ሆሣዕና

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሃዱ አምላክ አሜን። ምስባክ እም አፈ ደቂቅ ወሕጻናት አስተዳሎከ ስብሓተ በእንተ ጸላኢ። ከመ ትንሥቶ ለጸላዒ ወለገፋዒ ነቲ ጸላእን ገፋዒን ስቕ ከተብሎ ካብ ኣፍ ቈልዑን ዚጠብውን ምስጋና ኣዳሎኻ።                         መዝ.  8-2:: ወንጌል ዮሓ፣5፣11-31።      ግ.ሓ.28፣11-ፍጻሜ         እብ.9፣11-ፍጻሜ       1ይጴጥ.4፣1-12            ቅዳሴ. ዘጎርጎርዮስ   ኣብ ዓቢይ ጾም ካብ ዝርከቡ ሸሞንተ ሰናብቲ […]

Continue reading

7ይ ሰንበት ኒቆዲሞስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ሆረ ኃቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ። ምስባክ ሐወጽከኒ ሌሊተ ወፈተንኰ ለልብየ፣ አመከርከኒ ወኢተረክበ ዓመጻ በላዕሌየ፣ ከመ ኢይንብብ አፋየ ግብረ ዕጓለእመሕያው። ንልበይ ተዐዚብካዮ ብለይቲ በጺሕካዮ መርሚርካንስ ገለ እኳ ኣይረኸብካን ካብ ኣፈይ ክፍኣት ከይወጽእ ምኽረይ ቈሪጸ እየ። መዝ.16፣3   (17-3) ወንጌል ዮሓ.3፣1-10      ግ.ሓ.5፣38-ፍጻሜ        ሮሜ.7፣1-19       1ይዮሓ.4፣18-ፍጻሜ ቅዳሴ. ቅዳሴ ማርያም   […]

Continue reading

6ይ’ቲ ሰንበት ገብርኄር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ። መኑ ውእቱ ገብርኄር ። ምስባክ ከመ እግበር ፈቃድከ መከርኩ አምላኪየ ወሕግከኒ በማእከለ ከርስየ ዜኖኩ ጽድቅከ በማኅበር ዐቢይ። ኣምላኸይ ፍቓድካ ንምግባር ባህጊ ኣሎኒ፣ ሕግኻ'ውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ በልኩ፣ ጽድቅኻ ኣብታ ዓባይ ማኅበር ኣበሰርኩ።   መዝ.39፣8 (40-8) ወንጌል ማቴ.25፣14-31      ግ.ሓዋ.1፣6-9           2ይጢሞ.2፣1-16       1ይጴጥ.5፣1-12 ቅዳሴ. ባስልዮስ  ኣብ […]

Continue reading

ደብረ ዘይት 5ይ ሳምንቲ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ              እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረዘይት።      ምስባክ እግዚአብሔርሰ ገሀደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም እሳት ይነድድ ቅድሜሁ ። ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ።     መዝ.49-3 (50፣3)                        ወንጌል ማቴ.24፣1-36፣     ግ.ሓ.24፣1-22    1ይተሰ.4፣13     2ይጴጥ.3፣7-15። ቅዳሴ […]

Continue reading

መጻጕዕ 4ይ ሰንበት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ አምላኩሰ ለአዳም። ምስባክ እግዚአብሔር ይረድኦ ውስተ ዐራተ ሕማሙ ወይመይጥ ሎቱ ኩሎ ምስካቢሁ እምደዌሁ አንሰ እቤ እግዚኦ ተሣሃለኒ ። ኣብ መደቀሲ ድናሴኡ ኸሎ እግዚአብሔር ይድግፎ ንስኻ ብሕማሙ ንብዘላ ዓራቱ ተንጽፈሉ ጐይታየ በዲለካ እየ እሞ ምሐርኒ።                                                                መዝ. 40 (41)፣3-4። ወንጌል ዮሓ፣5፣1-23፣      ግ.ሓ.3፣1-1-12           ገላ.5፣1      ያዕ.5፣14 ቅዳሴ. […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  እንቛዕ ዓመታዊ ክብረ በዓል ኪዳነምሕረት ኣብጽሓና። ምስባክ እስመ ትቤ ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ መዝ. 88-2 ገላ.4፣ 1-12። 2ይዮሓ.1፣4-8። ግ.ሓዋ.1፣13-15። ሉቃ.1-39-57። ቅዳሴ ዘእግዝእትነ (ጎሥዓ) ድኅነት በላዒ ሰብ ብመንጽር መጽሓፍ ቅዱስ  ታሪኽ በላዒ ሰብ ኣብ ተኣምረ ማርያም ካብ ዝተመዝገቡ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን […]

Continue reading

ሣልሰይቲ ሰንበት ምኵራብ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ቦአ ኢየሱስ ምኵራብ አይሁድ ምስባክ እስመ ቅንዓተ ቤትከ በልዓኒ ትዕይርቶም ለእለ ይትኤየሩከ ወድቀ ላዕሌየ ወቀጻእክዋ በጾም ለነፍስየ። ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻውን ኣባይ ወዲቑ እዩ እሞ ነሕዋተይ ጓና ንውሉድ ኣደይውን ጋሻ ዀይኩ እምበኼኹ ንነፍሰይ ብጾም ምስ ኣሕሳእክዋ እዚ መጽረፊ ዀነኒ። መዝ.68- 8 (69-8) ወንጌል […]

Continue reading

ብቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊን ካልኦት ናይ ሶርያውያን ቅዱሳን ኣበው ብዛዕባ ጾም ፣ጸሎት፣ ምጽዋት ንነፍሲ ብርሃን እዮም እንዳበሉ ይገልጹልና። ዓይኒ ብድጋፍ ብርሃን ከምዝርኢ ነፍሲውን ብዘይ እዚኣቶም ድጋፍ መንፈሳዊ ዓለም ምርዳእ ኣይትኽእልን እያ። ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ << ናይ ሥጋ መብራህቲ ዓይኒ እያ። ዓይንኻ ጥዕይቲ እንተ ዀነት ብዘሎ ሥጋኻ ብሩኅ ይኸውን። ዓይንኻ ሕምምቲ እንተ ዀነት ግና […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ግነዩ ለእግዚአብሔር ወጸውኡ ስሙ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ አሚን ወሰናይት ቅድሜሁ ቅድሳት ወዕበየ ስብሐት ውስተ መቅደሱ። እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ ግርማን ክብረትን ኣብ ቅድሚኡ ሓይልን ጽባቐን ኣብ መቕደሱ እዩ።    መዝ .96-5። ወንጌል ማቴ.6-1-25።                                 ግ.ሓዋ.10፣7-30።   1ይተሰሎ.4፣1-13።     1ይጴጥ.1፣13-ፍጻሜ               ቅዳሴ .ዘኢጲፋንዮስ ቅድስት        ኣብ ዓቢይ ጾም […]

Continue reading

ጾም ከም ጸሎት

 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት መጀመሪት፣ ካብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ተውህብ፣ መጀመሪ ስራሕ ወንጌል፣ ናይ ጽሙዳን ክብሮም፣ ናይ ንጽህና መግለጺት ፣ ሰውነትና […]

Continue reading