ዘመነ ጽጌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ኣሜን። እንቋዕ ናይ ጾመ ጽጌ ኣብጽሓና። ጾመ ጽጌ ካብ መስከረም 26 ክሳብ ሕዳር 5 ሓደ ወርሕን ዓሰርተ መዓልቲ ዝሓዘ እዋን እዩ ። እዚ እዋን  ናይ ፍቃድ ጾም እንጸሞ እዩ። ሕጻኑ አምላከ ቅዱሳን መድኃኔ ዓለም ኣዲኡ ወላዲተ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስ ጻድቁ ዮሴፍን ሰሎሜን ኮይኖም ንሰለስተ ዓመትን […]

Continue reading

መስቀል ብቅዱሳን ኣበው

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። እንቋዕ ናብ ብርሃን መስቀሉ ብሰላም ኣብጽሓና! ምስባክ “ወወሀብኮሙ ትእምርተ ለእለ ይፈርሁከ፣ ከመ ያምሥጡ እምገጸ ቅስት፣ወይድኅኑ ፍቁራኒከ ።” “ ነቶም ዚፈርሁኻ ሰንደቅ ዕላማ ሃብካዮም፣ ፈተውትኻ ምእንቲ ኺናገፉ፣ ብየማነይትኻ ኣድኅን እሞ ስምዓና።”  መዝ. 59፣40 (60፣40)። መስቀል ዕጸ ሕይወት እዩ። መስቀል ዕጸ መድኃኒት እዩ።  መስቀል ዕጸ ትንቢት እዩ። መስቀል […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላኽ ኣሜን። ምስባክ ወይትባርክ አክሊለ ዓመተ ምሕረትከ ወይጸግቡ ጠላተ ገዳም ወይረውዩ አድባረ በድው። መዝ 64፣11 2ይቆሮ.6፣1-11። ያዕ.5፣8-13። ግ.ሓዋ.5፣12-17። ወንጌል.ማቴ.11፣1-20። ቅዳሴ ዘሐያዋርያት (ነአኵተከ) እንቋዕ ናብ ሓድሽ ዓመት ዘመነ ማቴዎስ ብሰላምን ጥዕናን ዓቂቡ ኣብጽሓና። ንዘመን ብዘመን ዚልዉጥ፥ ኣብ ዘዘመኑ ድማ ድንቒ እጹብ ዝኾነ ህያባቱ ኣምላኻዊ ጥበባቱን ዝገልጽ ልዑል እግዚአብሔር ኣምላኽ  ካብ […]

Continue reading

ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 3ተ ጳጕሜን፡ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ሩፋኤል ናይ መላእኽቲ ተፈጥሮ ካብ ሓውን ንፋስን ብምዃኑ ንተልእኾ ቅልጡፋት ዘይደኽሙ ተፈጥሮኦም'ውን ዘይኣርግ ረቂቃን ፍጥረት እዮም። ቅዱሳን መላእክት፡ ከም ብዝኆም ዓይነት ኣገልግሎቶም ብዙኅ እዩ።  * ንእግዚአብሔር ምምስጋን (ኢሳ. 4 ራእ. 5፡12)፣ * ምእንቲ ሰባት ምልማን (ማቴ. 18፡10)፣ * ንዘኽብርዎምን ዝፈርህዎምን ካብ መከራ […]

Continue reading

ካህን መልከጼዴቅ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 3 ጳጕሜን፣ ካህን መልከጼዴቅ  "መሐለ እግዚአብሔር ወኢይኔስሕ አንተ ካህኑ ለዓለም በከመ ሢመቱ ለመልከጼዴቅ ፥ እግዚአብሔር ንስኻ ከም ሥርዓት መልከጼዴቅ ንዘልዓለም ካህን ኢኻ ኢሉ መሓለ፡ ኣይጠዓስን ከኣ እዩ።" መዝ 110፡4  መኑ መልከጼዴቅ ውእቱ፧' ዕብ7፥1 'ወመልከጼዴሰ ንጉሠ ሳሌም ካህኑ ለእግዚአብሔር ልዑል ውእቱ፥ መልከጼዴቅሲ ናይ ሳሌም ንጉሥን ናይ ልዑል ኣምላኽ […]

Continue reading

ኪዳነምሕረት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ምስባክ ቀደሰ ማኅደሮ ልዑል እግዚ አብሔር ውስተ ማዕከላ ኢትትሐወክ ወይረድኣ እግዚአብሔር ፍጽመ።   መዝ.45፣4-5። ሮሜ .8፣31- ፍጻሜ ።  2ይዮሓ.፣1፣1-7። ግ.ሓዋ. 1፣12-15  ወንጌል. ማቴ.26፣- እግዝእትነ ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ዝገበረቶ ተኣምር እዚ ዝስዕብ ኢዩ። ጸሎታን በረኸታንን ምሳና ይኹን።   ኣብ መጽሓፍ ስንክሳር ተጻሒፉ ከም ዝተረኽበ በዚ ወርኂ ነሓሰ 16 መዓልቲ፡ […]

Continue reading

ደብረ ታቦር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። 'ወእምድኅረ ስሱ መዋእል ነሥኦሙ እግዚእ ኢየሱስ ለጴጥሮስ ወለያዕቆብ ወለዮሐንስ እኅሁ ወዓእረጎሙ ደብረ ነዋኅ እንተ ባሕቲቶሙ…… ድኅሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ድማ ኢየሱስ ንጴጥሮስን ንያዕቆብን ንዮሓንስ ኃውን ወሲዱ ናብ ነዊኅ እምባ [ከረን] ኣደየቦም። (ማቴ. 17፡1) ሀ. 'ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ነዞም ሠለስተ ሓዋርያት ኂዝዎም ዝደየበ ነቶም ካልኦት ዘይወሰዶም ንምንታይ እዩ፧!' እንተ ተባህለ […]

Continue reading

ፅንሰታ ለእመ ሕይወት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እምፅንሰታ እስከ ልደታ ለእመ ሕይወት ኣብዚ ዕለት ነሓሴ  ሸውዓተ (7) መልኣከ እግዚአብሔር ቅዱስ ገብርኤል ናብ ጻድቅ ኢያቄም ተላኢኹ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፅንሰታን ልደታን ነገሮ። በዚ ዕለት ኩሉ ወለዶ ብተስፋ ዝጽበይዋ ዝተጸንሰትሉ ንምሕረት ዓለም 15 ዝተረፎ ብ5485 ዓመተ ዓለም ኣብ ዋዜማ ዓመተ ምሕረት እዩ። ኣምላከ […]

Continue reading

አንዳዴ ባሕር አቡነ ፊሊጶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነሓሰ 5  ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ: ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ: ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ: ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ: ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ::  ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ ይርድኣነ እግዚእ […]

Continue reading

ጾመ ፍልሰታ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ጾም ሓደ ኣቦ አበምኔት ገዳም ኣብ ሓደ እዋን ንአባ ባይሞን ዝበሃሉ ኣቦ “ ፍርኃት እግዚአብሔር ከመይ ጌረ ኣብ ሕይወተይ ከመይ ጌሩ ኩሉ ግዜ ክኅልወኒ ይኽእል።” ኢሎም ሓቲቶሞም። እሶም ክምልሱ ከለዉ “ ሰብ ከመይ ጸጽቡቕ ጥዕሙን ብልዕን መስተን ከርሱ እንዳመልአ ፈሪኃ እግዚአብሔር ክህልዎ ይኽእል᎒ ስለዚ ጾም ንእግዚአብሔር […]

Continue reading