ስነ-ጽሑፍ ያዕቆብ ወዲ ማይ-ተመናይ ብጽሑፍን ብድምጽን ያዕቆብ ንመኖም ይስጎግ ንክርስቶስ'ዶ ወስይ ንኣጋንንቲ፧ መበግሲ ኣዛ ዛንታ ዓቅሚ ኣዳማ በጺሐ ፡ ወረ ዓቅሚ ኣዳም ሓሊፈዩ ዝብል ዘሎ ያዕቆብ ወዲ ማይ-ተመና’ዩ፡ ዓለምና ዝጎደለ መስንገልኦም ክናድዮ ኮለል ዝብሉ ኣወዳት ተዘሪኦማ ኣለዉ። ኣነዉን ከምኦም ኣብ ምህንዳስ መሰንገለይ ተጸሚደ ኣለኹ። ገሊኦም ዓቀኖም መሰንገል ረኺቦም እፎይ ክብሉ ከለዉ: ገሊኦም ድማ ምስኦም ዘይሰማማዕ መሰንገል ብታህዋኽ ሰለ ዝእትዉ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ። መኑ ውእቱ ገብርኄር ። ምስባክ ከመ እግበር ፈቃድከ መከርኩ አምላኪየ ወሕግከኒ በማእከለ ከርስየ ዜኖኩ ጽድቅከ በማኅበር ዐቢይ። ኣምላኸይ ፍቓድካ ንምግባር ባህጊ ኣሎኒ፣ ሕግኻ'ውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ በልኩ፣ ጽድቅኻ ኣብታ ዓባይ ማኅበር ኣበሰርኩ። መዝ.39፣8 (40-8) ወንጌል ማቴ.25፣14-31 ግ.ሓዋ.1፣6-9 2ይጢሞ.2፣1-16 1ይጴጥ.5፣1-12 ቅዳሴ. ባስልዮስ ኣብ […]
“ሰብኣይ ዘበለ ዂሉ ኺጽሊ ወይስ ትንቢት ኪንበ ኸሎ፡ ርእሱ እንተ ተጐልበበ፡ ንርእሱ የሕስር”1ቆር11፡4። ሰብኣይ ርእሱ ኣይሸፍን እናተባሃለና ከሎ ስለምንታይ ስልጣነ ክህነት ዘለዎም ( ጳጳስ፡ካህን(ቀሺ)፡መርጌታ፡ድያቆን) ክጽልዩ ከለዎ ቆቢዕ ዝገብሩⵗ እናበሉ ንቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን ክጸርፉን ክዘልፉን ሰባት ሰሚዓ ኣለኹ። ሶሲ መሓዛይ ምስ ሓንቲ ምስኣ ትመሃር መሓዝኣን ስለምታይ ካህናት ቆቢዕ ኣብ ርእሶም ዘንበሩⵗ ክትብል ትሓታ ኣላ። ሶሲ ብዝከኣላ መጠን […]
//.. መረን-ዓሰርተ ኣርባዕተ ክፋል ብጽሑፍን ብድምጽን......// ናይታ ኣርክቲክተርን እትበሃል ክንዲ ኣዳጒራ ዚኣክል ሓንጐል ዘልዋ፣ ብዘይ ብሶላ እናተንቀሳቀሰት 22,000 ማይል እትጓዓዝ፣ ዑፍ’ውን ክብጻሕ ኣይተኻእለን። ከመይ ጌሩ ብዘይ ገለ ጌጋ፣ ናብ ቦትኣ ትበጽሕ…? ብዛዕባ ተፈጥሮስ’ከ ንምጻእ፦ እዚ ኩሉ ህይወታዉያን ካብ ሓደ ዘይህይወታዊ መጺኡ’ዶ ንበል፦ ከምኡ እንተዝኸዉን እሞ ናይ ኩሎም ጀነቲክ ኮድ (Genetic Code) እቲ ዚደቀቀ ወሎዳዊ ዘርእን ምምስሳልን […]
ኣብ ልዕሊ ታቦት ናይ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ተጻሒፉ ዘሎ ጽሑፍ እንታይ ኢዩ ⵗ ተባሂልኩም እንተትሕተቱ እንታይ ኢልኩም ምመለስኩም? “ዓሰርተ ትእዛዛት” እንተኾይኑ መልስኹም ቅኑዕ ኣይኮነን። ቅድሚ እቲ ቅኑዕ መልሲ ምምላስና ኣቐዲምና ብዛዕባ ታቦት ቁሩብ ነገራት ክንምልከት። ብዙኃ ግዜ ብዛዕባ ኣድላይነት ቅዱስ ታቦት ኣብ ዝለዓሉ መብርሂታት ብዛዕባ ናይ ብሉይ ኪዳን ታቦት ዝጥቐሱ ጥቕስታት ነቲ ዝሰፍሐ ክፋል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረዘይት። ምስባክ እግዚአብሔርሰ ገሀደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም እሳት ይነድድ ቅድሜሁ ። ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ። መዝ.49-3 (50፣3) ወንጌል ማቴ.24፣1-36፣ ግ.ሓ.24፣1-22 1ይተሰ.4፣13 2ይጴጥ.3፣7-15። ቅዳሴ […]
//.... ፍቁራት ኣሕዋትና ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ኣምላኽ እዛ መረን ትብል ሓቀኛ መንፈሳዊ ታሪኽ ካብ ብጽሑፍ ጥራይ ብ ደምጺ ኣሰኒናና ክንዝርጋሕ ጀሚርና ኣለና ። እተን ዝሓልፋ ክፍላት ብዝተኻእለ መጠን ናብ ድምጺ ከነመሓላልፈን ክፍትን ኢና ። ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩና ...// ቕጭ መጺኡኒ፣ ኣንታ በጃካ ግደፈና፣ ኣምላኽ ትብል ኣምላኽ እንተ ዚህሉ፣ እዚ ኩሉ ምወረደና፣ ኢሳ. 49፣14 ከድሕነና ትብል […]
ምስ ሕላናይ ይማጎት ኣለኹ፡ ከምዚ ዓይነት ታሪኽ ዝፈጸመ ሰብ እንትርፎ ብረድዮ ክሰምዖ፡ ኣብ ጋዜጣ ወይ መጽሔት ተጻሒፉ ከንብቦ ብኣካል ኣብ ቅድሚ ዓይነይ ኣጋጢምኒ ኣይፈልጥን ።ኣዚ ዘለናዮ ዘመን ደቂ ሰባት ስለምታይ ንምንዝረና ከም ሓደ ዓቢ ሓጥያት ዘይንቆጽርዎ ፈጺሙ ክርደኣኒ ኣይክእል ይብል ኣለኹ ብትሕቲ መልሓሰይ። ኣወዳት ካን ኣኽሊዎም ደዩ ሓሳብቶም ከምዚ ክኸዉን ፡ምስ ሓንቲ ጓል ኣንስተይቲ ትላለ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱአ አሐዱ አምላክ አሜን። ኣርምሞ ኣብዚ ዓለም ብሕይወት ከለና ካብ ንሕጎሶ መዓልትታት ንላዕሊ ብሓዘን ተዓጂበና ንሕልፎ እዋናት ይበዝሕ። ነዚ ዩ ከኣ ኣበው ኣብ ዓለም ሓጎስና ከም ቛሕታ ሰም ዓይኒ እዩ ዝብሉ ። እዚ ማለት መዓልታት ሓጎስና ኣብዛ ምድሪ ኣዝየን ሓጸርቲ እየን። እናበለ እዩ ኵሉ ጊዜ ኣብ ዕላላቱ ዝጠቅስ። ዘማርያም ዓርከይ ። […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ አምላኩሰ ለአዳም። ምስባክ እግዚአብሔር ይረድኦ ውስተ ዐራተ ሕማሙ ወይመይጥ ሎቱ ኩሎ ምስካቢሁ እምደዌሁ አንሰ እቤ እግዚኦ ተሣሃለኒ ። ኣብ መደቀሲ ድናሴኡ ኸሎ እግዚአብሔር ይድግፎ ንስኻ ብሕማሙ ንብዘላ ዓራቱ ተንጽፈሉ ጐይታየ በዲለካ እየ እሞ ምሐርኒ። መዝ. 40 (41)፣3-4። ወንጌል ዮሓ፣5፣1-23፣ ግ.ሓ.3፣1-1-12 ገላ.5፣1 ያዕ.5፣14 ቅዳሴ. […]