ጻውዒት ሓገዝ ኣብ ህንጸት መንፈሳዊ ኮለጅ

ሓደ ካብቶም ዓበይቲ መንፈሳዊ መደባት ቤተክርስቲያንና፤ ህንጸት ዘመናዊ ኮለጅ ምዃኑ ኣብ ዝተፈላለየ ኣጋጣሚታት ብዝምልክቶ ኣካል ክሕበር ከም ዝጸንሐ ዝዝከር ኮይኑ፤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜርካን ካናዳን፤ ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ መስርሕ እጃሙ ንምብርካት ኣብ ትሕቲ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ናይዚ ሃገረ ስብከት እትእለ ኮሚተ ኣቊሙ ይርከብ። እዛ ንኡስ ክፍሊ ምትሕግጋዝ ተባሂላ ተሰምያ ዘላ ኮሚተ፤ እኹል መጽናዕቲ ብምግባር ኩሉ ኣማኒ ዓቅሙ ከበርክተሉ ዝኽእል ባይታ ኣብ ምፍጣር ትሰርሕ ኣላ። ሓደ ካብዚ ድማ፤ ብመንገዲ ኢንተርነት () ዝግበር ሓገዝ ኮይኑ፤ በዚ ዝስዕብ ሊንክ ብቀጥታ ሓገዝኩም ከተበርክቱን ተኻፈልቲ ናይዚ በረኸት ክትኮኑን ትዕድም፤

https://www.gofundme.com/finote-brhan-spiritual-college

ንዝያዳ ሓበሬታ ኣብዚ ዝስዕብ ተመልከቱ፤

 

Comments are closed.