በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሲጥና ፣ ብዕብራይስጥ ኮይኑ ጽልኢ ማለት እዩ፡፡ ዘፍ. ፳፮፥፳፩/26፥21 ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ መንፈሳዊት ቤት ትምህርቲ ንቆልዑ ንምዝንጋዕ ንሓደ ሰሙን ዝኣክል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፥ አሜን፥ ኣብ ዓቢይ ጾም ካብ ዝርከቡ ሸሞንተ ሰናብቲ እታ ራብዓይቲ መጻጕዕ ተባሂላ ትፍለጥ። ነዛ ኽብርቲ ዕለት ዘብጽሓናን ካብ በረኸታ ክንሳተፍ ዘፍቐደልናን እግዚአብሔር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ዘመነ ዮሓንስ ዓቢይ ጾም ዝጅምር ካብ የካቲት 25 – 2011 ዓ.ም ( 03-04-19) ኮይኑ በዓል ትንሣኤ ኣብ ዕለት ሚያዝያ 20- 2011 ዓ.ም (04-28-19) ይኸውን። ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልና! ጾም ምስ ጸሎት ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑዩ ዝሰምር እዩ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ንዮናስ ናብ ንቑጽ ምድሪ ተፍኦ። ጾመ ነነዌ እቲ ዓሳ ንዮናስ ብ ኣንጻረ ነነዌ ተፊእዎ። እግዚአብሔር ልክዕ ከም መጀመርታ “ ተንሥእ እሞ ነነዌ ናብታ ዓባይ ከተማ ኪድ። እከዮም ናብ ቅድመይ ደይቡ እዩ እሞ ኣንጻራ ኣውጅ። “ ኢልዎ። ዮናስ’ውን ከምቲ መጀመርታ ዝገብሮ ካብ ገጽ እግዚአብሔር ክሃድም ኣይፈተነን። እግዚአብሔር ከምዝኣዘዞ […]
ወሊድካ ፈትኖ ትበሃል ዘረባ ካብቶም ዝወለዱ እሞ ርዝነቱ ዝተረደኦም ሰባት ብዙሑ ግዜ እየ ሰሚዔያ። ጓል ሄዋን ምኻነይ እኳ ኣደ ንምዃን ኣዝየ ዝብህግ እነተ ነበረኩ፣ እዛ ጓል ሰበይቲ ትብል ጸርፊ ግና ንዉሽጠይ በሲዓ ከምዚ ኣደ ዋልሓንቲ ተራ ዘይብላ ተምስል ምዃና ፣ ምስጋና ዘይብሉ ኣደነት እንታይ ይገበረልካ ኣብ ዝብል ሓሳብ ሓደ ሓደ ግዜ ዝትከል ነበርኩ። ገና ጓል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጾመ ነነዌ ዮናስ ናብ ባሕሪ ተደርበየ። መዘኻኸሪ፣-ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር እንቋዕ ጾመ ነነዌ ብሰላም ኣፈጸመና። ናይ ትንቢተ ዮናስ ጽሑፍና ቁሩብ ንውሕ ስለዝብል እተን ዝተረፈ ክፋላት ብቀጻሊ ከነቅርቦ ኢና። ሠናይ ንባብ። ዮናስ ናብ ባሕሪ ተደርበየ። ንኽሞውት ግና ኣይኮነን። እግዚአብሔር ምስኡ ስለዝዀነ ንሞት ኣሕሊፉ ኣይህቦን እዩ። እግዚአብሔር ንሰብአ ነነዌ ከድኅኖም […]
ሕማመይ መን እዩ ዝሓመለይ᎒ ኣብ ሕወተይ ናይ ሓዘን ድንኳን ብዙሕ ግዜ እየ ርእየ። ይዝከረኒ ኣብ ጎሮቤትና ወደን ዝተጎድአን ኣደ ፣ እቲ ናትካ ነዓይ ዘይኮነለይ እናበላ ኣምሪረን ክበኽያ ተዓዚበ። ገለ ኣንስቲ ኣብቲ ሓዘን ዝጸንሓ እንታይ ዘመኑ ኢና በጺሕና ፣ ወላዲ ንዉልዱ ዝቀብረሉ ተካል ዘመን ክብላ ምስ ሰማዕኩ፣ ኣብቲ ንኵሉ ከመዛዝን ዘይክእል ዕድመይ እሞ እዚ ናይ ቀደም […]
ትንቢተ ዮናስ 2ይ ክፋል ዮናስ ናብታ መርከብ ምስ ኣተወ እግዚአብሔር ድማ ናብቲ ባሕሪ ህቦብላ ንፋስ ሰደደ እታ መርከብ ክትስበር ክሳብ እትቐርብ ኣብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ማዕበል ኮነ። ንፋስ ንኣምላኹ ተኣዚዙ ሥርሑ ይሠርሕ ኔሩ። ካብ ኣምላኽ ዝተላእኸ መልእኽተኛ እዩ’ሞ ንጸሎት ኣንቂሕዎም። ቀዲሙ ኣብቲ ባሕሪ ብርቱዕ ማዕበል ኮነ ክሳብ እታ መርከብ ክትስበር ትቀርብ እቲ ህቦብላ ንፋስ ክግምጥላ ቀረበ። […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ትንቢተ ዮናስ ትንቢተ ዮናስ ካብቶምም ኣርብዓን ሽዱሽተን ናይ ብሉይ ኪዳን መጽሓፍቲ ሓደ ኮይኑ ጸሓፊኡ ከኣ ዮናስ እዩ ዝበሃል። ዮናስ ማለት ርግብ የዋህ ማለት እዩ። ዝበነረሉ ዘመነ ከኣ ኣብ ዳግማዊ ኢዮርበኣም ዘመነ መንግሥት እዩ። 825 -784 ቅ.ል.ክ ማለት እዩ። ነብየ ዮናስ ዋላ ናይ እስራኤል ነብዩ እንተኾነ ዘምሃረሉ ቦታ […]
ቃለ ቡራኬ ብጹዓን ኣቦታት ጳጳሳት ንምጅማር ኣገልግሎት መርበብ ሓበሬታ ተለቪዥን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ።