በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን። ናይዚ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙነ ሕማማት ዘሎ ዕለታት ስያሜን ኣብኣቶም ዝተገብረ ፍጻሜታትን ከም ፍቓድ ኣምላኽ ቀጺልና ከምዚ ዝስዕብ ንመልከት÷፡   ሰኑይ ÷ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣንጽሖተ ቤተ መቅደስ ፡  ከምኡውን ርግመተ በለስ ዝተፈጸመላ ዕለት እያ ማቴ.21፥18-19። ማር.11፥11፣-1.14። ማቴ.21፥20-22። ማር. 11.20-24፡፡ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዕለተ ሆሣዕና ኣብ ቢታንያ […]

Continue reading

ሰሙነ ሕማማት

በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን።  ብሓፈሻ ነዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወቕቲ ናይ ዓቢይ ጾም ዚምልከት ኣብ ዝሓለፈ ብመጠኑ ምጥቃስና ገለ ካብኡ እውን ኣብ ውሽጡ 55 መዓልታት፡ሸሞንተ ሰናብቲ፡ሠለስተ ድማ ምድባት ዘለዎን ዚሕዝን ምዃኑ ገሊጽና ምንባርና ይዝከር።55 መዓልታት ካብ ዘወረደ ጀሚሩ ክሳዕ ትንሣኤ ዘሎ ዕለታት ቆጺርካ ክኸውን እንከሎ፥ ሸሞንተ ሰናብቲ ከኣ ካብ ዘወረደ ክሳዕ ሆሣዕና […]

Continue reading

ሆሣዕና

                                                                       በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እዛ ዕለት ሻሙነይትን ናይ መወዳእታን ሰንበት ዓቢይ ጾም ኮይና «ሆሣዕና» ተባሂላ ትጽዋዕ። […]

Continue reading

ኒቆዲሞስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኒቆዲሞስ ናይ ሕጊ ኦሪት ምሁር ዝነበረ ሰብ እዩ። 2ይ ክፋልን መወዳእታን ………………………………. ኒቆዲሞስ ናይ ሕጊ ኦሪት ምሁር ዝነበረ ሰብ እዩ። ኣብ ዮሓ. 7፥50-51። ከም ዘመልክቶ ኒቆዲሞስ፥ ምሁራነ ሕጊ ኢና ባሃልቲ ሊቃነ ካህናት ፈሪሳውያንን ኣይሁድን ንጐይታ ብዘይሕጊ ኂዞም ክፈርድዎ ብዝደለዩ ጊዜ "ሕግናኸ ንሰብ ቅድም ከይሰምዖን እቲ ዝገበሮ ኸይፈለጠንዶ ይፈርድ እዩ᎒ […]

Continue reading

ኒቆዲሞስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ሆረ ኃቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ። ምስባክ ሐወጽከኒ ሌሊተ ወፈተንኰ ለልብየ፣ አመከርከኒ ወኢተረክበ ዓመጻ በላዕሌየ፣ ከመ ኢይንብብ አፋየ ግብረ ዕጓለእመሕያው። ንልበይ ተዐዚብካዮ ብለይቲ በጺሕካዮ መርሚርካንስ ገለ እኳ ኣይረኸብካን ካብ ኣፈይ ክፍኣት ከይወጽእ ምኽረይ ቈሪጸ እየ። መዝ.16፣3   (17-3) ወንጌል ዮሓ.3፣1-10      ግ.ሓ.5፣38-ፍጻሜ        ሮሜ.7፣1-19       1ይዮሓ.4፣18-ፍጻሜ ቅዳሴ. ቅዳሴ ማርያም እዛ […]

Continue reading

6. ገብርኄር

            በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ። መኑ ውእቱ ገብርኄር ። ምስባክ ከመ እግበር ፈቃድከ መከርኩ አምላኪየ ወሕግከኒ በማእከለ ከርስየ ዜኖኩ ጽድቅከ በማኅበር ዐቢይ። ኣምላኸይ ፍቓድካ ንምግባር ባህጊ ኣሎኒ፣ ሕግኻ'ውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ በልኩ፣ ጽድቅኻ ኣብታ ዓባይ ማኅበር ኣበሰርኩ።     መዝ.39፣8 (40-8) ወንጌል ማቴ.25፣14-31      ግ.ሓዋ.1፣6-9           2ይጢሞ.2፣1-16       1ይጴጥ.5፣1-12 ቅዳሴ. ባስልዮስ […]

Continue reading

ሕራይ እዝስ÷ " ነታ ንሱ ዝመጸላ መዓልትን ሰዓትን ብደቂ ሰባት ከይትፍለጥ ምግባሩኸ ንምንተይ እዩ᎒ እንተባህለ፥ ንሰባት ጥቕሚ እዩ።ነጊሩ እንተ ዝነብር ነይሩ ሰባት ምጽኣቱ ኣትዩ እዩ ብዝብል ታህዋኽ ኣብ ሥጋዊ ይኹን መንፈሳዊ ካብ ዝኾነ ዓይነት ሥራሕ በኹርና ንቐቢጸ ተስፋ ምተጋለጽና፥ እዚ ታሕዋኽ ካባና ወይ’ውን ካብ'ቶም ካብ ሓቂ ከወናድቡና ዝስለፉ ሓሰውቲ ክልዓል ይኽእል። ብርሃን ዓለም ቅዱስ ጳውሎስ ነዚ […]

Continue reading

ዳግም (ካልኣይ) ምጽኣት ናይ ክርስቶስ ÷       ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ተመሊሱ ዳግም ከም ዝመጽእ ዘረድእ ጽሑፋት ኣብ ብዙኅ ክፍሊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ብሰፊሑ ተነጊሩ እዩ። ንምሳሌ"ሎቱ ስብሐት" ነዚ ኣመልኪቱ ባዕሉ ክዛረብ እንከሎ «ልብኹም ኣይሸበር፥ ብኣምላኽ እመኑ ብኣይ’ውን እመኑ ማለት ብናይ ባህሪይ ኣቦይ ብእግዚአብሔር አብ ፥ ብናይ ባህሪይ ሕይወተይ ብእግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ […]

Continue reading

ደብረ ዘይት 3ይ ክፋል  ዝቐጸለ

«ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ከኣ ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ።» ማቴ.24፥12። ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፥ ሰባት ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ከም ዝወሃሃቡ፥ ሓደ ኃያል መንግሥቲ ኃይሉ ተጠቒሙ ኣብ ልዕሊ ሓደ ድኹም መንግሥቲ ብዓመጽ ከም ዝትንሥእ፥ ጥልመትን ክሕደት’ውን ከም ዝበዝሕ ድሕሪ ምግላጹ÷ «ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ከኣ ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ።»በለ። ማቴ.24፥12። †ፍቕሪ ፍጽምቲ ሕጊ እያ።መንቅብ ዘይብላ ፍቕሪ ናይ ክርስትያንነት […]

Continue reading

ደብረ ዘይት 2ይ ክፋል ዝቀጸለ

* ናይ ምጽኣቱን ኅልቀት ዓለምን ነገርከ ከመይ እዩ᎒ ምልክታቱስ᎒    ትምህርቱ ሰፊሕ፥ ምሥጢሩውን ዓሚቕ እዩ። ነገር ግን ዓቕምና ዝፈቕዶ፥ንሱ ብዝረድኣና መጠን ካብቲ ባዕሉ ዝነገረና እናወሰድና ንመረዳእታ ዝኣክል ጥራይ ገለ ክንጠቅስ።    ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ደብረ-ዘይቲ ተቐሚጡ እንከሎ፥ ብዛዕባ ምፍራስ ናይ ቤተ መቕደስ ንሓዋርያት ምስ ነገሮም፥ እቶም ሓዋርያቱ ከኣ ብሕት ኢሎም፥ "እዚ መኣዝ እዩ ዝኸውን᎒" […]

Continue reading