ወርኃ ጽጌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። አዘክሪ ድንግል... “ተንሥእ ንሣእ ሕፃነ ወእሞ ወሑር ውስተ ምድረ እስራኤል እስመ ሞቱ እለ የኃሥሥዋ ለነፍስ ዝ ሕፃን” “ እቶም ሕይወት እዚ ሕጻን ዚደልዩ ሞይቶም እዮም እሞ። ተንሥእ ነቲ ሕጻንን ነዱኡን ሒዝካ ናብ ምድረ እስራኤል ኪድ “ ማቴ. 2፣20። ዘመነ ጽጌ ካብ መስከረም 26 ክሳብ ኅዳር 5 ዘሎ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ ዘመን ጽጌ ኣብጽሕና። ካብ መስከረም (26 ) ፳፮ ክሳብ ኅዳር (6) ፮ ዘሎ ጊዜ ወርኃ ጽጌ (ዘመነ ጽጌ) ተባሂሉ ይጽዋዕ:: እዚ ወቕቲ'ዚ ተፈጥሮ ብዕምባባ ዘጊጸሉ ብምዃኑ ናይ ዕምባባን ፍረን ወርኃት ተባሂሉ ይጽዋዕ:: ኣብ ዘመነ ጽጌ፡ ካብቲ ብኣባ ጽጌ ድንግል ተደሪሱ ብሊቃውንት ኣቦታትና ወትሩ እሑድ ዝበጽሕ […]

Continue reading

አቡነ ኤዎስጣቴዎስ ክፋሌ ባሕር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ክፋሌ ባሕር [18 መስከረም] ሎሚ 18 መስከረም መጽሓፈ ስንክሳርና ካብ ዝዝክሮም፡ ክቡር ኣቦና ኣቡነ ኤዎስጣቴዎስ ዝዓረፉሉ፡ ኣደ ንጉሥ ቈስጠንጢኖስ ንግሥት እሌኒ ትዝከረሉ፡ ኣባ ኣኖሬዎስ ዝዓረፈሉ፡ ካልእ ቅዱስ መርቆሬዎስ ብሰማዕትነት ዝዓረፈሉ ናይ ቅዱስ መስቀል በዓል ክንገብር ዝተኣዘዝናሉ፡ ግብጻዊ ሊቅ ኣባ ያዕቆብ ዘዕረፈሉ፡ ናይ ቶማስን ናይ ቅዱስ ኣትናቴዎስን […]

Continue reading

        በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። እንቋዕ ናብ ብርሃን መስቀሉ ብሰላም ኣብጽሓና። ምስባክ “ወወሀብኮሙ ትእምርተ ለእለ ይፈርሁከ፣ ከመ ያምሥጡ እምገጸ ቅስት፣ወይድኅኑ ፍቁራኒከ ።” “ ነቶም ዚፈርሁኻ ሰንደቅ ዕላማ ሃብካዮም፣ ፈተውትኻ ምእንቲ ኺናገፉ፣ ብየማነይትኻ ኣድኅን እሞ ስምዓና።”  መዝ. 59፣40 (60፣40)። መስቀል ኣብዚ ዕለት ናይ ጐይናታ መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ንደቂ ሰባት […]

Continue reading

ትንሣኤ ዘክርስቶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ꗺ ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን (ክርስቶስ ካብ ሙታን ተንሢኡ) ꗺ በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን ( ብዓቢይ ሓይልን ሥልጣንን) ꗺ አሰሮ ለሰይጣን ( ኣሲሩ ንሰይጣን) ꗺ አግአዞ ለአዳም ( ነጻ ኣውጺእዎ ንኣዳም) ꗺ ሰላም ( ሰላም) ꗺ እምእዜሰ (ካብ ሎሚ) ꗺ ኮነ ( ኮነ ) ꗺ ፍስሐ ወሰላም ( […]

Continue reading

ሆሣእና ኣብ ኣርያም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሆሳእና፣ ሻሙናት ሰንበት ሆሣእና ይብሃል። እዚ ስም ዝረኸበሉ ምኽንያት ኣብ ዕለት ሰንበትን ዋዜማኡን ዝዝመር ጾመ ዱጓ“ ሆሳእና በአርያም ” ናይ ሆሳእና ቃል ብተደጋጋሚ እንዳጠቀሰ ሰለዝዝመር እዩ። እዚ ከኣ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ እንዳተመስገነን እንዳተዘመረሉን ኣብ ልዕሊ ኣድጊን ጻዕብ ኣድጊን ተወጢሑ ካብ ከባቢ ደብረዘይቲ ናብ ኢዮርሳሌም ከተማ ብኽብሪ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ትንቢተ ዮናስ ሓሙሻይ ክፍሊ ሰብኣ ነነዌ ስለ ዝደኃኑ ኣብ ሰማያት ዓቢ ሓጎስ ኮነ። እግዚአብሔር ብፍጥረቱ ብንስሓ ስለዝተመልሱ ተሓጊሱ። ሚእትን ዕስራን ሺሕ ሰብአ ነነዌ ብሓንቲ መዓልቲ ናብ ደምቢኦም ተመሊሶም ። ንፈጣሪኦም እግዚአብሔር ብፍጹም ንስሓን ትሕትናን ኣስሚሮሞ። መላእክተ ሰማይ ነንሕድሕዶም እንቋዕ ደስ በለና ሰብአ ነነዌ ተመሊስም እንዳበሉ ሓጎሶም ገሊጾም። […]

Continue reading

መፃጒዕ ዮሐ. ፭፥፩-፲፰/5፥1-18 

                                                    በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፥ አሜን፥ ኣብ ዓቢይ ጾም ካብ ዝርከቡ ሸሞንተ ሰናብቲ እታ ራብዓይቲ መጻጕዕ ተባሂላ ትፍለጥ። ነዛ ኽብርቲ ዕለት ዘብጽሓናን ካብ በረኸታ ክንሳተፍ ዘፍቐደልናን እግዚአብሔር […]

Continue reading

ትንቢተ ዮናስ ራብዓይ ክፍሊ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ንዮናስ ናብ ንቑጽ ምድሪ ተፍኦ። ጾመ ነነዌ እቲ ዓሳ ንዮናስ ብ ኣንጻረ ነነዌ ተፊእዎ። እግዚአብሔር ልክዕ ከም መጀመርታ “ ተንሥእ እሞ ነነዌ ናብታ ዓባይ ከተማ  ኪድ። እከዮም ናብ ቅድመይ ደይቡ እዩ እሞ ኣንጻራ ኣውጅ። “ ኢልዎ። ዮናስ’ውን ከምቲ መጀመርታ ዝገብሮ ካብ ገጽ እግዚአብሔር ክሃድም ኣይፈተነን። እግዚአብሔር ከምዝኣዘዞ […]

Continue reading

ትንቢተ ዮናስ ሳልሳይ ክፍሊ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጾመ ነነዌ ዮናስ ናብ ባሕሪ ተደርበየ። መዘኻኸሪ፣-ኣምላከ ቅዱሳን እግዚአብሔር እንቋዕ ጾመ ነነዌ  ብሰላም ኣፈጸመና። ናይ ትንቢተ ዮናስ ጽሑፍና ቁሩብ ንውሕ ስለዝብል እተን ዝተረፈ ክፋላት ብቀጻሊ ከነቅርቦ ኢና። ሠናይ ንባብ። ዮናስ ናብ ባሕሪ ተደርበየ። ንኽሞውት ግና ኣይኮነን። እግዚአብሔር ምስኡ ስለዝዀነ ንሞት ኣሕሊፉ ኣይህቦን እዩ። እግዚአብሔር ንሰብአ ነነዌ ከድኅኖም […]

Continue reading