በዓለ ክቡር መስቀል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ።                                     በዚ ዕለት ናይ ጐይታናን መድኃኒትናን ኢየሱስ ክርስቶስ ክቡር መስቀል ኣብ መስከረም ዕለት ፲፯/17 ተጀሚሩ ከም ሎሚ ዕለት ፲ መጋቢት ዝተረኽበሉ ዕለት እዩ። ነዚ ዕለት ሊቃውንተ ቤተክርስቲያን ካብተን ናይ ጐይታ ትሸዓተ ንኡሳን በዓላት መዲቦምዎ እዮም። በዚ ድማ ካብ ዋዜማ ጀሚሩ ክሳዕ ማህሌት ዝበሃል ኣብ ናይ ቅዱስ ያሬድ […]

Continue reading

 መፃጒዕ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ  ቦአ ኢየሱስ ምኵራብ አይሁድ ምስባክ እስመ ቅንዓተ ቤትከ በልዓኒ ትዕይርቶም ለእለ ይትኤየሩከ ወድቀ ላዕሌየ ወቀጻእክዋ በጾም ለነፍስየ። መዝ.68-8። ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻውን ኣባይ ወዲቑ እዩ እሞ ነሕዋተይ ጓና ንውሉድ ኣደይውን ጋሻ ዀይኩ እምበኼኹ ንነፍሰይ ብጾም ምስ ኣሕሳእክዋ እዚ መጽረፊ ዀነኒ። መዝ.69-8 ወንጌል ዮሓ፣2፣12፣      […]

Continue reading

ምኲራብ

                                        በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ቦአ ኢየሱስ ምኵራብ አይሁድ ምስባክ እስመ ቅንዓተ ቤትከ በልዓኒ ትዕይርቶም ለእለ ይትኤየሩከ ወድቀ ላዕሌየ ወቀጻእክዋ በጾም ለነፍስየ። መዝ.68:9:: ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻውን ኣባይ ወዲቑ እዩ እሞ ነሕዋተይ ጓና ንውሉድ ኣደይውን ጋሻ ዀይኩ እምበኼኹ ንነፍሰይ ብጾም ምስ ኣሕሳእክዋ እዚ መጽረፊ ዀነኒ። መዝ.69-8:: ወንጌል […]

Continue reading

ቅድስት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።               ካልኣይ ሰሙን ጾም ፵ /ዓቢይ ጾም/ ጾመ እግዚእ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ።  አሚን ወሠናይት ቅድሜሁ።   ቅድሳት ወዕበየ ስብሐት ውስተ መቅደሱ።   መዝ. 95፣5።  እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ። ግርማን ክብረትን ኣብ ቅድሚኡ                    ሓይልን ጽባቐን ኣብ መቕደሱ እዩ።    መዝ .96፣5። ወንጌል ማቴ.6-1-25። ግ.ሓዋ.10፣7-30።   1ይተሰሎ.4፣1-13።     1ይጴጥ.1፣13-ፍጻሜ   ቅዳሴ […]

Continue reading

ኪዳነምሕረት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።   ምስባክ እስመ ትቤ ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ  መዝ. 88-2 ገላ.4፣ 1-12። 2ይዮሓ.1፣4-8። ግ.ሓዋ.1፣13-15።  ሉቃ.1-39-57። ቅዳሴ ዘእግዝእትነ (ጎሥዓ) ዕለተ ዓሰርተ ሽዱሽተ ዋሕስ በላዒ ሰብ ዋጋ ነፍሱ ምኽንያቱ ድኅነዩ ዝኾነት ኪዳነምሕረት እያ። ታሪኹ ክንርእዮ ከለና ከኣ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ካብ […]

Continue reading

ሰሙናት ናይ ጾም ፵

 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።  ሰሙናት ናይ ጾመ ፵ ቅዱስ ያሬድ ኣብ መጽሓፈ ዚቅ ወመዝሙር ዘወረደ፣ ዘቅድስት፣ ዘምኵራብ፣ ዘመፃጕዕ፣ ዘደብረ ዘይት፣ ዘገብርኄር፣ ዘኒቆዲሞስ፣ ዘሆሣዕና ኢሉ ካብ ገጽ ፫፻፲፯-፫፻፴፮ ኣስፊርዎ ኣሎ። እዚ ኣብ ነናይ ዕለቱ ኣብ ዕለተ ሰንበት ንሸሞንተ ሰሙናት ዝበሃል ናይ ጾመ ፵ መዛሙር እዩ፡ እቲ ሰናብቲ’ውን ብኸምኡ ይጽዋዕ። ናይ ጾመ ፵ […]

Continue reading

ልደተ ስምዖን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ልደተ ስምዖን ካብተን ትሸዓተ ናይ ጐይታ ንኡሳን በዓላት ሓደ ኾይኑ ኣብ ለካቲት ፰/8 ከምተን ካልኦት በዓላት ብማህሌትን መዝሙርን ቅዳሴን ተሰሪዕሉ ክበዓል ከም ዘለዎ ኣብ መጽሓፈ ዝሰፈረን ዝበዓልን በዓል እዩ። በዚ ዕለት ሕፃን ጐይታ ካብ ዝውለድ ኣብ መበል ፵/40 መዓልቱ ቅድስት ድንግል ማርያምን ጻድቕ ዮሴፍን ናብ ቤተ መቕደስ […]

Continue reading

ኣስተርእዮ ማርያም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ኣስተርእዮ ኣስተራየ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ምቕላዕ ምግሃድ ምግላጽ ማለት እዩ። እቲ ክውለድ እዩ፡ ክጥመቕ እዩ፡ ተሰቒሉ ድማ ንዂሉ ዓለም ከድኅን እዩ፥ እናተባህለ ኣበው ብምሳሌ ነቢያት ብትንቢቶም ዝተነበዩሉ፥ ጊዜኡ ኣኺሉ እቲ ዘይረኣይ ኣምላኽ ሥጋ ለቢሱ ምስ ተገልጸ፡ እቲ ዘይረኣ ተራእየ ንምባል […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 'ጥቅመ ሰናኦር፡ ግምቢ ባቢሎን'       ኣጋእዝተ ዓለም ሥላሴ እምሃበ አልቦ ሃበ ቦ (ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር) ኣምፂኦም ንዓለም ካብ ዝፈጠሩሉ ኣትኂዞም ኣብዚ ዓለም ተገሊጾም ተነጊሮም ዘይውድኡ ድንቂ ድንቂ ዝኾነ ትእምርትን ተኣምራትን ግብርታትን ፈጺሞም እዮም። ካብቲ ብዙኅ ዝፈጸምዎ ተኣምራት ሓደ ኣብ ምድረ ባቢሎን ዝፈጸምዎ ዕጹብ ተኣምር እዩ። ቅድስት […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። "ንሑር እስከ ቤተልሔም ወናእምር ዘንተ ነገረ ዘአርአየነ እግዚአብሔር፣ ነዚ እግዚአብሔር ዝገለጸልና ክውን ነገር ክንርኢ ንዑናይ ናብ ቤተልሔም ንኺድ" (ሉቃ. 2፡15)። ነዚ ቃል ዝተዛረቡ ንዓሠርተ ሰዓታት ዝኣክል ለይቲ ብሠለስተ እብረ ተማቂሎም ኣብ መሮር ማሎም ኣብ ምሕላው ዝነበሩ ጓሶት ቤተልሔም ነበሩ። በዛ ለይቲ እዚኣ መልኣኽ እግዚአብሔር ተገልጸ፡ ክብሪ እግዚአብሔር'ውን […]

Continue reading