በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ወርኃ ጽጌ «ብክዩ ኅዙናን ሐልየክሙ ስደታ፡ ወላህው ፍሡሐን ተዘኪረክሙ ብዝኅ ሠናይታ፡ ማርያም ተዓዩል ከመ ዖፍ ውስተ አድባረ ግብጽ ባሕቲታ፡ ተአወዩ በኃጢኦታ ሀገረ አቡሃ ኤፍራታ፡ ወደመ ሕፃናት ይውኅዝ በኵሉ ፍኖታ። (ሰቆቃወ ድንግል) እንቋዕ ናብ ዘመን ጽጌ ኣብጽሕና። ካብ መስከረም (26 ) ፳፮ ክሳብ ኅዳር (6) ፮ ዘሎ ጊዜ ወርኃ […]

Continue reading

ወርኃ ጽጌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። አዘክሪ ድንግል... “ተንሥእ ንሣእ ሕፃነ ወእሞ ወሑር ውስተ ምድረ እስራኤል እስመ ሞቱ እለ የኃሥሥዋ ለነፍስ ዝ ሕፃን” “ እቶም ሕይወት እዚ ሕጻን ዚደልዩ ሞይቶም እዮም እሞ። ተንሥእ ነቲ ሕጻንን ነዱኡን ሒዝካ ናብ ምድረ እስራኤል ኪድ “ ማቴ. 2፣20። ዘመነ ጽጌ ካብ መስከረም 26 ክሳብ ኅዳር 5 ዘሎ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ ዘመን ጽጌ ኣብጽሕና። ካብ መስከረም (26 ) ፳፮ ክሳብ ኅዳር (6) ፮ ዘሎ ጊዜ ወርኃ ጽጌ (ዘመነ ጽጌ) ተባሂሉ ይጽዋዕ:: እዚ ወቕቲ'ዚ ተፈጥሮ ብዕምባባ ዘጊጸሉ ብምዃኑ ናይ ዕምባባን ፍረን ወርኃት ተባሂሉ ይጽዋዕ:: ኣብ ዘመነ ጽጌ፡ ካብቲ ብኣባ ጽጌ ድንግል ተደሪሱ ብሊቃውንት ኣቦታትና ወትሩ እሑድ ዝበጽሕ […]

Continue reading

አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ክፋሌ ባሕር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ክፋሌ ባሕር [18 መስከረም] ሎሚ 18 መስከረም መጽሓፈ ስንክሳርና ካብ ዝዝክሮም፡ ክቡር ኣቦና ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ዝዓረፉሉ፡ ኣደ ንጉሥ ቈስጠንጢኖስ ንግሥት እሌኒ ትዝከረሉ፡ ኣባ ኣኖሬዎስ ዝዓረፈሉ፡ ካልእ ቅዱስ መርቆሬዎስ ብሰማዕትነት ዝዓረፈሉ ናይ ቅዱስ መስቀል በዓል ክንገብር ዝተኣዘዝናሉ፡ ግብጻዊ ሊቅ ኣባ ያዕቆብ ዘዕረፈሉ፡ ናይ ቶማስን ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስን […]

Continue reading

        በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። እንቋዕ ናብ ብርሃን መስቀሉ ብሰላም ኣብጽሓና። ምስባክ “ወወሀብኮሙ ትእምርተ ለእለ ይፈርሁከ፣ ከመ ያምሥጡ እምገጸ ቅስት፣ወይድኅኑ ፍቁራኒከ ።” “ ነቶም ዚፈርሁኻ ሰንደቅ ዕላማ ሃብካዮም፣ ፈተውትኻ ምእንቲ ኺናገፉ፣ ብየማነይትኻ ኣድኅን እሞ ስምዓና።”  መዝ. 59፣40 (60፣40)። መስቀል ኣብዚ ዕለት ናይ ጐይናታ መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት […]

Continue reading

ባሕረ ሓሳብ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ባሕረ ሓሳብ ናይ 2012 ዓመተ ምሕረት በዓላትን ኣጽዋማትን ብቀመረ (ቍጽሪ) ቅዱስ ዲሜጥሮስ ናይ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኤርትራ ። ዓመተ ኩነኔ (ዓመተ ፍዳ) 5500 - ዓመተ ምሕረት(ዘመነ ሥጋዌ) ከኣ 2012 እዩ። 5500+2012 =7512 ብድምር ከኣ ዓመተ ዓለም ይበሃል ። ወንጌላዊ ንምርካብ ን 7512- ን4 ንመቕሎም 1877 ይበጽሖም […]

Continue reading

ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ንዓመት ብሳህልኻ ትኽልላ መዝ.64፣11(65፣11። እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ዮሐንስ ብሰላምን ጥዕናን ዓቂቡ ኣብጽሓና። ንዘመን ብዘመን ዚልዉጥ፥ ኣብ ዘዘመኑ ድማ ዲንቒ እጹብ ዝኾነ ህያባቱ ኣምላኻዊ ጥበባቱን ዝገልጽ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዘመነ ሉቃስ ናብ ዘመነ ዮሐንስ ዘሰጋገረና ስለ ኩሉ ግብሩ ይኽበር ይመስገን ኣሜን። […]

Continue reading

መስከረም ሓደ ስንክሳር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ዘመነ ዮሓንስ ወንጌላዊ 2012 ዓ.ም ግእዝ (2019ኣ.ፈ) ምስባክ ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም ወይረውዩ አድባረ በድው። መዝ 64(65)፣11 2ይቆሮ.6፣1-11። ያዕ.5፣8-13። ግ.ሓዋ.5፣12-17። ወንጌል.ማቴ.11፣1-20። ቅዳሴ ዘሐያዋርያት (ነአኵተከ) ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ዘመነ ሰላም፣ ዘመነ ፍቕሪ፣ ዘመነ ቅሳነትን ራህዋን ዘመነ ንስሓ ይግበረልና። ኣሜን። መስከረም ሓደ ኣብዚ ዕለት ሊቀ መላእክት […]

Continue reading