መበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሕ.መ.ኣሜርካን ካናዳን

መበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሕ.መ.ኣሜርካን ካናዳን ካብ ዓርቢ 07/27/18 - 07/29/18 (ፈረንጂ) ኣብ ደብረሰላም መድኃኔ ዐለም ቤተክርስቲያን ክካየድ እዩ። ኣብዚ ጉባኤ ንዝሳተፉ ዝተዳለወ ቅጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ጥውቁ።

Comments are closed.