በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ሰሙናት ናይ ጾመ ፵ ቅዱስ ያሬድ ኣብ መጽሓፈ ዚቅ ወመዝሙር ዘወረደ፣ ዘቅድስት፣ ዘምኵራብ፣ ዘመፃጕዕ፣ ዘደብረ ዘይት፣ ዘገብርኄር፣ ዘኒቆዲሞስ፣ ዘሆሣዕና ኢሉ ካብ ገጽ ፫፻፲፯-፫፻፴፮ ኣስፊርዎ ኣሎ። እዚ ኣብ ነናይ ዕለቱ ኣብ ዕለተ ሰንበት ንሸሞንተ ሰሙናት ዝበሃል ናይ ጾመ ፵ መዛሙር እዩ፡ እቲ ሰናብቲ’ውን ብኸምኡ ይጽዋዕ። ናይ ጾመ ፵ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ገዳመ ቆሮንቶስ ፵/40 መዓልትን ፵/40 ለይትን ጸይሙ፣ (ማቴ ፬/4፡፩-፲፩/1-11)፣ ከመይ ጌርና ኃይሊ ፍትወታት ናይ ሥጋ፣ ፈተነ ናይ ዲያብሎስ፣ ጸብኣ ኣራዊት ከም እንስዕር ኣርኣያ ኮይኑና እዩ። በዚ መሠረት ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ንጾም ፵/40 ካብ ኣዋጃት ናይ ጾም ሠሪዓ ዓመት መጸ ንዅሎም ምእመናና […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ልደተ ስምዖን ካብተን ትሸዓተ ናይ ጐይታ ንኡሳን በዓላት ሓደ ኾይኑ ኣብ ለካቲት ፰/8 ከምተን ካልኦት በዓላት ብማህሌትን መዝሙርን ቅዳሴን ተሰሪዕሉ ክበዓል ከም ዘለዎ ኣብ መጽሓፈ ዝሰፈረን ዝበዓልን በዓል እዩ። በዚ ዕለት ሕፃን ጐይታ ካብ ዝውለድ ኣብ መበል ፵/40 መዓልቱ ቅድስት ድንግል ማርያምን ጻድቕ ዮሴፍን ናብ ቤተ መቕደስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 6 የካቲት ዕለት ዕረፍቲ ቅድስት ማርያም እንተ በዕፍረት እዩ። ብዛዕባ እዛ ቅድስቲ ኣደ እንረኽቦ ኣብ ኣርባዕቲኦም ወንጌላውያን 'ጐይታ እግሩ እናቀብአት' ብዝተፈላለየ ሕብሪ ግልጸት ተጻሒፋ ንረኽባ። እስከ ንመልከት። ኢየሱስ ሽቱ ከም ዝተቐብአ (ማቴ. ፳፮፡፮-፲፫/ 26፡6-13 ፡ ማር. ፲፬፡፫-፬/ 14:3-9፤ ሉቃ. ፯፡፴፮-፶/ 7:36-50፤ ዮሓ. ፲፪፡፩-፰/ 12:1-8) ꗺ ብዛዕባ ምቕባእ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብሩክ ናይ የካቲት ወርኂ መዓልቱ ዓሠርተ ሓደ ሰዓት እዩ፡ ካብዚ ንደኃር እንዳወሰከ ይኸይድ ለይቱ ድማ ዓሰርተ ሰለስተ ሰዓት እዩ። ብየካቲት ሓደ (፩፡1) መጽሓፈ ስንክሳርና ዝዘከሮም ምስ ንርኢ፡ ዝኸበሩ ቅዱሳን ሚእትን ኃምሳን (150) ኤጲስቆጶሳት ኣብ ቍስጥንጥንያ ከተማ ብዓብይ ንጉሥ ቴዎዶስዮስ ዘመን መንግሥቲ ዝተጋብእዎ ጉባኤ እዩ፡ ተፍጻሜ ሰማዕት ቅዱስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን: 'ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ…… መዘከርታ ጻድቅ ዘልዓለም ይነብር።' መዝ 112፡7 ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ትውልዱ ካብ ሃገር ቅማን ሰሜን ምስሪ ግብጺ ኮይኑ ካብ ኣመንቲ ሥድራ ዝተወልደ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ኣስተርእዮ ኣስተራየ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ምቕላዕ ምግሃድ ምግላጽ ማለት እዩ። እቲ ክውለድ እዩ፡ ክጥመቕ እዩ፡ ተሰቒሉ ድማ ንዂሉ ዓለም ከድኅን እዩ፥ እናተባህለ ኣበው ብምሳሌ ነቢያት ብትንቢቶም ዝተነበዩሉ፥ ጊዜኡ ኣኺሉ እቲ ዘይረኣይ ኣምላኽ ሥጋ ለቢሱ ምስ ተገልጸ፡ እቲ ዘይረኣ ተራእየ ንምባል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ቃና ዘገሊላ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝዓበየሉ ኣብ ሰሜናዊ ክፍሊ ናይ እስራኤል ኣብ ኣውራጃ ገሊላ ካብ ከተማ ናዝሬት ብሸነኽ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣስታት ፲/10 ኪሎ ሜትር ርሒቕ እትርከብ ንእሽቶይ ዓዲ እያ። ብቛንቋ ዕብራይስጥ “ክፋር ቃና” ይብልዋ፡ ክፋር ማለት ዓዲ ክኸውን ከሎ፡ ቃና ድማ “ናይ መቃ (ሻምብቆ ዝመስል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ዘነግህ ርእዮከ ማያት እግዚኦ ። ርእዮከ ማያት ወፈርሁ። ደንገጹ ቀላያተ ማያት ወደምጻማቲሆሙ። መዝ ፣76፣26። ምስባክ ዘቅዳሴ ባሕርኒ ርእየት ወጐየት ። ወይርዳኖስኒ ገብአ ድኅሬሁ ። አድባር አንፈርዐፁ ከመ ሐራጊት ። መዝ.። 113፣ 3። ቲቶ. 3፣-4-8። 1ይዮሓ. 5፣- 5- 13። ግ.ሓዋ. 10-34-39። ወንጌል. ሉቃ. 3-21-ፍጻሜ። ቅዳሴ ዲዮስቆሮስ (እምቅድመ ዓለም)። ኣብ ዕለት ልደቱ ብምስክርነት መልእኽቲ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 'ጥቅመ ሰናኦር፡ ግምቢ ባቢሎን' ኣጋእዝተ ዓለም ሥላሴ እምሃበ አልቦ ሃበ ቦ (ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር) ኣምፂኦም ንዓለም ካብ ዝፈጠሩሉ ኣትኂዞም ኣብዚ ዓለም ተገሊጾም ተነጊሮም ዘይውድኡ ድንቂ ድንቂ ዝኾነ ትእምርትን ተኣምራትን ግብርታትን ፈጺሞም እዮም። ካብቲ ብዙኅ ዝፈጸምዎ ተኣምራት ሓደ ኣብ ምድረ ባቢሎን ዝፈጸምዎ ዕጹብ ተኣምር እዩ። ቅድስት […]