ሓደ ካብቶም ዓበይቲ መንፈሳዊ መደባት ቤተክርስቲያንና፤ ህንጸት ዘመናዊ ኮለጅ ምዃኑ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብዝምልክቶ ኣካል ክሕበር ከም ዝጸንሐ ዝዝከር ኮይኑ፤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን፤ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ እጃሙ ንምብርካት ኣብ ትሕቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ናይዚ ሃገረ ስብከት እትእለ ኮሚተ ኣቊሙ ይርከብ። እዛ ንኡስ ክፍሊ ምትሕግጋዝ ተባሂላ ተሰምያ ዘላ ኮሚተ፤ እኹል መጽናዕቲ ብምግባር ኩሉ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላክ “መን ኮን ይኸውን” ኣብታ ኮፍ ኢልዋ ዝነበረ እግሪ ገረብ፡ ውዒሉ እንተ ዝሓድር እኳ ኣይምጸልአን። እታ ገረብ ተተንፍሶ ጥዑም ንፋስ እናስተማቐረ በጥ ክብል ተመነየ። ግዳ ነዊሕ ጉዕዞ ይጽበዮ ነበረ'ሞ፡ መሬት ቅድሚ ምዕራቡ ናብቲ ዝተበገሰሉ ቦታ ኪበጽሕ ስለ ዘለዎ፡ ካብታ ዘይትምኖ ጽላል ፡ናይታ ገረብ ሓፍ ክብል ተገደደ። ሳንጥኡ ተሰኪሙ ክኸይድ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። 1/ ዘወረደ ( ሕርቃል ወይ ጾመ ንጉሥ ) እዚ ሰሙን እዚ ኣብ መጀመርታ (መእተዊ) ናይ ዓቢይ ጾም ዘሎ እዩ። ዘወረደ ከኣ ይበኃል። ናይ ዕለቱ ናይ ቅዱስ ያሬድ መዝሙር መዝሙር። ተቀነዩ ለእግዚአብሔር በፍርሃት። ምስባክ ተቀነዩ ለእግዚአብሔር በፍርሃት፣ ወተሐሰዩ ሎቱ በረዓድ፣ አጽንዕዋ ለጥበብ ከመ ኢይትመዐዕ እግዚአብሔር። መዝ 2-11። ወንጌል ፣ ዮሓ. […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ንምንታይ እዩ ጐይታ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ዝጾመ? 1/ ኣቦና ኣዳም ኣብ ኣርብዓ መዓልቲ ካብ ኣምላኹ ዝተቐበሎ ክብሪ ስለዝስጥፍአ ክብሩ ንምምላስ እዩ። 2/ ኣቐዲሙ ነብያት ዝጾምዎ ጾም ኣርብዓ ኣርብዓ እዩ። ጐይታ ድማ ጾሙ ካብዚ ዘይወሰኾን ዘይኣጉደሎን÷" ጎደሎ እንተ ዝገብሮ ኣጉደለ፥ዝያዳ እንተ ዝገብሮውን ወሰኸ"ኢሎም በዚ ምኽንያት ፈጢሮም "ኣይሁድ" […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ሐ/ ዓቢይጾም(ጾመኣርብዓ) እዚ ጾም እዚ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝጾሞ ጾም እዩ።ዓቢይ ጾም ምባሉ እውን ጐይታ ባዕሉ ዝጾሞ ስለዝኾነን ካብቶም ዘለው ኣጽዋማት ብብዝሓት ቁጽሪ መዓልቲ እቲ ዝለዓለ ስለዝኾነን ከምኡውን ብዘለዎ ምሥጢርን እዩ። ጐይታ ብዘመነ ሉቃስ ብ11 ጥሪ ሠሉስ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሳላሳ(30)ዓመት ብማየ ዮርዳኖስ ብኢድ ባርያኡ ዮሓንስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ካብ ለካቲት 13, 2009 ዓ.ም (የካቲት 20, 2017) ስጋብ ሚያዚያ 8.. 2009 ዓ.ም ( ሚያዝያ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ብናይ ቅድስት ቤተ ክርስትያና ሥርዓት መጽሓፍ ቅዱስ መሠረት ዘለዎ "ጾም" ናይ ውልቂ (ፍቓድ) ጾምን፥ ናይ ኣዋጅ ጾመን ተባኂሉ ኣብ ክልተ ይምደብ። ብኣበ ነፍስኻ ዝወኃበካ ጾምውን ኣሎ እዩ። እዚ ምስቲ ናይ ውልቂ ጾም ዝበልናዮ ክምደብ ዝክኣል እዩ። ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስትያና ኩሉ ክጾሞም ብኣዋጅ ዝንገሩ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት […]
1,ዓብይ ጾም፦ ዓብይ ጾም መበሊኡ ምኽንያት፣ ምናልባት፡ ካልኦት ኣጽዋማት ካብ ቅዱሳን ዝተቀበልናዮም ክኾኑ እንከለው እዚ ጾም እዚ ግን ካብ ባዕሉ፣ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝተቀበልናዮ ብምዃኑ፡ ከምኡ ድማ ብዓቢኡ ዲያብሎስ ዝተሳዕረሉ ስለ ዝኾነ በዚ ዓብዪ ጾም ይብሃል። 2.ጾም 40 ፣- ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ገዳመ ቆሮንቶስ 40 መዓልትን 40 ለይትን ስለዝጾሞን በዚ ምኽንያት ጾም 40 ይብሃል 3,ጾመ ሁዳዴ ይብሃል፦ ሁዳድ […]
ቤተ መቅደስ እግዚአብሔር ክንኣቱ ከለና ክንገብሮም ዘለና ምድላዋት መ . ኣብ ዙርያ ቤተመቅደስ ንዘለዉ ቅዱሳት ኣሣዕል ብኽብሪ ምስጋድ። ኣብ ዙርያ ቤትመቅደስ ኅልናና ናብ እግዚአብሔር ዝመላለሱ ዝተፈላለዩ ቅዱሳት ኣሣዕል ኣለዉ። እዚኦም ቅዱሳት ሥዕላት እንተ ኣኽቢርናዮም ወናኒ ናይቲ ሥዕሊ ብምሕሳብ ዝግባእ ክብሪ እንተሂብናዮም ካብ እግዚአብሔርን ቅዱሳን ኣገልገልቱን ካብ ቅድስቲ ቤተክርስቲያን በረኸት ንቅበል። ቅዱሳት ኣሣዕል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ […]
" እቲ ንህድኣት ዘፍቅር ንኣምላኽ ቀረባ'ዩ ንሱ ምስ ኣምላኹ ብምስጢር ይራኸብ ኣምላኽ ከኣ ንልቡ የብርሃሉ። ክርስቶስ ንጴላጦስ ብህደኣት ኣሕፈሮ ደቂ ሰባት ምስ ዝህደኡ ንትዕቢት ጃህራን ብቀሊሉ ይስዕርዎ"(የሐንስ ኣፈወርቅ) ትብል ጥቕሲ እናኣንበበት ኣብ መዓሙቅ ሓሳባት ተዋሕጠት ። ብፍላይ ምስ ሳሚ ዘለዋ ርክብ ብሽፋን ርእሰ መትላል ከይከደነት ብቅንዕና ምስ ነብሳ ክትላዘብ ጀመረት። ክሳብ መዓስ ንነብሰይ ዘታልላ ሎሚ […]