መበል 17 ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ተኻይዱ!
መበል 17 ስሩዕ ሓፈሻዊ ዓመታዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ቤተክርስቲያን ደብረ ገነት ኪዳነ ምሕረት ካቴድራል እንድያናፖሊስ ብዕወት መንፈስ ተኻይዱ ኲለን ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከባ ኣድባራት ኣብያተ ክርስቲያናት ብሓባር ብምእካብ ዘካይድኦ ስሩዕ ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ሎሚ ዓመት እውን ብመሪሕነት ብፁዕ...