በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ምስባክ በከመ ሰማዕነ ከማሁ ርኢነ በሀገረ እግዚአ ኃያላን በሀገረ አምላክነ እግዚአብሔር ሣረራ ለዓለም መዝ. 41-8። ገላ. 4፣1-12። 2ዮሓ. 1-12። ግ.ሓዋ.7፣30-35። ወንጌል  ሉቃ.1፣47-57። ቅዳሴ. ዘእግዝእትነ (ጐሥዓ) ኣስተርእዮ ማርያም     “  ሞትሰ ለመዋቲ ይደሉ ሞታ ለማርያም የሐጽብ ለኩሉ  ። ”“ ሞትስ ንመዋቲ ይግብኦ እዩ፡ ሞት ናይ ማርያም […]

Continue reading

ቤተ መቅደስ እግዚአብሔር ክንኣቱ ከለና ክንገብሮም ዘለና ምድላዋት ለ. ንጹህ ልብሲ (ክዳን  ) ምኽዳን ። ቤተ መቅደስ ምዑዝ መኣዛ ዘለዎ ዕጣን ንእግዚአብሔር ዝቀርበሉ፣ ምእመናን ናይ ልቦም ምንዮት ናይ ከንፈሮም ፍረ ዝኾነ ጸሎቶም ዘቅርብሉ ፣ ናይ ሓዲስ ኪዳን በጊዕ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዝሥወኣሉ ንጹህ ቤተ-ከብካብ (መርዓ) እዩ። ኣብዚ ቤት ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ብነፍስን ሥጋን […]

Continue reading

ኣብዚ ቀረባ ሰሙናት ውሑዳት ውልቀ ሰባት ንሕጊ ቃለ ዓዋዲን ንግደ መሪሕነት ካህናት ኣብ ቤተክርስቲያንን ዝምልከት ዝወጸ ናይ ተቓውሞ ጽሑፍ ናብ መብዛሕትና መጺኡ ጥራይ ዘይኮነ፡ ኣብ ዝተፈላለያ መርበብ ሓበሬታን መራኸቢ ብዙሓንን ተዘርጊሑ ኢዩ። ካብዚ ሓሊፉ ኣብ መራኸቢ ብዙኃን ኣብ ፈቐዶኡ ተበቲኑ ንጉዳይ ቤተክርስቲያንን ንቤተክርስቲያንን ኣብ መድረኽ ናይ ዓለም መዛረቢ ምግባራ ካብ ሓደ ኣብ ሃይማኖት ኣለኹ ዝብል […]

Continue reading

በዓለ ጥምቀት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ንብርሃነ ልደቱ ብሰላም ኣሕሊፉ ንበዓለ ጥምቀቱ ዘብጽሓና እግዚአብሔር ኣምላኽና ዝተመስገነ ይኹን። በዓልና ድማ በዓለ ፍስሓ ወሓሴት፥ በዓለ ጸጋ ወምሕረት፥ በዓለ በረከት ወጽድቅ ክገብረልና እናተማኅጸንና ናብቲ ቀንዲ መልእኽቲ ጥምቀት ክንሰግር።  ካብ ሠለስቱ ኣካላት ሓደ ወልደ እግዚአብሔር እቲ ንኣዳም ዘተስፈዎ ዘመን ምስ ኣኸለ ካብ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ካብ […]

Continue reading

ቤዛዊት 16 ክፋል

ቤዛዊት 16 ክፋል ቤዛ ኣብ ገዛ ኮይና መዝሙር ክትላምድ ድሕሪ ምጽናሕ ፡ እንታይ ዓይነት መዝሙር ንድራማ ከም ትመርጽ ስለ ዝጸገማ ኣብ መዝሙር ምምራጽ  ክሕግዛ ናብ ሳሚ   ደወለት እሞ ሳሚ ትቅብል ኣቢሉ ቤዛ ሥራሕ ጽዒቅኒ ስለ ዘሎ ናይ ምሽት ወይ ከኣ ጽባሕ ክድውል’የ ብምባል ይዓጽዋ።ቤዛ መልሲ ናይ ሳሚ ባህ ኣይበላን ።ሳሚ ዋላ’ኳ መዓልታዊ   ኣይድዉለላ  እቲ ዘልመዳ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቤተ ክርስቲያን ኣማልከ ቅዱሳን መድኃኒ ዓለም ኢየሱስ ክርስቶስ ፣ ደቂ ሰባት ካብ ኃጥያት ናብ ጽድቂ ካብ ጸልማት ናብ ብርሃን ክመልስ ብክቡር ደሙ ዝመሥረታ ኣካሉ እያ። ኤፊ.1፣23። ክሳብ መፈጸምታ ዓለም  ከኣ መሕደሪኡን መንበሪኡን እያ። ቤተ ክርስቲያን ኣብ ምድሪ ዘላ መንፈሳዊት ዓለም ስለዝኾነት ናታ ናይ ገዛእ ርእሳ ፍሉይ ዝኾነ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ትርጉም ቤት-መቅደስ ቤተ መቅደስ ዝብል ሓረግ ናይ ክልተ ቃላት ኮይኑ ፣   ቤት ማለት መሕድሪ ፣መንበሪ፣ ስራሕ ዝስርሓሉ ፣ ጉባኤ ማኅበር ( ቤተ እስራኤል ፣ ቤተ ክርስቲያን ከምዝበሃል) ማለት ኪኸወን ከሎ፣ መቅደስ ፣- ማለት ድማ መቀደሲ ፣መመስገኒ፣ መሥዋዕተ ጸሎት መቅረቢ ማለት እዩ። ስለዚ ቤት-መቅደስ ዝብል ሓረግ ሓደ ቤተ-እግዚአብሔር […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ ሕዝብ ዘይነብር ውስተ ጽልመት ርእየ ዓቢየ ወለእለሂ ይነብሩ ውስተ ጽልመት ወጽላሎተ ሞት ብርሃን ሠረቀ ሎሙ። ” ብናይ ኢየሱስስ ክርስቶስ ልደት ፣ ብቀቢጸ ተስፋ፣ ብድንቁርና ዝነብር ዝነበረ ሰብ ፍጹም ፍልጠት ተዋሂብዎ፣ ብሞተ ሥጋ ብሞተ ነፍሲ ንነብር ዝነበረ ውልድነት ተዋሂብዎ። ብኃጢያት ዝነበሩ ሥርየተ ኃጢያት ፣ ብክሕደት ዝነብሩ ሃይማኖት […]

Continue reading

ኖሎት ናብ ሊቀ ኖሎት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጓሶትን - እታ ዕፅብቲ ዕለትን   መዝሙር ዘልደት ይሠርቅ ኮከብ እምያዕቆብ ወይአትት ኃጢአተ እምእስራኤል ወአነሂ በኩርየ እሬስዮ ልዑል ውእቱ እምነገሥተ ምድር ወአ፣ ወይከውን ምስማከ ለኩሉ ምድር ወአ። ውስተ አርእስተ አድባር። ወአ። ዮምሰ፣ በሰማያት ይትፌሥሑ ሠራዊተ መላእክት። ወአነሂ በኩርየ እሬስዮ፣ በአነሂ በኩርየ እሬስዮ። ሰላም በ፪ ዮም ተወልደ እግዚእ ወመድኅን […]

Continue reading

ቤዛዊት 15 ክፋል

ቤዛ ኤንተርነት ክትጥቀም ናብ ናኩላቢ ዝርከብ እንዳ ኢንተርነት ከደት። ፈይስቡክ ምስ ከፈተት 8 መልእኽትታት ጸንሐ። ነቲ መልእኽቲ ሓደ ብሓደ ከተንብብ ምስ ጸንሐት ናይ ሳሚ ስፍሕ ዘበለ መልእኽቲ ትሕዝቶ ከም ዘለዎ ተረዲኣ ኣብ መወዳእታ ከተንብቦ ናብቲ ካልእ መልእኽትታት ሰገረት። ነቶም መልእኽታት ዝሰደዱላ ሰባት መልሲ ድሕሪ ምሃባ ኣብ መዋዳእታ ናብ ናይ ሳሚ መልእኽቲ ተመልሰት። “ሰላም ቤዛ ሓፍተይ። […]

Continue reading