በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 3 ጳጕሜን፣ ካህን መልከጼዴቅ "መሐለ እግዚአብሔር ወኢይኔስሕ አንተ ካህኑ ለዓለም በከመ ሢመቱ ለመልከጼዴቅ ፥ እግዚአብሔር ንስኻ ከም ሥርዓት መልከጼዴቅ ንዘልዓለም ካህን ኢኻ ኢሉ መሓለ፡ ኣይጠዓስን ከኣ እዩ።" መዝ 110፡4 መኑ መልከጼዴቅ ውእቱ፧' ዕብ7፥1 'ወመልከጼዴሰ ንጉሠ ሳሌም ካህኑ ለእግዚአብሔር ልዑል ውእቱ፥ መልከጼዴቅሲ ናይ ሳሌም ንጉሥን ናይ ልዑል ኣምላኽ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ምስባክ ቀደሰ ማኅደሮ ልዑል እግዚ አብሔር ውስተ ማዕከላ ኢትትሐወክ ወይረድኣ እግዚአብሔር ፍጽመ። መዝ.45፣4-5። ሮሜ .8፣31- ፍጻሜ ። 2ይዮሓ.፣1፣1-7። ግ.ሓዋ. 1፣12-15 ወንጌል. ማቴ.26፣- እግዝእትነ ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ዝገበረቶ ተኣምር እዚ ዝስዕብ ኢዩ። ጸሎታን በረኸታንን ምሳና ይኹን። ኣብ መጽሓፍ ስንክሳር ተጻሒፉ ከም ዝተረኽበ በዚ ወርኂ ነሓሰ 16 መዓልቲ፡ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። 'ወእምድኅረ ስሱ መዋእል ነሥኦሙ እግዚእ ኢየሱስ ለጴጥሮስ ወለያዕቆብ ወለዮሐንስ እኅሁ ወዓእረጎሙ ደብረ ነዋኅ እንተ ባሕቲቶሙ…… ድኅሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ድማ ኢየሱስ ንጴጥሮስን ንያዕቆብን ንዮሓንስ ኃውን ወሲዱ ናብ ነዊኅ እምባ [ከረን] ኣደየቦም። (ማቴ. 17፡1) ሀ. 'ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ነዞም ሠለስተ ሓዋርያት ኂዝዎም ዝደየበ ነቶም ካልኦት ዘይወሰዶም ንምንታይ እዩ፧!' እንተ ተባህለ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እምፅንሰታ እስከ ልደታ ለእመ ሕይወት ኣብዚ ዕለት ነሓሴ ሸውዓተ (7) መልኣከ እግዚአብሔር ቅዱስ ገብርኤል ናብ ጻድቅ ኢያቄም ተላኢኹ ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ፅንሰታን ልደታን ነገሮ። በዚ ዕለት ኩሉ ወለዶ ብተስፋ ዝጽበይዋ ዝተጸንሰትሉ ንምሕረት ዓለም 15 ዝተረፎ ብ5485 ዓመተ ዓለም ኣብ ዋዜማ ዓመተ ምሕረት እዩ። ኣምላከ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነሓሰ 5 ዕረፍቱ ኣቡነ ፍሊጶስ ኣንዳዴ ባሕር(ፋድል) ሰላም ለፀአተ ነፍስከ አመ ኃሙሱ ለነሐሴ: ወለድነ ሥጋከ ሰላም እንተ ይደልዎ ቅዳሴ: ፊልጶስ ሰማዕት ዘኅቱም በስመ ሥላሴ: ነፍስየ ማርያም እህተ ነቢይ ሙሴ: ነዋ ለክብርከ ታቄርብ ውዳሴ:: ገዳማዊ ዝኾነ ፍሊጶስ ትውልዱ ካብ ዓበይቲ ዝኾኑ መኳንንቲ ኣንከረ ኢዩ። ስም ኣቡኡ ይርድኣነ እግዚእ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ጾም ሓደ ኣቦ አበምኔት ገዳም ኣብ ሓደ እዋን ንአባ ባይሞን ዝበሃሉ ኣቦ “ ፍርኃት እግዚአብሔር ከመይ ጌረ ኣብ ሕይወተይ ከመይ ጌሩ ኩሉ ግዜ ክኅልወኒ ይኽእል።” ኢሎም ሓቲቶሞም። እሶም ክምልሱ ከለዉ “ ሰብ ከመይ ጸጽቡቕ ጥዕሙን ብልዕን መስተን ከርሱ እንዳመልአ ፈሪኃ እግዚአብሔር ክህልዎ ይኽእል᎒ ስለዚ ጾም ንእግዚአብሔር […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፣ ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም፣ ውስተ ኵሉ ምድር ወጽአ ነገሮም፣ ወእስከ አጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦም። መዝ.18-4 (19-4) 2ይጢሞ.4፣1። 2ይጴጥ. 1፣1-19። ግ.ሓዋ.23-10። ሉቃ. 6-1-20። ናይ ቤተክርስቲያን ጉዕዞ ኩሉ ግዜ ኣብ መስቀል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ጉዕዞ ድማ መሥዋእትነት ( መከራ ምቅባል) ይሓትት። ካብዚ ብምብጋስ ዝተመትሩ፣ ብመጋዝ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ብ25 ሰነ ክረምቲ ዝኣትወሉ እዩ፡ ካብ 26 ሰነ ክሳብ 1 ሓምለ መዝሙር ናይ ክረምቲ እዩ። ሊቃውንት ቤተክርስትያን ከምዚ እናበሉ መዝሙር ምስጋንኦም የቕርቡ፣ 'ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይጸግቡ ርኁባን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ሶበ ይዘንም ዝናም ይትፌሥሑ ነዳያን፣ ደምፀ እገሪሁ ለዝናም ወሠርዐ ሰንበተ ለሰብእ ዕረፍተ፣ ደምፀ እገሪሁ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ኣቡነ በኵረ ድንግል ካብ ኣቡኦም ማርቆስ ካብ ኣዲኦም እግዚእ ክብራ፡ ኣብ ዓዶም ኢትዮጵያ ኣክሱም ገበዛ ተወልዱ። ገና ክውለዱ ከለው ኣብ ኣፍ ልቦም ሥዕለ ኣድኅኖ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ምስለ ፍቁር ወልዳ ተሣኢላ ነበረት። ውልድ ምስ በሉ ‘አሐዱ አብ ቅዱስ፡ አሐዱ ወልድ ቅዱስ፡ አሐዱ ውእቱ መንፈስ ቅዱስ’ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ‘አሥርቆት ዘወርኅ ግንቦት፡ ዮም ሠረቀ ለነ ወርኅ ብሩክ ሰኔ ያብጽሐነ እስከ ወርኅ ሐምሌ በሰላመ እግዚአብሔር ወርኅ ሰኔ ቡሩክ መዓልቱ ፲፭ ሰዓት ወእምዝ የሐፅፅ •••• ሎሚ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ብኂቱልና ኣሎ እሞ ናብ ብሩኽ ወርኂ ሓምለ ብሰላም እግዚአብሔር የብጽሓና፤ ብሩኽ ወርኂ ሰነ ናይ መዓልቲ ሰዓት 15 ሰዓት ኮይኑ […]