በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረ ዘይት። ምስባክ እግዚአብሔርሰ ገሀደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም እሳት ይነድድ ቅድሜሁ ። ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ። መዝ.49-3 (50፣3) ወንጌል ማቴ.24፣1-36፣ ግ.ሓ.24፣1-22 […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ አምላኩሰ ለአዳም። ምስባክ እግዚአብሔር ይረድኦ ውስተ ዐራተ ሕማሙ ወይመይጥ ሎቱ ኩሎ ምስካቢሁ እምደዌሁ አንሰ እቤ እግዚኦ ተሣሃለኒ ። ኣብ መደቀሲ ድናሴኡ ኸሎ እግዚአብሔር ይድግፎ ንስኻ ብሕማሙ ንብዘላ ዓራቱ ተንጽፈሉ ጐይታየ በዲለካ እየ እሞ ምሐርኒ። መዝ.40፣ (41፣3-4) ወንጌል ዮሓ፣5፣1-23፣ ግ.ሓ.3፣1-1-12 ገላ.5፣1 ያዕ.5፣14 ቅዳሴ. ነአኩተከ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ቦአ ኢየሱስ ምኵራብ አይሁድ ምስባክ እስመ ቅንዓተ ቤትከ በልዓኒ ትዕይርቶም ለእለ ይትኤየሩከ ወድቀ ላዕሌየ ወቀጻእክዋ በጾም ለነፍስየ። ቅንኣት ቤትካ በሊዑኒ ጸርፊ እቶም ዚጸርፉኻውን ኣባይ ወዲቑ እዩ እሞ ነሕዋተይ ጓና ንውሉድ ኣደይውን ጋሻ ዀይኩ እምበኼኹ ንነፍሰይ ብጾም ምስ ኣሕሳእክዋ እዚ መጽረፊ ዀነኒ። መዝ.68 .(69-8::) ወንጌል ዮሓ፣2፣12፣ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ግነዩ ለእግዚአብሔር ወጸውኡ ስሙ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ አሚን ወሰናይት ቅድሜሁ ቅድሳት ወዕበየ ስብሐት ውስተ መቅደሱ። እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ ግርማን ክብረትን ኣብ ቅድሚኡ ኃይልን ጽባቐን ኣብ መቕደሱ እዩ። መዝ.96-5። ወንጌል ማቴ.6-1-25። ግ.ሓዋ.10፣7-30። 1ይተሰሎ.4፣1-13። […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! ምስባክ እስመ ትቤ ለዓለም አሐንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቅከ ኪዳነ ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ መዝ. 88-2 ገላ.4፣ 1-12። 2ይዮሓ.1፣4-8። ግ.ሓዋ.1፣13-15። ሉቃ.1-39-57። ቅዳሴ ዘእግዝእትነ (ጎሥዓ) <<ኪዳን ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ። ምስ ሕሩየይ ኪዳን ኣተኹ።>>።መዝ..(89፣3-4) ታሪኽ በላዒ ሰብ ኣብ ተኣምረ ማርያም ካብ ዝተመዝገቡ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣማላድነት ካብ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። 1/ ዘወረደ ( ሕርቃል ወይ ጾመ ንጉሥ ) እዚ ሰሙን እዚ ኣብ መጀመርታ (መእተዊ) ናይ ዓቢይ ጾም ዘሎ እዩ። ዘወረደ ከኣ ይበኃል። ናይ ዕለቱ ናይ ቅዱስ ያሬድ መዝሙር መዝሙር። ተቀነዩ ለእግዚአብሔር በፍርሃት። ምስባክ ተቀነዩ ለእግዚአብሔር በፍርሃት፣ ወተሐሰዩ ሎቱ በረዓድ፣ አጽንዕዋ ለጥበብ ከመ ኢይትመዐዕ እግዚአብሔር። መዝ 2-11። ወንጌል ፣ ዮሓ. […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ንምንታይ እዩ ጐይታ ኣርብዓ መዓልትን ኣርብዓ ለይትን ዝጾመ? 1/ ኣቦና ኣዳም ኣብ ኣርብዓ መዓልቲ ካብ ኣምላኹ ዝተቐበሎ ክብሪ ስለዝስጥፍአ ክብሩ ንምምላስ እዩ። 2/ ኣቐዲሙ ነብያት ዝጾምዎ ጾም ኣርብዓ ኣርብዓ እዩ። ጐይታ ድማ ጾሙ ካብዚ ዘይወሰኾን ዘይኣጉደሎን÷" ጎደሎ እንተ ዝገብሮ ኣጉደለ፥ዝያዳ እንተ ዝገብሮውን ወሰኸ"ኢሎም በዚ ምኽንያት ፈጢሮም "ኣይሁድ" […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ሐ/ ዓቢይጾም(ጾመኣርብዓ) እዚ ጾም እዚ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዝጾሞ ጾም እዩ።ዓቢይ ጾም ምባሉ እውን ጐይታ ባዕሉ ዝጾሞ ስለዝኾነን ካብቶም ዘለው ኣጽዋማት ብብዝሓት ቁጽሪ መዓልቲ እቲ ዝለዓለ ስለዝኾነን ከምኡውን ብዘለዎ ምሥጢርን እዩ። ጐይታ ብዘመነ ሉቃስ ብ11 ጥሪ ሠሉስ ፍርቂ ለይቲ ኣብ ሳላሳ(30)ዓመት ብማየ ዮርዳኖስ ብኢድ ባርያኡ ዮሓንስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ካብ ለካቲት 13, 2009 ዓ.ም (የካቲት 20, 2017) ስጋብ ሚያዚያ 8.. 2009 ዓ.ም ( ሚያዝያ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ብናይ ቅድስት ቤተ ክርስትያና ሥርዓት መጽሓፍ ቅዱስ መሠረት ዘለዎ "ጾም" ናይ ውልቂ (ፍቓድ) ጾምን፥ ናይ ኣዋጅ ጾመን ተባኂሉ ኣብ ክልተ ይምደብ። ብኣበ ነፍስኻ ዝወኃበካ ጾምውን ኣሎ እዩ። እዚ ምስቲ ናይ ውልቂ ጾም ዝበልናዮ ክምደብ ዝክኣል እዩ። ኣብ ቅድስት ቤተ ክርስትያና ኩሉ ክጾሞም ብኣዋጅ ዝንገሩ ናይ ኣዋጅ ኣጽዋማት […]