚእ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ገዳመ ቆሮንቶስ ፵/40 መዓልትን ፵/40 ለይትን ጸይሙ፣ (ማቴ ፬/4፡፩-፲፩/1-11)፣ ከመይ ጌርና ኃይሊ ፍትወታት ናይ ሥጋ፣ ፈተነ ናይ ዲያብሎስ፣ ጸብኣ ኣራዊት ከም እንስዕር ኣርኣያ ኮይኑና እዩ። በዚ መሠረት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንጾም ፵/40 ካብ ኣዋጃት ናይ ጾም ሠሪዓ ዓመት መጸ ንዅሎም ምእመናና […]

Continue reading

ልደተ ስምዖን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ልደተ ስምዖን ካብተን ትሸዓተ ናይ ጐይታ ንኡሳን በዓላት ሓደ ኾይኑ ኣብ ለካቲት ፰/8 ከምተን ካልኦት በዓላት ብማህሌትን መዝሙርን ቅዳሴን ተሰሪዕሉ ክበዓል ከም ዘለዎ ኣብ መጽሓፈ ዝሰፈረን ዝበዓልን በዓል እዩ። በዚ ዕለት ሕፃን ጐይታ ካብ ዝውለድ ኣብ መበል ፵/40 መዓልቱ ቅድስት ድንግል ማርያምን ጻድቕ ዮሴፍን ናብ ቤተ መቕደስ […]

Continue reading

ማርያም እንተ በዕፍረት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 6 የካቲት ዕለት ዕረፍቲ ቅድስት ማርያም እንተ በዕፍረት እዩ። ብዛዕባ እዛ ቅድስቲ ኣደ እንረኽቦ ኣብ ኣርባዕቲኦም ወንጌላውያን 'ጐይታ እግሩ እናቀብአት' ብዝተፈላለየ ሕብሪ ግልጸት ተጻሒፋ ንረኽባ። እስከ ንመልከት። ኢየሱስ ሽቱ ከም ዝተቐብአ (ማቴ. ፳፮፡፮-፲፫/ 26፡6-13 ፡ ማር. ፲፬፡፫-፬/ 14:3-9፤ ሉቃ. ፯፡፴፮-፶/ 7:36-50፤ ዮሓ. ፲፪፡፩-፰/ 12:1-8) ꗺ ብዛዕባ ምቕባእ […]

Continue reading

ኣቦና ኣቡነ እንድርያስ ሰፍኣ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብሩክ ናይ የካቲት ወርኂ መዓልቱ ዓሠርተ ሓደ ሰዓት እዩ፡ ካብዚ ንደኃር እንዳወሰከ ይኸይድ ለይቱ ድማ ዓሰርተ ሰለስተ ሰዓት እዩ። ብየካቲት ሓደ (፩፡1) መጽሓፈ ስንክሳርና ዝዘከሮም ምስ ንርኢ፡ ዝኸበሩ ቅዱሳን ሚእትን ኃምሳን (150) ኤጲስቆጶሳት ኣብ ቍስጥንጥንያ ከተማ ብዓብይ ንጉሥ ቴዎዶስዮስ ዘመን መንግሥቲ ዝተጋብእዎ ጉባኤ እዩ፡ ተፍጻሜ ሰማዕት ቅዱስ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን:                                              'ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ…… መዘከርታ ጻድቅ ዘልዓለም ይነብር።' መዝ 112፡7  ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ትውልዱ ካብ ሃገር ቅማን ሰሜን ምስሪ ግብጺ ኮይኑ ካብ ኣመንቲ ሥድራ ዝተወልደ […]

Continue reading

ኣስተርእዮ ማርያም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ኣስተርእዮ ኣስተራየ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ምቕላዕ ምግሃድ ምግላጽ ማለት እዩ። እቲ ክውለድ እዩ፡ ክጥመቕ እዩ፡ ተሰቒሉ ድማ ንዂሉ ዓለም ከድኅን እዩ፥ እናተባህለ ኣበው ብምሳሌ ነቢያት ብትንቢቶም ዝተነበዩሉ፥ ጊዜኡ ኣኺሉ እቲ ዘይረኣይ ኣምላኽ ሥጋ ለቢሱ ምስ ተገልጸ፡ እቲ ዘይረኣ ተራእየ ንምባል […]

Continue reading

በዓል ቃና ዘገሊላ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ቃና ዘገሊላ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝዓበየሉ ኣብ ሰሜናዊ ክፍሊ ናይ እስራኤል ኣብ ኣውራጃ ገሊላ ካብ ከተማ ናዝሬት ብሸነኽ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣስታት ፲/10 ኪሎ ሜትር ርሒቕ እትርከብ ንእሽቶይ ዓዲ እያ። ብቛንቋ ዕብራይስጥ “ክፋር ቃና” ይብልዋ፡ ክፋር ማለት ዓዲ ክኸውን ከሎ፡ ቃና ድማ “ናይ መቃ (ሻምብቆ ዝመስል […]

Continue reading