ውድድር ስነጽሑፍ ንመበል 13 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

መንፈሳዊ ሰላምታና ብምቕዳም ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ሰብከት ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ናይ ሎሚ ዓመት መበል 13 ተ ዓመታዊ ጉባኤኡ ካብ ኣባላት ትምህርቲ ሰንበት ዝተላእኹ ሥነ ጽሑፋዊ ፍርያት ከም ትረኻ ግጥሚ ዝኣመሰሉ ሥርሓት ብምውድዳር ናብቲ ጉባኤ ከቅርብ መዲቡ ኣሎ። ስለዚ ኩልኹም ኣባላት ናይዚ ዓውዲ ጸጋ ዘለኩም፥ ንዘለኩም ፍርያት ክሳዕ ሓምለ 7፡ 2018 በዚ ዚስዕብ ኢሜይል (Email ) ኣድራሻ ክትሰዱልና ብትሕትና ንሓትት።

kflitmhrti@eritreantewahdo.org
እግዚአብሔር ኣምላክ ሰላሙ የብዝሓልና።

Comments are closed.