እቲ ዝጉዳእ መን እዩ᎒

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ናይ እምባ ስብከቱ ካብ ዘምሃሮም ትምህርቲ ሓደ “ ንጸላእትኹም ፍተዉ ዝረገምኹም መርቑ ፣ ንዝጸልእኹም ጽቡቕ ግበሩ ዝበደልኹምን ዘሳደድኩምን ጸልዩ። ” ዝብል ይረከቦ። ማቴ.5፣43-44፣ ብዙሓት ነዚ ቃል ዋላ እንተፈለጥናዮ ጸላእትና ክንፈቱን፣ ክንምርቖምን ብዛዕብኦም ንጽልየሉ ምኽንያት እንታይ ከምዝኾነ ብዘይምስትውዓልና ነዚ ነገር እዚ ክንገብሮ ንጽገም። […]

Continue reading

  በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እዛ ተኣምር ክትንበብ እንከላ እንታይ ይስመዓኩም፥ ቁሩብ'ከ ኣብ ኅሊናኹም እንታይ ይመላለስ᎒     ካብ'ቲ ብዙሕ ትሕትናኣ ከም ትብሉኒ ኣይጠራጠር ኢየ በሉ ነታ ዝበልኩማ መሰረት ብምግባር ተኣምራ ክንበብ እንከሎ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ተአምራ ንነፍስና ነዚ ዘክሪ ንበላ!!! እቲ ዝበለጸ ዘገርም ትሕትናኣ ግን ንማይ ቐዲሓ ዕትሮኣ መሊኣ ክትምለስ […]

Continue reading

ቅድሚ ናብቲ ቀንዲ ኣርእስቲ ምእታወይ እዘን ምክረ አበው ከቀድም ዘሚኬኤል ዓርከይ ብምባል ድሕሪ ሰላምታ ናብ ጽሑፉ ኣስጊሩኒ ።  ሠናይ ንባብ።   † ሓደ ኣቦ አበምኔት ገዳም ኣብ ሓደ እዋን ንአባ ባይሞን ዝበሃሉ ኣቦ “ ፍርኃት እግዚአብሔር ከመይ ጌረ ኣብ ሕይወት ኩሉ ግዜ ክኅልወኒ ይኽእል።” ኢሎም ሓቲቶሞም። እሶም ክምልሱ ከለዉ “ ሰብ ከመይ ብጽቡቕ ጥዕሙን ብልዕን መስተን […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱአ አሐዱ አምላክ አሜን። ኣርምሞ  ኣብዚ ዓለም ብሕይወት ከለና ካብ ንሕጎሶ መዓልትታት ንላዕሊ ብሓዘን ተዓጂበና ንሕልፎ እዋናት ይበዝሕ። ነዚ ዩ ከኣ ኣበው ኣብ ዓለም ሓጎስና ከም ቛሕታ ሰም ዓይኒ እዩ ዝብሉ ። እዚ ማለት መዓልታት ሓጎስና ኣብዛ ምድሪ ኣዝየን ሓጸርቲ እየን። እናበለ እዩ ኵሉ ጊዜ ኣብ ዕላላቱ ዝጠቅስ። ዘማርያም ዓርከይ ። […]

Continue reading

ዓርቢ ዕለት ፲፭ ኅዳር ፳፻ወ፲ ዓ. ም. (24-11-2017 ዓ. ም. ፈ.) ምእታው ሓደ ካብ ሾብዓተ ኣጽዋማት ዝኾነ ጾመ ነቢያት እዩ። እዚ ጾም ን44 መዓልታት ተጾይሙ በዓለ ልደት ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዕለት ፳፱ (29) ታኅሣሥ ዝውዕል እዩ። ጾም ትፌውስ ቁስለ ነፍስ፡ ወታጸምም ኩሎ ፍትወታተ ዘስጋ፡ ወትሜህሮሙ ለወራዙት ጹሙና፡ ጾም ቁስሊ ናይ ነፍሲ ትፍውስ፡ድሌታት ናይ ስጋ […]

Continue reading

ካልኣይ ክፋልን መወዳእታን ዕድመ ንንስሓ !!! “ ንገዛእ ነብስና እንተፈሪድና እግዚአብሔር ብኣና ይሕጎስ ” አባ እንጦስ።  ናይ ሰብ ኃያልነቱ (ጥንካሬኡ)  ንደጋዊ ገጽታ ዝመዘን ኣይኮነን። ካብ መዓሙቕ ልቡ ዝነቐለ፣ ካብ ሓሳቡን ካብ ፈቓዱን ዝተበገሰ’ዩ እምበር። ሰብ ጌጋኡ ክሳብ ዘይኣመነ ክጣዓስ ማለት ዘበት እዩ። እዚ ከኣ ናብቲ ናይ መጀመርያ ናይ ንስሓ ደረጃ ከይበጽሕ ይዓግቶ።  ናብ ንስሓ ክትበጽሕ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን። “ ንገዛእ ነብስና እንተፈሪድና እግዚአብሔር ብኣና ይሕጎስ ” አባ እንጦስ። ሓዲሽ ዓመት ክበሃል ከሎ ሓዲሽ መስከረም :ሓዲሽ መዓልቲ ኣይኮነን፥ እንታይ ደኣ ሓዲሽ ናይ ምብርባርን ምንቃሕን፡ ምጽራይ፡ ናይ ቀደም ገዲፍካ ሰብነትካ ምስትኽኻል ማለት እዩ። ኮታ ብኹለንተናኻ ኣሰረ ፍኖት እግዚአብሔር ምስዓባ፡ ነፍስኻ ብንስሓ ምጽራይ ማለት እዩ። “አእትቱ እምላዕሌክሙ ግዕዘክሙ […]

Continue reading

ሓደ እዋን ቅዱስ ኣባ መቃርስ ዓቢ፡ ኣብ በዓቶም ብጸሎት ተጸሚዶም ኣብ ዝነበርሉ ግዜ ሓደ ካብቶም ኣብቲ ገዳም ዝነበሩ ተማሃሮ ናብኦም ቀሪቡ፡ "ኣባ ኵሉ ነገር መኒነ ንክርስቶስ ከገልግሎ እንታይ ክገብር ኣሎኒ" ብምባል ሓተቶም። ኣባ መቃርስ "ዝወደይ ብሓቂ’ዶ ንክርስቶስ ኪትስዕቦ ወሲንካ ኢኻ " ብምባል ንሕቶኡ ብሕቶ መለስሉ። እቲ መንእሰይ ብዘይምምታእ "እወ ኣቦና ወሲነ ኢየ " ኢሉ መለሰ። […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ወዲ ሰብ ካብ ፈተና ምእንቲ ክድኅን ኩሉ ግዜ ከየቋረጸ ናይ ኣምላኹ ክጽሊ ይግባእ። ነዚ እዩ ከኣ ኣምላኽና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ  ኣብ ማቴ.26፣41። << ናብ ፈተና ከይተኣይዉስ ንቅሑን ጸልዩን።>>  ዝበሎም ንኣቦታትና ሓዋርያት።  ቅድስቲ ቤተክርስቲያና ንምእመናን ደቃ በብዕለቱ ተጊሆም ናብ ኣምላኾም ምእንቲ ክጽልዩ መዓልታዊ ጸሎት ሸውዓተ ሰዓታት ክጽልዩ ሥርዓት […]

Continue reading