ቤዛዊት 9ይ ክፋል

ቤዛ ካብ ገዛ ካብ ዘይትወጽእ ካልኣይ መዓልቲ ኮይኑ፡ ሳሚውን ኣብዘን ዝሓለፋ ክልተ መዓልቲ ገዝኦም ኣይተቐልቀለን ። ቤዛ ናይ ሳሚ ነገር ከሰክፋ ጀመረ። እታ ቀጻሊ “ኣብ ሕይወት ተበዳሊ እምበር በዳሊ ኣይትኹን። ኣብ ክርስትና ሕይወት ንሰባት ዕንቅፋት ከይትኸዉን ቀጻሊ ነብስኻ ሕኸኽ ፡ ንመንፈሳዊ ሕይወትካ ደጋጊምካ ምዘን“ ዝብላ ዘነብረ ቃላት እናሻዕ ኣናተመላለሰ ንኣእምርኣ ቃጨሎ። ንመን በዲለ ደየⵗ ንመን […]

Continue reading

ቤዛዊት ሻምናይ ክፋል

ኣኼባ ምስ ተወደአ ከም ወትሩ ቤዛን ሳምን  እናተጻወቱ ናብ ገዝኦም ኣምርሑ። ኣብ መንገዲ ድማ ብዛዕባ እቲ ዝነበረ ኣርእስቲ ክዛራረብሉ ጀመሩ። ቤዛ ናይ ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ደኣ ከመይ ረኺብካዮⵗ ሳሚ፡ ካብቲ ቅድሚ ሕጂ ዝገበርናዮ ዝፈለዮ ዋላ ሓድሽ ነገር  የለን። ሰለ ቤተ-ክርስቲያን ዕብያት ዘቲና። ቤዛ፡ ሓቂ ዘይትዛረብ ቅድሚ ሕጂ በዛዓባ ንሓድሕድና ዘላና ርክብ ተዛሪብና ንፈለጥ ዲናⵗ ኣወዳት […]

Continue reading

ቤዛዊት ሻብዓይ ክፋል

ነታ ደብዳቤ ምስ ኣንበብዋ ዲ.በረኸት ግብረ መልሲ ናይ ዲ.መርሃዊ ካብ ገጹ ንምንባብ ናብ ዲ.መርሃዊ  ገጹ ጠመተ። ዲ.መርሃዊ ክልቲኣን ኣእዳዉ ኣጣሚሩ ዝን በለ። ስምዓኒ መራ ዘይተጸበኻዮ መልሲ ኣይኮነን ደሓር ከኣ ዓይንኻ ኣንቈሕ ኣብ ቤተ ክርስቲያና ክንደይ ካብዛ ጓል ዝበልጻ ኣለዋ። ፈጺሙ ኣይርደኣንን ዘሎ ናይ ቤዛ ነገር፡ ደሓር ከኣ መልሳ እወ ወይ ኣይፋል ዝብል ብንጹር ኣብዚ ዳብዳቤ […]

Continue reading

ቤዛዊት ሻድሻይ ክፋል

ዲያቆን መርሃዉን ዲያንቆን በረኸትን ውሽጢ ቤት መቅደስ ከጸራርይዎ ድሕሪ ምውዒሎም ኣብ ጥቃ ቤተ ክርስቲያን እትርከብ መሸጣ ድኳን ኮካ ክስተዩ ተኣለዩ። ድያቆን በርኸት ምስ ድያቆን መርሃዊ ኣዝዩ ጥቡቅ ዕርክነት ኣለዎ። በሬ ሓወይ ፍቃድ እግዚአብሔር ኮይኑ  ኤምባሲ ኣሜርካ ቪዛ ሂቦሙኒ ኣለው።ዲያቆን በረኸት፡ ዲ.መርሃዊ ናብ ኣሜርካ  ኣብ ቀረባ ግዜ ክኸይድ ምዃኑ ምስ ነገሮ ኣይታሕጓስ ኣይጓሂ ኮነ። መራ ሓወይ […]

Continue reading