በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! እንቋዕ ናብ በዓለ ቅዱስ ዮሓንስን ሓድሽ ዓመትን ብሰላም ኣብጽሓና! ዘመነ ሉቃስ ወንጌላዊ 2011 ዓ.ም ግእዝ (2018ኣ.ፈ) ምስባክ ወይትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም ወይረውዩ አድባረ በድው። መዝ 64(65)፣11 2ይቆሮ.6፣1-11። ያዕ.5፣8-13። ግ.ሓዋ.5፣12-17። ወንጌል.ማቴ.11፣1-20። ቅዳሴ ዘሐያዋርያት (ነአኵተከ) ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር ዘመነ ሰላም፣ ዘመነ ፍቕሪ፣ ዘመነ ቅሳነትን ራህዋን ዘመነ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ መቀረትን ጣዕምን ናይዛ ዛንታ ኣብ ታሕቲ ዘላ መዝሙር እንተዘይ ሰሚዕና ሰለ ዝሃስስ እዛ መዝሙር እናሰማዕና ነቲ ንባብ ክንከታተሎ ተመራጺ ኮይኑ ይስመዓና። መዝሙር ንምስማዕ https://www.youtube.com/watch?v=-QN8WonydXs&feature=youtu.be ንጠውቅ። ሰናይ ናይ ንባብ ግዜ !! “ጐይታይ ንስኻ ናይ ዘለዓለም ሕይወት ቃል አሎካ፡ ናብ መን እሞ ኽንከይድ፧”ዮሐ6፡68 "እዛ መዝሙር እዚኣ" ካባኻ እሞ ናበይ ጐይታ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ሓቀኛ ታሪኽ - “ትዕግስቲ ክሳብ ሞት “ ሰዓት ሓደ ናይ ለይቲ ጉዕዘና ካብ ኣስመራ ናብ እንዳ ኣቡነ እንድርያስ(ስፍኣ) ገዳም አሑዱ ኢልና ፈለምናዮ። መንግድና ስሙር ብምንባሩ ናይ ንግሆ ፀሐይ ከየርከበትና ብዝሑ መንገዲ ኣሳለጥና። ከይተረደኣ ናይ ምስሓ ሰዓት ስለዝኣኸለ ካብቲ ንጉዕዞና ስንቂ ክኾነና ዝተማላኣናዮ ስልጣንያ ድሕሪ ምቁዳስና ጸሎት ብምብጻሕ ኣእጋርና […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ንመከራን ሓጎስን ብማዕረ’የ ዝስተማቅሮም እዛ ጽሑፍ ነቶም ኣብ ኣንጻራዊ ጾታ ፍቅሪ ወዲቆም ዘለው ኣሕዋት እትምልከት ጽሕፍቲ'ያ ። ንፍቅሪ ኣንጻራዊ ጾታ መዝሚዞም ብፍላይ ኣሕዋትና ደቂ-ኣንስትዮ ብመንገዲ መንፈሳዊ ሕወይት ዝጓዓዛ ክብድሉ ንዝፈትኑ መንእሰያት እትምዕድ ጽሕፍቲ’ያ። ብዝገጥመካ ፈተና ትብዓትን መንፈሳዊ ዕበይትን ከተጥሪ ከም ዘለካ እንተብርህ ጽሕፍቲ'ያ። ጨካን ኣይኮንኩን ለዋህ’የ ልበይ ገና […]
ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ናይ ቀብሪ ሥነ-ሥርዓት ዝተፈጸመሉ ዕለት ካብቶም ዓሰርተ ክልተ (12) ሓዋርያት ሓደ ዝኾነ ቅዱስ ቶማስ ሓዋርያት ምስኦም ኣይነበረን። ብተልእኾ ካብቲ ዝነበረሉ ሃገረ ስብከቱ ኣብ ደመና ተጻዒኑ ናብቲ ኣኅዋቱ ዝነበሩሉ ናብ ኢዮሩሳሌም ክመጽእ ከሎ፡ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ከኣ ካብ ዝተቐበረትሉ ዕለት ብሳልሳይ መዓልቲ ከም ወዳ፡ ዕለት ዓሰርተ ሽዱሽተ (16) ነሓሴ ተንሢኣስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ንእስነት ዕዳ እዩ:: “ንእስነት ብዝተፈላለዩ ቀለማት ሕብሪ ዝተኸበ መድረኽ ሕይወት ኮይኑ መሪር ግና ተባሃጊ ዕድመ እዩ”ክብሉ ክሰምዕ እንከለኹ ካብቶም ንንእስነት ተማሂሮምላ ዝሓለፉ ገለ እውን ዕድል ዘይገበሩ ኣብ ፈተና ናይ ንእስነት ዘይተዓወቱ ሰባት ድንጽዉ እዩ ዝብለኒ ነይሩ። ዕድመ ንእስነት ክበጽሓ እሞ ኣነ እዉን ከም ሰበይ እቲ ናታ ክህባ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: " አሐደ ለከ ወአሐደ ለሙሴ ወአሐደ ለኤልያስ ንግበር ማኅደረ " ቅዱስ ጴጥሮስ ማቴ. 17፣ 1-8 " ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ድማ ጎይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንጴጥሮስን ንያቆብን ንዮሓንስን ሓዉን ወሲዱ ንበይኖም ናብ ነዊሕ ከረን ኣደየቦም። ኣብ ቅድሚኦም ድማ ትርኢቱ ተለወጠ። ገጹ ከም ጸሓይ ኣብርኄ ክዳኑ'ውን ከም ብርሃን ጻዕደወ። […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነሓሰ 5 ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ ፊልጶስ ናይ ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ […]
ነታ ካብ የማን ኢዱ ዘይፈልያ ፣ መሓዛ ኣጻብዕቱ ካብ ትኮዉን ሠለስተ ዓመት ኣቁጺራ ዝነበረት ሽጋራ ፣ ካብ ጁቡኡ ብምዉጻእ ፣ ነቲ ካብ ምሒር መስተ ኣካላቱ ምቅስቃስ ኣብዩዎ ዝነበረ ሳምሶም ዓርኩ፣ ክርቢት ክህቦ ተወከሶ ። ሳምሶም በቲ ብመስተ ዚተኣሰረ ልሳኑ ፣ ጎልደፍደፍ እናበለ ፣” ክ-ር-ቢ-ት የብለይን” ክብል መልሲ ስለ ዘሃቦ፣ ነቲ በቲ ጎደና ዝሓልፉ ዘነበሩ ሰባት […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! እንቋዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ ብሰላም ኣብጸሓና። ካብ ዕለት ሰሉስ ነሓሰ 1-2010 ዓ.ም (ነሓሰ 7-2018) ጀሚሩ ኣብ ክልተ ሱባኤ ኮይኑ ። ኣብ ነሓሰ 16 ዕለተ ረቡዕ 2010 ዓ.ም ( ነሓሰ 22 - 2018)ኪዳነ ምሕረት ብቅዳሴ ይዛዘም። ብሩኽ ምጅማር ጾመ ፍልሰታ ይግበረልና። ፍልሰታ ማለት “ፈለሰ” ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ […]