ድኽነት ጣዕሚ ትዕግስቲ ምዃኑ ካብቲ ጻዕራም ኣቡኦም  ገና ብኑኡሶም ከም ውርሻ እንዳ ዓለቡኦም ዝወረስዋ። ደቂ ሰባት ናይ ኣእምሮ ድኻታት ከይኮኑ ደኣ ክጽዕሩ ኣለዎም እንበር ፣ ነዛ ዝበለዐት በሊዓ ተመስገን ዘይትፈልጥ ስጋ፣ ማዕረ “ፍቅሪ ፣ ሰላም ፡ ጥበብ ፣ ተመስገን ፣..... ወዘተ ኮታስ ሠናይ ንነፍሲ ዕረፍቲ ዝልግሱ  ነገራት ክሰርዕዋ የብሎሙን “እዮም ዝብሉ ዝነበሩ ኣቦይ ሓጎስ። እንዳ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፣ ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም፣ ውስተ ኵሉ ምድር ወጽአ ነገሮም፣ ወእስከ አጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦም።  መዝ.18-4 (19-4) 2ይጢሞ.4፣1። 2ይጴጥ. 1፣1-19። ግ.ሓዋ.23-10። ሉቃ. 6-1-20። ናይ ቤተ ክርስቲያን ጉዕዞ ኩሉ ግዜ ኣብ መስቀል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ጉዕዞ ድማ መሥዋእትነት ( መከራ ምቅባል) ይሓትት። ካብዚ ብምብጋስ ዝተመትሩ፣ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቕዳም ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ሰብከት ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት መበል 13 ተ ዓመታዊ ጉባኤኡ ካብ ኣባላት ትምህርቲ ሰንበት ዝተላእኹ ሥነ ጽሑፋዊ ፍርያት ከም ትረኻ ግጥሚ ዝኣመሰሉ ሥርሓት ብምውድዳር ናብቲ ጉባኤ ከቅርብ መዲቡ ኣሎ። ስለዚ ኩልኹም ኣባላት ናይዚ ዓውዲ ጸጋ ዘለኩም፥ […]

Continue reading

ይቕሬታ እንታይ ኢዩ᎒

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን።  “ግናኸ ከምቲ ኣምላኽ ብክርስቶስ ይቕረ ዝበለልኩም ንሓድሕድኩም ተለዋህትን ተዳናገጽትን ኴንኩም ይቕረ ተበሃሃሉ። ” ኤፌ 4፡32።              ይቕሬታ ሕድገት ኢዩ፡ ሓደ ሰብ ብነብሱ፡ ብሃብቱ፡ ብቤተሰቡ፡ ብኽብረቱ ኮነ ብኹሉ ንዋዩ ንዝተበደሎ ነገራት ገዲፉ ቒም ከይሓዘ ክነብር ምስ ዝኽእል ይቕረ ኢሉ ወይ ይቅሬታ ገይሩ ይበሃል። ይቕሬታ ቃሉ ናይ ትግርኛ ክከውን […]

Continue reading

መበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሕ.መ.ኣሜርካን ካናዳን ካብ ዓርቢ 07/27/18 - 07/29/18 (ፈረንጂ) ኣብ ደብረሰላም መድኃኔ ዐለም ቤተክርስቲያን ክካየድ እዩ። ኣብዚ ጉባኤ ንዝሳተፉ ዝተዳለወ ቅጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ጥውቁ።

Continue reading

ብመጽሓፍ ቅዱስ መሠረት ኃጢያትና ንመን ክንንሳሕ ይእዝዘና ᎒ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያና ከም ትምህርና ኃጢያትና በሠለስተ ዓይነት መንገዲ ክንናሳሕ ትእዝዘና። ቀዳማይ ምስ ነብስና ብምዝርራብ ፡ ካልእ ኣብ ቅድሚ ካህን ብዝርዝር ንንሳሕ ፡ ሳልሳይ ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ኣምላክ ብጸሎትን ብስግዳንን እና ኣሰነና ንንሳሕ። ቀዳማይ ምስ ነብስና ምንሳሕ ከም ዝግብኣና ዝምህረና እቲ ናይ ጥፉእ ወዲ ታሪኽ ንመልከት። […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። እንፈትዎ ሰብ ብሞት ካባና ክፍለ ከሎ ንሓዝንን፡ ንበክን። ብርግጽ ምብካይ ብሥርዓትን ብኣገባብን እንተኾይኑ ጠቓምን ኣድላይን ነገር እዩ። ብመሪር ሓዘን ንዝተቖጥዐ ሰብነትና መተንፈሲ (መፍትሒ)ንብዓት እዩ። ከምቲ  ኣብ ሰብነትና ማይ ዝቛጸረ ነገር እንተኃልዩና ምስ ዝፈስስ ዕረፍቲ ዝስመዓና፡ ብሓዘን ዝተጎድአ ኣካል’ውን ንብዓት ምስ ዘፍስስ ዕረፍቲ ምርካቡ ዘይተርፍ እዩ። እምበአር እግዚአብሔር ሰብ […]

Continue reading

ጾመ ሓዋርያት

ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ካብ ግንቦት 20 2010 ዓ.ም  ( May 28, 2018) ክሳብ ሓምለ 5 2010 ዓ.ም ( July 12, 2018) ቅድስቲ ቤተክርስቲያና ብኣዋጅ ንኽንጸሞም ዝኣዘዘትና ኣጽማዋት ሸውዓተ እዮም። ካብዚኦም ሓደ ዝኾነ ጾመ ሓዋርያት ኣብ ዓዓመቱ ጽባሕ በዓለ ኃምሳ ሰኑይ መዓልቲ ይኣቱ። መዓልታት ጾመ ሓዋርያት ከም ዓቢይ ጾም መእተዊ  ከም ኩነታቱ ዝለዋወጡ እንተዀኑ ብሓፈሽኡ […]

Continue reading

በዓለ ጰራቅሊጦስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ዐርገ ውስተ አርያም ፄዊወከ ፄዋ ወወሀብከ ጸጋከ ለእጋለ እምሕያው               እስመ ይክህዱ ከም ይኅድሩ ።    መዝ.67-18                      ኤፌ.4፣1-17።    1ይዮሓ.2፣1-18።    ግ,ሓዋ.2;-1-14:      ዮሓ.14፣1-22። ጰራቅሊጦስ ናይ መንፈስ ቅዱስ ስም እዩ። ብግሪኽ ቋንቋ ኣጸናንዒ ማለት እዩ። ጰራቅሊጦስ ኣምላኽና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ድሕሪ ምትንሥኡ ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ፣ ድሕሪ ዕርገቱ ኣብ […]

Continue reading

መረን ናይ መወዳእታ 23 ክፋል

// ኣጀሚሩ ዘፈጸመና ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ኣብ መረን ዘለኩም ኣወንታዊ ወይ ኣሉታዊ ርኢቶኹም ክትህቡና ብትሕትና ንዕድመ። ኣብ ቀጻሊ መንፈሳዊ ሰነ-ጽሑፍ ብሰላም የራኽበና። ከም ፍቃድ ኣምላኽ ምስ ጸሓፊ ናይዛ ታሪኽ ዲ.ዘረአ              ገብረእግዚአብሔር ቃለ-መጠየቅ ጌርና ብጽሑፍ ወይ ብድምጺ ክንፍንዎ ክንፍትን ኢና። ናይ ተክኒክ ጸገም ኣጋጢሙና ሰለ ዘሎ ብድምጺ  […]

Continue reading