Copyright © 2010 Eritrean Orthodox Tewahdo Church Diocese of USA and Canada . All rights reserved
ክብረ በዓል ቅድስይ ሥላሴ ሳንህዘ ብ11ን 12ን ጥሪ ተከቢሩ ውዒሉ። ብድሮ ዓርቢ 11 ጥሪ ቡፁእ ኣቡነ ሲኖዳ ሊቃውንቲ ኣቦታት ካህናትን መምህራን ዲያቆናትን ቤት ትምህርቲ ሰንበት መንእሰያትን ካብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ዝመጽኡ ምእመን ዋዜማ ቆይሞም ናይ ዓርቢ መድብ ብጽሎት ተፈጺሙ፣ ንጽባሒቱ ቀዳም 12 ጥሪ ካብ ሰዓት 3’00 ናይ ለይቲ ማኅሌትን ስብሓታትን ክበጽሕ ድሕሪ ምሕዳር ብቡፁእ ኣቡነ ሲኖዳ ተመሪሑ ቅዳሴ ተቀዲሱ ታቦት ዑደት ተጌሩ ምህለላ ድሕሪ ምክያድ ክብረ በዓል ተፈጺሙ።
ቅዱሳን ዝብል ቃል ንጹሃን ፉሉያት ዝብል ትርጉም ይህበና። እዚ ቃል እዚ ናይ እግዚኣብሔር ናይ ባህሪ መግለጺኡ አዩ። እግዚኣብሔር ብባህሪኡ ቅዱስ ስለዝኾነ ቅዱሳን ዝብል ቃል ነቶም ብባህሪኡ ቅዱስ ዝኾነ ኣምላኽ ዘገልግሉ መላእክትን ሕያዎት ወይ ከኣ ለውሃት ሰባትን ዝወሃብ እዩ።
ንመላእክት ቅዱሳን ንብሎም፥ ምኽንያቱ ብቕድስናን ብንጽሕናን ነቲ ቅዱስ ኣምላክ ሰለዘገልግሉ፡ ኣብዚ መዓርግ ናይ መላእክት ዝበጽሑ
ለዋሃትን ሕያወትን ሰባት'ውን በዚ ናይ ቅድስና ስም ይጽውዑ ኢዮም። ባዕሉ እግዚኣብሔር'ውን "ኣነ ቅዱስ እየ እሞ ቅዱሳን ኩኑ ይብል"
ዘሌ 19፡2 1ይ ጴጥ 1፡15-
Eight days after his birth His mother and Joseph took Him
to the temple in Jerusalem
to complete the order of the Jews, which is specified in Leviticus 12:2-
ኣድኅንኒ በኪዳንኪ ወባልሕኒ እምሓጕል እስመ ዘእንበሌኪ ኣልቦ ኣድኃኖ ዘይክል መልክአ ኪዳነ ምሕረት ከምቲ ኣቦና ሕርያቆስ ብመንፈስ
ቅዱስ ተገሊጽሎም
ኣብ ቅዳሴ ማርያም ኢሎሞ ዘለዉ ማለት "ኣንቲ ውእቱ ተስፋሁ ለኣዳም ኣመይሰደድ እምገነት" ኣዳም ካብ ገነት ክስደድ
ከሎ ተስፋኡ ዝኾንኪ ንስኺ ኢኺ ሎሚ’ውን ንሕና ናይ እመ ምሕረት ታሪኽን ተኣምርን ኪዳንን ብትሑት ዓቕምና ክንገልጽ ክንፍትን እምበር
ናይ እመ ምሕረት ታሪኽ ብኢድ ሥጋውያን ሰባት ክጸሓፍ ዕፁብ ነገር እዩ።ማለት ኣይብጻሕን እዩ፣ እዚ ኣቕሪብናዮ ዘለና ግን ካብ ኩንታል
ጣፍ ሓንቲ ፍረ እዩ፣ Read More..
Daily Prayer
አአትብ ገጽየ ወኲለንታየ በትእምርተ መስቀል።
I cross my face and all of myself by the sign of the cross.
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ በቅድስት ሥላሴ እንዘ ኣአምን ወእትመኃጸን እክሕደከ ሰይጣን በቅድመ ዛቲ እምየ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን እንተ ይእቲ ስምእየ ማርያም ጽዮን ለዓለመ ዓለም።
In the name of the Father, of the Son and the Holy Spirit; One God. In Holy Trinity believing and entrusting myself, I deny you satan in front of my mother the Holy Church, who is my witness, St. Mary Tsion forever. Amen
New user
Forgot your username or password
Naturally spiritual life is a life in which we live by submitting the lusts of the flesh to the needs of the spirit. And from the very beginning the flesh and the spirit do not often agree on their needs as it is clearly mentioned by saint Paul …Read More
መጻጕዕ
ዘቅዳሴ ምንባብ።
ዕብራ.12:11-
ያዕቆ.5:14-
ግብ.3:1-
ምስባክ ዘቅዳሴ
መዝ.፮(6)፣2-
ወፈውሰኒ እስመ ተሀውካ አዕፅምትየ።
ነፍሥየኒ ተሀውከት ፈድፋደ።
ኣብ መደቀሲ ድናሴኡ ኸሎ እግዚኣብሔር ይድግፎ፤ ንስኻ ብሕማሙ ንብዘላ ዓራቱ ተንጽፈሉ። መዝ 41፡3።
ዓዲ፣
መዝ.፵(41)፣3-
እግዚአብሔር ይረድኦ ውስተ ዓራተ ሕማሙ።
ወይመይጥ ሎቱ ኵሎ ምስካቢሁ እምደዌሁ። አንሰ እቤ እግዚኦ ተሣሃለኒ።
ዮሐ.5:1-
8ይ ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሕ/መ/ሰ/ኣሜሪካን ካናዳን
8ይ ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኣብ መርሶ ኣሕማር ቅዱስ ሚካኤል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ቶሮንቶ ኦንታርዮ ካናዳ ክካየድ እዩ።
Contact information
Time & Date: 8:00am 21-
Merso Ahmar St. Michael Eritrean Orthodox Tewahdo Church Toronto
702 Jane Street
Toronto ON M6N 4A8
Canada
Tel:(416) 762-
Fax:(416) 763-