በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፣ ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም፣ ውስተ ኵሉ ምድር ወጽአ ነገሮም፣ ወእስከ አጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦም።  መዝ.18-4 (19-4) 2ይጢሞ.4፣1። 2ይጴጥ. 1፣1-19። ግ.ሓዋ.23-10። ሉቃ. 6-1-20። ናይ ቤተክርስቲያን ጉዕዞ ኩሉ ግዜ ኣብ መስቀል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ጉዕዞ ድማ መሥዋእትነት ( መከራ ምቅባል) ይሓትት። ካብዚ ብምብጋስ ዝተመትሩ፣ ብመጋዝ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብ25 ሰነ ክረምቲ ዝኣትወሉ እዩ፡ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 1 ሓምለ መዝሙር ናይ ክረምቲ እዩ። ሊቃውንት ቤተክርስትያን ከምዚ እናበሉ መዝሙር ምስጋንኦም የቕርቡ፣ 'ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይጸግቡ ርኁባን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይትፌሥሑ ነዳያን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ወሠርዐ ሰንበተ ለሰብእ ዕረፍተ፣ ደምፀ እገሪሁ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ኣቡነ በኵረ ድንግል ካብ ኣቡኦም ማርቆስ ካብ ኣዲኦም እግዚእ ክብራ፡ ኣብ ዓዶም ኢትዮጵያ ኣክሱም ገበዛ ተወልዱ። ገና ክውለዱ ከለው ኣብ ኣፍ ልቦም ሥዕለ ኣድኅኖ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስለ ፍቁር ወልዳ ተሣኢላ ነበረት። ውልድ ምስ በሉ ‘አሐዱ አብ ቅዱስ፡ አሐዱ ወልድ ቅዱስ፡ አሐዱ ውእቱ መንፈስ ቅዱስ’ […]

Continue reading

ጾመ ሓዋርያት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ‘አሥርቆት ዘወርኅ ግንቦት፡ ዮም ሠረቀ ለነ ወርኅ ብሩክ ሰኔ ያብጽሐነ እስከ ወርኅ ሐምሌ በሰላመ እግዚአብሔር ወርኅ ሰኔ ቡሩክ መዓልቱ ፲፭ ሰዓት ወእምዝ የሐፅፅ •••• ሎሚ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ብኂቱልና ኣሎ እሞ ናብ ብሩኽ ወርኂ ሓምለ ብሰላም እግዚአብሔር የብጽሓና፤ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ናይ መዓልቲ ሰዓት 15 ሰዓት ኮይኑ […]

Continue reading

ናይ መን ሥጋ ንበልዕ፧

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብፍጹም ሰላመ እግዚአብሔር ሰላም ንዓኻትኩም ይኩን እንዳበልና ከምቲ ሓ.ቅ. ጳውሎስ ዝብሎ 'ንሕነሰ ንሰብክ ክርስቶስሃ ዘተሰቅለ፣ ንሕናሲ ነቲ ዝተሰቅለ ክርስቶስ ኢና ንሰብክ' 1 ቆሮ 1፡23። ሎሚ ኣብ ዓምዲ 'መልሲ ንሕቶኹም!'፡ ካባኹም ንዝመጸና ሕቶ መልሲ ንምሃብ መጺና ኣሎ። እቲ ሕቶ ኸመዚ ይብል፣ 'ናይ መን ሥጋ ንበልዕ፧!'። እዛ ሕቶ ካብ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ኣብዛ ዕለት ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣብ ደብረ ምጥማቅ ዝተሰምየት ኣብቲ ላዕሊ ጉሉላት ብናይ ብርሃን መርከብ ተቀሚጣ ሙሉእ ብግልጺ ምርኣያ፡ መሠረት ሕዝበ ክርስትያን ብዓቢይ ክብሪ ነዛ ዕለት የብዕልዋ። ኣብ ዙሪኣ ድማ ሠራዊተ መላእክትን ሊቃነ መላእክትን ክንፎም ዘርጊሖም ኣብ ልዕሊኣ ኣጽሊሎም ነበሩ። ሱራፌል ድማ ናይ ምስጋና ማዕጠንቶም […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ርሑስ በዓለ ዕርገት ይግበረልና “ዐረገ ውስተ ሰማያት ፄዊወከ ፄዋ፡ ምርኮ ማሪኽካ ንሰማያት ዓረግካ” {መዝ 68፡18} ናይዚ ኅይለ ቃል እዚ በዓል ቤት ቅዱስ እግዚአብሔር ኣምላኽና ክኸውን ከሎ፡ ናባና ዘመሓላለፈልና ድማ፡ ኣብ ዙፋን ንግሥነት ተቐሚጡ ብሃብትን ክብርን ዝናን ናይዛ ዓለም ከይተታለለ ብቕድስና ሕይወቱ ዝመርሐ ቅዱስ ዘማራይ ዳዊት እዩ፡ እግዚአብሔር […]

Continue reading

ኣቡነ ዓብየ እግዚእ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ኣቡነ ዓብየ እግዚእ [19 ግንቦት]  ‘ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ፡ መዘከርታ ጻድቅ ንዘለዓለም ይነብር’  (መዝ 112፡7) ቅዱስ ኣቦና ኣቡነ ዓብየ እግዚእ ካብ ኣቡኦም ያፈቅረነ እግዚእን ካብ ኣዲኦም ጽርሃ ቅዱሳንን ብዘመን ኣልኣሜዳ፡ ብ7ተው ኅዳር ተጸኒሶም ብሓደ ግንቦት ኣብ መረታ ዝበሃል ትግራይ ቦታ ተወልዱ፡ ስሞም ድማ እንጦንስ ተሰምዩ። ዕድሚኦም […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   ማሕሌታይ ቅዱስ ያሬድ ዘማራይ ቅዱስ ያሬድ ብ505 ዓ.ም ሚያዝያ ኃሙሽተ፡ ኣብ ከተማ ኣክሱም ካብ ኣቡኡ ኣብዮድ (ይስሓቅ) ካብ ኣዲኡ ክርስቲና (ታውክልያ) ተወሊዱ። ንቅዱስ ያሬድ ኣቡኡ ኣብ ሸውዓተ ዓመቱ ስለዝሞተ፡ ኣዲኡ ክርስቲና ናይ ኣክሱም ገበዝ ንዝነበረ ኣኩኡ ጌዴዎን ከዕብዮን ከስተምህሮን ሓደራ ኢላ ሃበቶ። ቅዱስ ያሬድ ምስ  ኣኩኡ […]

Continue reading

  ኣቡነ ብፁዕ ኣምላክ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን።   "ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ ፤ መዘከርታ ጻድቅ ንዘልዓለም ይነብር።’    ኣቦና ኣቡነ ብፁዕ ኣምላክ ትውልዲ ዓዶም ‘ጎሎ መከዳ’ ካብ ዝተባህሉ ዓሌት ኮይኖም ኣቡኦም ያፈቅረነ እግዚእ ኣዲኦም ከኣ ዘመደ ማርያም ይበሃሉ። ያፈቅረነ እግዚእን ዘመደ ማርያም ከም ኣብርሃምን ሳራን ከም ካህን ዘካርያስን ኤልሳቤጥን ብኣምልኮተ እግዚአብሔር ዝጸንዑ፡ ብቅድስና ዝነብሩ […]

Continue reading