ዲያቆን መርሃዉን ዲያንቆን በረኸትን ውሽጢ ቤት መቅደስ ከጸራርይዎ ድሕሪ ምውዒሎም ኣብ ጥቃ ቤተ ክርስቲያን እትርከብ መሸጣ ድኳን ኮካ ክስተዩ ተኣለዩ። ድያቆን በርኸት ምስ ድያቆን መርሃዊ ኣዝዩ ጥቡቅ ዕርክነት ኣለዎ። በሬ ሓወይ ፍቃድ እግዚአብሔር ኮይኑ ኤምባሲ ኣሜርካ ቪዛ ሂቦሙኒ ኣለው።ዲያቆን በረኸት፡ ዲ.መርሃዊ ናብ ኣሜርካ ኣብ ቀረባ ግዜ ክኸይድ ምዃኑ ምስ ነገሮ ኣይታሕጓስ ኣይጓሂ ኮነ። መራ ሓወይ […]
ንጽባሕቱ ሰዓት 5 ድ.ቀ ሳሚ ካብ ዲያቆን ዘተቀበላ ደብዳቤ ተሰኪሙ ናብ እንዳ ቤዛ ከደ። ቤዛ ጸብሒ ክስትሰርሕ ከም ዝጸንሐት እቲ ካብ ርሑቅ ኮንካ ዝሽትት ዘነበረ ጨና ሽሮ ይምስክር። ናይ ኽሽነ ኣቁሑት ክትሓጻጽብ ላዕልን ታሕትን ክትብል ኣብ ደንበ ናይቲ ኽሸነ ጸንሐት። ቤዛ በይና ኣብ ትኾነሉ ግዜ መዝሙር እና ዘመረት ናይ ስራሕ ገዛ ተዋድድ። ብፍላይ “ መንዩ […]
እግዚአብሔር መደምደምታ ክገብረልና ስዝለ ዝፈተወ፣ ንሓድነትና ድማ ስለ ዝበሃገ፣ እቲ ኣብ ደምቤና ዝሰርሖን ዝሃንጾን ዘሎ ክብሪ ብዙሕ እዩ። መቐጸልታ ናይቲ ወትሩ መደምደምታ ንኽረኽብ እንምነዮ ዝነበርና ንሓድነት ቤተ-ክርስትያንና ዝቕውድ ድርዒ ሰላም ከልብሰና ለሚንናዮስ፣ ንመጻኢና ዘበስር ኣንፊ ብርሃን ዝሓዘ ሓድሽ ናይ ዕርቕን ሰላምን ታሪኽ ሰሪቱልና ይርከብ። እዚ ኣብ ትሕቲ ብዙሕ ተጻብኦን መንቀኝነት ኣጽራረ ቤተ-ክርስትያንን ዝከናወን ዘሎ ጻዕሪ፣ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስን ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ወትባርክ ኣክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ፥ ንዓመት ብሣህልኻ ትኽልላ፥ መዝ 65፡11 እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዓመት ናብ ዓመት ብበረኸት እናኸለለ ዘንበረና ነዞም ብኣምሳሉ ዝተፈጠርናን ኣቦ ኢልና ክንጽውዖ ውልድነት ዝሃበናን፥ ንጉእዛን ፍጥረታቱ’ውን ከማን ብሓልዮትን ብበረኸትን እናኣጽገበ ከም ዝሕልዎም መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብል :- ንምድሪ ትሓልየላ ዝናም ሰዲድካ ኸኣ ተጽግባ ፍርያምን […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ አሐዱ አምላክ አሜን። ወትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ንዓመት ብሳህልኻ ትኽልላ መዝ.64፣11(65፣11። እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ብሰላምን ጥዕናን ዓቂቡ ኣብጽሓና። ንዘመን ብዘመን ዚልዉጥ፥ ኣብ ዘዘመኑ ድማ ዲንቒ እጹብ ዝኾነ ህያባቱ ኣምላኻዊ ጥበባቱን ዝገልጽ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ ዘሰጋገረና ስለ ኩሉ ግብሩ ይኽበር ይመስገን ኣሜ “ቅዱስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ብሰላምን ጥዕናን ዓቂቡ ኣብጽሓና። ንዘመን ብዘመን ዚልዉጥ፥ ኣብ ዘዘመኑ ድማ ድንቕ እጹብ ዝኾነ ህያባቱ ኣምላኻዊ ጥበባቱን ዝገልጽ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ዘመነ ዮሓንስ ናብ ዘመነ ማቴዎስ ዘሰጋገረና ስለ ኩሉ ግብሩ ይኽበር ይመስገን ኣሜን። ወዲ ሰብ ንሥጋ’ውን መንፈሳዊን ምንቅስቃሳቱ ብዝጥዕሞ መገዲ እግዚአብሔር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስን ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ንቤተ ክርስቲያና ብናይ ዘመን ኣቆጻጽራ ፍልይ ካብ ዘብላ ነገር ሓደ ጳጉሜን እትበሃል መበል ፲፫ (13) ወርኂ ስለዘለና እዩ፡፡ ጳጉሜን ማለት ብግሪኽ ወሰኽ ማለት ክኸውን እንከሎ ንዓመት ብሰላሳ መዓልታት ምስ ከፈልናዮ ዝተረፉ ዕለታት ተኣኪቦም ዝሰመይዋ ተወሳኺት ወርኂ እያ፡፡ ወይ ከኣ በብመዓልቱ ኣብ መንጎ ጸሓይን ወርሕን ዘሎ ኣቆጻጽራ ዝፍጠር […]
ቤዛ ዘይሓሰብቶ ሕቶ ካብ ድያቆን ሰለ ዝረኸብት ሕልሚ ኮይኑ ተራኣያ ። ዓቢየ ዕደመ ሔዋን በጺሐ ማለት ደዩ ወይስ ጸላኢ ሰናይት መደባተይ ከሰናኽል ሰለ ዘደልዩ ኣብ ሓጺር ግዜ ካብ ቡዙሓት መንእሰያት ናይ መርዓ ሕቶ ዝቀርበይ ዘሎ እናበለት ከይተረደኣ ኣብ ገዝኦም በጽሐት። ምስ ማማ ኣብርሀት ከጸንሓ ዘይተጸበየቶ ሳሚ ምስ ረአየት ቀው ኢላ ጠመተቶ። ብዕላማ ኮነ ኢሉ ምስ […]
እንቋዕ ናብ በዓለ ዕርገታ ለእግዝእትነ ቅድስት ድንግል ማርያም ብሰላም ኣብጸሓና! ምስባክ ቀደሰ ማኅደሮ ልዑል እግዚ አብሔር ውስተ ማዕከላ ኢትትሐወክ ወይረድኣ እግዚአብሔር ፍጽመ። መዝ.45፣4-5። ሮሜ .8፣31- ፍጻሜ ። 2ይዮሓ.፣1፣1-7። ግ,ሓዋ, 1፣12-15 ወንጌል. ማቴ.26፣-26-31። << ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ከኩሉ>> ጾመ ፍልሰታ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዕረፍታን ትንሣኤን ዕርገታን ዝሕሰበሉ እዋን እዩ። […]