ክቡር ሞቱ ለጻድቅ ብቅድመ እግዚአብሔር። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” መዝ.115፣6። (መዝ.116፣6)።

 

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

"ሰላምለፅንሰትከ ወለልደትከእምከርሥ።አመ ዕሥራ ውረቡዑ ለወርኃታኅሣሥ።ተክለሃይማኖት በኩሉ ወበውስተኰሉውዱስ ።ናሁ ወጠንኩ ወዕቤ ለስብሓቲከ ሐዲስ።በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ።" መልክዐ ተክለ ሃይማኖት

                                         

“ ክቡር ሞቱ ለጻድቅ ብቅድመ እግዚአብሔር። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” መዝ.115፣6። (መዝ.116፣6)። እዚ ቃል ዝተዛረቦ ልብ ኣምላክ ቅዱስ ዳዊት  እዩ። ሞት ንኹሎም ደቂ ኣዳም ዘይተርፍ ምኻúኑ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን፣ ካብ ጸቡብ ናብ ገፊሕ፣ ካብ ጊዚያዊ ናብ ዘልዓለማዊ ዝሰጋገሩሉ ድልድል እዩ። ቁምነገሩ ግን ብሃይማኖት ብምግባር ጸኒዖም ገድሊ፣ ትሩፋት ፈጺሙ ናይ ክብሪ ኣኽሊል ደፊኡ በረከትን ቃልኪዳንን ተቀቢሉ ክጽዋዕ ናይ ዘልዓለማዊ  ጸጋ ዘውህብ እዩ።  ከምዚ ዓይነይ ሞት  እዩ ክቡር ቅዱስ ዳዊት << ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ። >> ዝበሎ። ነዚ ክብሪ ካብ ዝበቀዑ ቅዱሳን ኣቦታት ሓደ ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ ተክለ ሃይማኖት  እዮም።

ቀዲሙ ንዝተዘርገሐ ትምህርታዊ ጽሑፍ ነዞም ስዒቡ ዘሎ ጥብቆ (ሊንክ) ብምጥዋቕ  ሙሉእ ትሕዝቶ ከተንብቡ ከምእትኽእሉ ክንሕብረኩም ንፈቱ

https://eritreantewahdo.org/?sermons=%E1%89%A0%E1%8B%93%E1%88%88-%E1%88%8D%E1%8B%B0%E1%89%B5-%E1%8C%BB%E1%8B%B5%E1%89%85-%E1%8A%A3%E1%89%A6%E1%8A%93-%E1%8A%A0%E1%89%A1%E1%8A%90-%E1%89%B0%E1%8A%AD%E1%88%88-%E1%88%83%E1%8B%AD%E1%88%9B

Comments are closed.