ብቤት ትምህርቲ ሰንበት ቅዱስ ኡራኤል ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ስንሰናቲ ዝተዳለወ ሓጺር ስነጽሑፍ በዓለ ልደ።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ልደት አብጽሓና። ምስባክ ነገሥተ ተርሴስ ወደስያት አምኃ ያበውኡ ነገሥተ ሳባ ወዐረብ ጋዳ ያመጹኡ ወይሰግዱ ሎቱ ኩሎም ነገሥተ ምድር። መዝ ,71 (72)-10። ገላ.4፣1-12። 1ይዮሓ.4፣9- ፍጻሜ ግ.ሓዋ.13፣16-22። ወንጌል.2፣1-21። ቅዳሴ ጎርጎርዮስ ካልእ «ተወልደ ኢየሱስ በቤተልሔም ዘይሁዳ» ኢየሱስ ኣብ ቤተልሔም ዘይሁዳ ተወሊዱ። መጽሐፈ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። "ሰላምለፅንሰትከ ወለልደትከእምከርሥ።አመ ዕሥራ ውረቡዑ ለወርኃታኅሣሥ።ተክለሃይማኖት በኩሉ ወበውስተኰሉውዱስ ።ናሁ ወጠንኩ ወዕቤ ለስብሓቲከ ሐዲስ።በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ።" መልክዐ ተክለ ሃይማኖት “ ክቡር ሞቱ ለጻድቅ ብቅድመ እግዚአብሔር። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” መዝ.115፣6። (መዝ.116፣6)። […]
በዚ ወጋሕታ ለይቲ ሰንበት እንታይ ኮን ይኸዉን፣ ናይ እዝነይ ድዩ ወላስ ሓቀኛ ድምጺ? ዜማዊ ድምጺ ብምንባሩስ፣ ካብ ሰብ ምዃኑ ኣስተዉዓልኩ ሰለዚ ኩነታት ንምፍላጥ ቀስ ብቀስ ናብቲ ካብ መደቀሲ ርሕቕ ኢሉ ዚነበረ ድምጺ ኣምራሕኩ… ቅርብ ምስ በልኩ… “ኦ ናይ ሰማይን ናይ ምድርን ኣምላኽ፣ ንሰማያት ብግርማ ከዋኽብቲ ዘግየጽካ፣ ንምድር’ውን ብፍረታትን ዕንባባታትን ዘሰርጎኻ… ጐይታ ሰንበት፣ ኣቦ ምሕረት ዝኾንካ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እግዚአብሔር ንምምስጋን ስሙ ንምቅዳስ ካብ ዝተፈጥሩ ሥነ ፍጥረታት ኣብ መጀመርታ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ቅዱሳን መላእኽቲ ክኾኑ ከለዉ፣ ኣብ ዝተፈጥሩ ኣብ መበል ሻዱሻይ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ሰብኣዊ ፍጥረት ኮይኖም። እዚኦም ከኣ ንምቅዳስን ርስቱ ንምውራስን ዝተፈጥሩ ፍጡራት እዮም። ካልኦት ፍጥረታት ከኣ ንኣንክሮ ንተዘክሮ ተፈጢሮም። ቅዱሳን መላእኽቲ ድማ ንእግዚአብሔር ንምምስጋን ከይተወሰኑ፣ ንሰባት […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ ናይ ቅዱስ ገብርኤል ዓመታዊ በዓል ኣብጸሓና! ምስባክ በቅድመ መላእክቲከ እዜምር ለከ ወእሰግድ ውስተ ጽርሐ መቅደስከ ወእገኒ ለስምከ። መዝ. 138-2። ኣብ ቅድሚ መላእክትኻ ምስጋናኻ እዝምር ንቓልካ ሓለፋ ዅሉ ስምካ ኣዕቢኻዮ ኢኻ እሞ ናብ ቅዱስ መቕደስካ ኣቢለ ኽሰግድ ንስምካውን ስለ ሳህልኻን ሓቅኻን ኢለ ኸመስግኖ እየ። 138፣2። […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ታቦት ብፍቃድ እግዚአብሔር ንክርስቲያን ናይ ኣምላኾቱ ምስክር ኮይኑ ንኽነብር ዝተፈቀደ ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ካብ ዝነብሩ ንዋያተ ቅዱሳን ላዕላዋይ ደረጃ ኂዙ ዝርከብ ዝተፈልየ ክብርን ታሪኽን ዘለዎ ናይ ኣምልኾተ እግዚአብሔር ምልክት ኢዩ። እዚ ድማ ካብ ጥንቲ ጀሚሩ ማለት ካብ ነቢይ ሙሴ ተተሓሒዙ ዝመጸ እምበር ብፍልስፍና ሰብ ዝመጸ ሓድሽ ነገር […]
ኣብቶም ኣወዳት ግና፣ ብገለ ካብ ካልኦት መካይን ብዝመንጨወ ሓሳብን ምልእኽትን ተረቢሾም ብምንባሮም፣ ኣብ ክልተ ሓሳብ ተመቕሉ። 7 ኩነታቶም ንኽፈልጥ ገለ ከም ዝደለኹ ጽንብር በልክዎም እሞ፣ ኣብታ ህሞት ወዲ ባጽዕ፣ ኣቱም ሰባት በብሓደ፣ ዋርድያ ምዉጻእ እታ ዝበለጸት እያ፣ በለ። ወዲ ከረን ከኣ ‘ኖ ኣይንሸገር፣ ገና ነዊሕ ስለ ዘይከድና ስርዓት ምልዉዋጥ ዶብ’ውን ስለ ዘይተኻየደ ዘፍርህ የብልናን፣ ሓዲጐሙና […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንሆ ሓደ መዓልቲ ሓደ መንእሰይ ንነዊኅ ጕዕዞ ተበገሰ፣ እታ ዝኸዳ ዝነበረ ዓዲ ኣዝያ በራኽን መገዳ ውን ነዊኅ ነበረ፣ እቲ መንእሰይ ጕብዝናኡ ተኣማሚኑ፣ ንመን ገዲ ዝኾኖ ስንቅን ካብ ተጻባእቲ መከላኸሊ ዝኾኖ ኣጽዋርን ኣይተማልአን ነበረ። (ኤፌ. 6፦13-18። እቲ ናብቲ ዓዲ ዚወስድ መገዲ ኣዝዩ ኣድካምን ተሪርን እምብዛ ኃያልን ስለዝነበረ (ማቴ. […]
ጓል ገርሂ ልባ ድማ ዝፈልጦ ኣይነበረንን፣ ምምልላስ እናበዝሐ ኣነ’ውን ክለማመድ ጀመርኩ። ንሱ ዕላሉ ናይ ዕርክነት መንእሰያት እናኾነ ምስ መጸ ግና በብቁሩብ ኣነ’ውን ይሓተኒ’ዶ ህይሉ ክብል ጀመርኩ። ኩሎም እቶም ኣብታ መካይድትና ዝነበሩ መንእሰያት ኣብ ትምህርቲ ተገዳስነት ኣይነበሮምን ዕላሎም ብዛዕባ ፍቅሪን፣ መንእሰያትን፣ መጽሔታቱን ብምዃኑ ኣነ’ውን ሳሕቲ ኣብቲ ዕላል ኢድ ነይሩኒ እዩ ግና፣ ካብ ዝሰማዕክዎ ደኣ አዕልል ነበርኩ […]