ጦማረ ዘብጹእ ወቅዱስ አቡነ ሲኖዳ ሳልሳይ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዚ ይብለና። “ ብውሑድ ተኣሚንካ ኢኻ’ሞ ኣብ ብዙሕ ክሾመካየ ።” እዚ ማለት ኣብ ምድራዊ ዓለም ብነገራት ኩሉ እሙን እንተኾንካ ኣብ ሰማያት ክሸመካ እየ ማለት እዩ። ኣብዚ ዓለም እሙን ኮንካ ምርካብ ማለት ሽልማት ኣብ ዘልዓለምዊ ሕይወት ክሸመካ እየ። ማለት እዩ። እዚ መምርሒ ብብዙሕ ባእታት ተግባራዊ ክኸውን ይኽእል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ንካልኦት ሰባት ካብ ዘየድኅን ክርስትያን ንላዕሊ ዝኸፍአ ምንም የለን። ኣንታ ሰብ! ድኻ ኢየ እትብለኒ ንምንታይ ኢዩ፧ ክልተ ዲናር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ብመንገዲ ማር ይስሓቅ ዘሶርያዊ፥ መበል 46 ስብከቱ እምነት ኣፍ ደገ ሚሥጥራት እያ። ከምቲ ናይ ኣካላትና ኣዕንቲ ንዝርምሰሱ ነገራት ዘርእየና ከምኡ ድማ እምነት ነቲ ሕብኡ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሲጥና ፣ ብዕብራይስጥ ኮይኑ ጽልኢ ማለት እዩ፡፡ ዘፍ. ፳፮፥፳፩/26፥21 ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ መንፈሳዊት ቤት ትምህርቲ ንቆልዑ ንምዝንጋዕ ንሓደ ሰሙን ዝኣክል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ 4.ምስ ሰባት ጽቡቅ ዝምድና ምፍጣር ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ ይብለና ቅዱስ መጽሐፍ ። መንፈሳዊ ሰብ ኣኽእሎ ረኺቡ ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ክነብር ዓቢ ትዕድልቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ እዩ። ሽዑ ድሌቱ ኵሉ ተግባሩ ናይ ሰባት ጽቡቅ እምበር ሕማቅ ክርኢ ኣይደልይን እዩ። እዚ ከኣ ናብ ክብረትን ትሕትናን የብጽሖ። ውሽጣዊ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። “ግናኸ ከምቲ ኣምላኽ ብክርስቶስ ይቕረ ዝበለልኩም ንሓድሕድኩም ተለዋህትን ተዳናገጽትን ኴንኩም ይቕረ ተበሃሃሉ። ” ኤፌ 4፡32። ይቕሬታ ሕድገት ኢዩ፡ ሓደ ሰብ ብነብሱ፡ ብሃብቱ፡ ብቤተሰቡ፡ ብኽብረቱ ኮነ ብኹሉ ንዋዩ ንዝተበደሎ ነገራት ገዲፉ ቒም ከይሓዘ ክነብር ምስ ዝኽእል ይቕረ ኢሉ ወይ ይቅሬታ ገይሩ ይበሃል። ይቕሬታ ቃሉ ናይ ትግርኛ ክከውን […]
ብመጽሓፍ ቅዱስ መሠረት ኃጢያትና ንመን ክንንሳሕ ይእዝዘና ᎒ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያና ከም ትምህርና ኃጢያትና በሠለስተ ዓይነት መንገዲ ክንናሳሕ ትእዝዘና። ቀዳማይ ምስ ነብስና ብምዝርራብ ፡ ካልእ ኣብ ቅድሚ ካህን ብዝርዝር ንንሳሕ ፡ ሳልሳይ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጸሎትን ብስግዳንን እና ኣሰነና ንንሳሕ። ቀዳማይ ምስ ነብስና ምንሳሕ ከም ዝግብኣና ዝምህረና እቲ ናይ ጥፉእ ወዲ ታሪኽ ንመልከት። […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ብጹእ አቡነ ሺኖዳ ኣብ ውድቀት ኣብ ፈተና ኣብ ሓዘን ኣብ ድኻም ብሓፈሻ ናይ ዓለም ኩነታት ንየማን ንጸጋም ክጻፍዑኒ ምስ ዝጅምሩ “የመንፈስ ነፃነት” ትብል ብአቡነ ሺኖዳ ዝተጻሕፈ ብዲን. ደስታ ፍጹም ዝተተርጎመት ናይ ኣምሓርኛ መጻሓፍ ብምንባብ ንነፍሰይ ምርግጋእ ይጅምር። “ኃበነ እግዚኦ አዕይንተ አእምሮ፣ ወትረ ኪያከ ይርአያ፣ ወአእዛንነሂ ቃለ ዘባሕቲትከ […]
2ይ ክፋልን መወዳእታን † ኣምላኽ ንሕና ክንኮኖ ዝደልዮ÷ 1. ብዝተገብረልና ኩሉ ኣምላኻዊ ሓልየቱን ናይ ምድኃኑ፣ ሥራሕን ኣመስገንቲ ክንከውን ፥ “ ጐይታይ፥ ምስጋናኻ ክነግርሲ ክእለት ዘረባ ሃበኒ።”መዝ.51፥15። " ይኣኽለኒ ዝሰፈኖ ሃይማኖት ዓቢይ ረብሓ እዩ። "1ይጢሞ.6፥6። ፊሊ.4፥6። ኤፌ.5፥19-20። ቆላ3፥16። 2. ሕጉ ብምሕላው፣ ብደም እቲ ኣበርን ርኽሰትን ዘይብሉ ገንሸል ማለት ብኽቡር ደም ክርስቶስ እምበር ብጠፋኢ ነገር ብብሩር ወይ […]
በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። እዚ ሒዝናዮ ዘሎናዮ ወቕቲ ጾም፥ ብዝበለጸ መንፈሳዊ ትምህርቲ ጸጋን በረኸትን እግዚአብሔር እንሓፍሰሉ ግዝያት ኣብ ልዕሊ ምዃኑ፥ ጾሙ ባዕሉ ጐይታ ዝጸሞ ፍሉይ ብምዃኑውን መለኮታዊ ፍቕሩ እንዝክረሉ እዩ። ከመይሲ እዚ ኩሉ ንዓናን ምእንታናን ዝተገብረ ስለ ዝኾነ። «ኣምላኽ ፍቕሪ እዩ። » ከም ዝተባህለ 1ይዮሓ.4፥8፥ ፍቕሪ መለኮታዊ ስምን ባሕርይን እግዚአብሔር እዩ። […]
- 1
- 2