ፅንሰታ ለእመ ሕይወት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እምፅንሰታ እስከ ልደታ ለእመ ሕይወት ኣብዚ ዕለት ነሓሴ  ሸውዓተ (7) መልኣከ እግዚአብሔር ቅዱስ ገብርኤል ናብ ጻድቅ ኢያቄም ተላኢኹ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፅንሰታን ልደታን ነገሮ። በዚ ዕለት ኩሉ ወለዶ ብተስፋ ዝጽበይዋ ዝተጸንሰትሉ ንምሕረት ዓለም 15 ዝተረፎ ብ5485 ዓመተ ዓለም ኣብ ዋዜማ ዓመተ ምሕረት እዩ። ኣምላከ […]

Continue reading

ጾመ ፍልሰታ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ጾም ሓደ ኣቦ አበምኔት ገዳም ኣብ ሓደ እዋን ንአባ ባይሞን ዝበሃሉ ኣቦ “ ፍርኃት እግዚአብሔር ከመይ ጌረ ኣብ ሕይወተይ ከመይ ጌሩ ኩሉ ግዜ ክኅልወኒ ይኽእል።” ኢሎም ሓቲቶሞም። እሶም ክምልሱ ከለዉ “ ሰብ ከመይ ጸጽቡቕ ጥዕሙን ብልዕን መስተን ከርሱ እንዳመልአ ፈሪኃ እግዚአብሔር ክህልዎ ይኽእል᎒ ስለዚ ጾም ንእግዚአብሔር […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብ25 ሰነ ክረምቲ ዝኣትወሉ እዩ፡ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 1 ሓምለ መዝሙር ናይ ክረምቲ እዩ። ሊቃውንት ቤተክርስትያን ከምዚ እናበሉ መዝሙር ምስጋንኦም የቕርቡ፣ 'ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይጸግቡ ርኁባን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይትፌሥሑ ነዳያን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ወሠርዐ ሰንበተ ለሰብእ ዕረፍተ፣ ደምፀ እገሪሁ […]

Continue reading

ጾመ ሓዋርያት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ‘አሥርቆት ዘወርኅ ግንቦት፡ ዮም ሠረቀ ለነ ወርኅ ብሩክ ሰኔ ያብጽሐነ እስከ ወርኅ ሐምሌ በሰላመ እግዚአብሔር ወርኅ ሰኔ ቡሩክ መዓልቱ ፲፭ ሰዓት ወእምዝ የሐፅፅ •••• ሎሚ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ብኂቱልና ኣሎ እሞ ናብ ብሩኽ ወርኂ ሓምለ ብሰላም እግዚአብሔር የብጽሓና፤ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ናይ መዓልቲ ሰዓት 15 ሰዓት ኮይኑ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: ኢያቄም ወሐና ወለዱ ለነ ሰማየ ። ሰማዩሙኒ አስረቀት ለነ ፀሐየ። ጴጥሪቃን ቴክታን ዝበሃል ሰባት ኣበ ኢዮርሳሌም ብቅዱስ መውስቦ ብሓንሳብ ይነበሩ ነበሩ። እዚኦም ንእግዚአብሔር ዝኣምኑ ዝተፍተዉ ጻድቃን ሰባት ነበሩ። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔርን ኣብ ቅድሚ ሰባትን እዚ ተርፍዎም ዘይብሃል ሰብ ጸጋ ነበሩ። ግና ውርሲ ዘውርስዎ ውላድ ኣይነበሮምን መኻናት እዮም […]

Continue reading

ዳግማይ ትንሣኤ

              በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: ምስባክ ወተንሥአ እግዚአብሔር ከመ ዘንቃሕ እም ንዋም ወከመ ኃያል ወኅዳገ ወይን ወቀተለ ፀሮ በድኅሬሁ። መዝ.77-65 ዓዲ. ዛቲ ዕለት እንተ ገብረ እግዚአብሔር ንትፈሣሕ ወንትኃሠይ ባቲ ኦ እግዚኦ አድኅንሶ። መዝ.117-24። ወንጌል ዮሓ.20፣1-18 ግ.ሓ.2፣23-36 ።1ይቆረ ቆሮ.15፣20-47። 1ይጴጥ.3፣15-22። ቅዳሴ ዲዮስቆሮስ     ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ሳልሳይ መዓልቲ ካብ ምዉታት ተፈልዩ ኣብ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ይትፌሣሕ ምስባክ ወተንሥአ እግዚአብሔር ከመ ዘንቃሕ እም ንዋም ወከመ ኃያል ወኅዳገ ወይን ወቀተለ ፀሮ በድኅሬሁ። መዝ.77-65 ዓዲ. ዛቲ ዕለት እንተ ገብረ እግዚአብሔር ንትፈሣሕ ወንትኃሠይ ባቲ ኦ እግዚኦ አድኅንሶ። መዝ.117-24። ወንጌል ዮሓ.20፣1-18 ግ.ሓ.2፣23-36 ።1ይቆረ ቆሮ.15፣20-47። 1ይጴጥ.3፣15-22። “ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን አሠሮ ለሰይጣን አግአዞ ለአዳም ሰላም እምይእዜሰ […]

Continue reading

በዓለ ሆሣዕና

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ከመ ትንሥቶ ለጸላዒ ወለገፋዒ እም አፈ ደቂቅ ወሕጻናት አስተዳሎከ ስብሓተ በእንተ ጸላኢ። መዝ.8- 2። ነቲ ጸላእን ገፋዒን ስቕ ከተብሎ ካብ ኣፍ ቈልዑን ዚጠብውን ምስጋና ኣዳሎኻ። መዝ.8-2። ወንጌል ዮሓ፣5፣11-31።      ግ.ሓ.28፣11-ፍጻሜ         እብ.9፣11-ፍጻሜ       1ይጴጥ.4፣1-12 ቅዳሴ. ዘጎርጎርዮስ                            […]

Continue reading

ኒቆዲሞስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ሆረ ኃቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ።   ምስባክ ሐወጽከኒ ሌሊተ ወፈተንኰ ለልብየ፣ አመከርከኒ ወኢተረክበ ዓመጻ በላዕሌየ፣ ከመ ኢይንብብ አፋየ ግብረ ዕጓለ እመሕያው። መዝ.16፣3። ንልበይ ተዐዚብካዮ ብለይቲ በጺሕካዮ መርሚርካንስ ገለ እኳ ኣይረኸብካን ካብ ኣፈይ ክፍኣት ከይወጽእ ምኽረይ ቈሪጸ እየ። መዝ.17-3። ወንጌል ዮሓ.3፣1-10።     ግ.ሓ.5፣38-ፍጻሜ        ሮሜ.7፣1-19       1ይዮሓ.4፣18-ፍጻሜ ቅዳሴ. ቅዳሴ […]

Continue reading

ደብረ ዘይት

     በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረ ዘይት። ምስባክ እግዚአብሔርሰ ገሀደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም እሳት ይነድድ ቅድሜሁ ። መዝ.49-3 ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ። መዝ.50፣3። ወንጌል ማቴ.24፣1-36፣     ግ.ሓ.24፣1-22    1ይተሰ.4፣13     2ይጴጥ.3፣7-15። ቅዳሴ አትናቴዎስ ሓሙሻይ  ሰሙን ጾም ፵ /ዓቢይ ጾም/ ጾመ እግዚእ   ደብረ ዘይት […]

Continue reading