ሓዋርያት ንክርስቶስ መን ምዃኑ መዓስ ፈሊጦሞⵗ ሰባት ሓንጎሎም ነጺጎም ፡ ብዓይኖምን ብእዝኖምሉ ብምሕሳብ ኣብ ዉሳኔ ዝበጽሑ ሕማቅ እዋን ኣለና።ቃላ ወንጌል ረጊሓሞ ቦዶ ድሌታቶም ንምርዋይ ፍረ ዘይብሉ ዘረባ ከም ዝሰምዑን ግዜኦም መስዋዕቲ ከፊሎም ተንቃሳቀሲ ስእሊ( ድራማ፡ ፊልም፡ ድርፊ ...ወቦዘተረፈ) ብምዕዛብ ታህኖም ከም ዘውጹ ዮቲብ(youtube) ሕያዉ ምስክር’ዩ። ቃላ ወንጌል ክሰምዑ ኣብ ዝህቅንሉ እዋን ትሕዝቶ ናይቲ ትምህርቲ ከይተገደሱ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኒቆዲሞስ ናይ ሕጊ ኦሪት ምሁር ዝነበረ ሰብ እዩ። 2ይ ክፋልን መወዳእታን ………………………………. ኒቆዲሞስ ናይ ሕጊ ኦሪት ምሁር ዝነበረ ሰብ እዩ። ኣብ ዮሓ. 7፥50-51። ከም ዘመልክቶ ኒቆዲሞስ፥ ምሁራነ ሕጊ ኢና ባሃልቲ ሊቃነ ካህናት ፈሪሳውያንን ኣይሁድን ንጐይታ ብዘይሕጊ ኂዞም ክፈርድዎ ብዝደለዩ ጊዜ "ሕግናኸ ንሰብ ቅድም ከይሰምዖን እቲ ዝገበሮ ኸይፈለጠንዶ ይፈርድ እዩ᎒ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ሆረ ኃቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ። ምስባክ ሐወጽከኒ ሌሊተ ወፈተንኰ ለልብየ፣ አመከርከኒ ወኢተረክበ ዓመጻ በላዕሌየ፣ ከመ ኢይንብብ አፋየ ግብረ ዕጓለእመሕያው። ንልበይ ተዐዚብካዮ ብለይቲ በጺሕካዮ መርሚርካንስ ገለ እኳ ኣይረኸብካን ካብ ኣፈይ ክፍኣት ከይወጽእ ምኽረይ ቈሪጸ እየ። መዝ.16፣3 (17-3) ወንጌል ዮሓ.3፣1-10 ግ.ሓ.5፣38-ፍጻሜ ሮሜ.7፣1-19 1ይዮሓ.4፣18-ፍጻሜ ቅዳሴ. ቅዳሴ ማርያም እዛ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ። መኑ ውእቱ ገብርኄር ። ምስባክ ከመ እግበር ፈቃድከ መከርኩ አምላኪየ ወሕግከኒ በማእከለ ከርስየ ዜኖኩ ጽድቅከ በማኅበር ዐቢይ። ኣምላኸይ ፍቓድካ ንምግባር ባህጊ ኣሎኒ፣ ሕግኻ'ውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ በልኩ፣ ጽድቅኻ ኣብታ ዓባይ ማኅበር ኣበሰርኩ። መዝ.39፣8 (40-8) ወንጌል ማቴ.25፣14-31 ግ.ሓዋ.1፣6-9 2ይጢሞ.2፣1-16 1ይጴጥ.5፣1-12 ቅዳሴ. ባስልዮስ […]
ሕራይ እዝስ÷ " ነታ ንሱ ዝመጸላ መዓልትን ሰዓትን ብደቂ ሰባት ከይትፍለጥ ምግባሩኸ ንምንተይ እዩ᎒ እንተባህለ፥ ንሰባት ጥቕሚ እዩ።ነጊሩ እንተ ዝነብር ነይሩ ሰባት ምጽኣቱ ኣትዩ እዩ ብዝብል ታህዋኽ ኣብ ሥጋዊ ይኹን መንፈሳዊ ካብ ዝኾነ ዓይነት ሥራሕ በኹርና ንቐቢጸ ተስፋ ምተጋለጽና፥ እዚ ታሕዋኽ ካባና ወይ’ውን ካብ'ቶም ካብ ሓቂ ከወናድቡና ዝስለፉ ሓሰውቲ ክልዓል ይኽእል። ብርሃን ዓለም ቅዱስ ጳውሎስ ነዚ […]
ዳግም (ካልኣይ) ምጽኣት ናይ ክርስቶስ ÷ ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ተመሊሱ ዳግም ከም ዝመጽእ ዘረድእ ጽሑፋት ኣብ ብዙኅ ክፍሊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ብሰፊሑ ተነጊሩ እዩ። ንምሳሌ"ሎቱ ስብሐት" ነዚ ኣመልኪቱ ባዕሉ ክዛረብ እንከሎ «ልብኹም ኣይሸበር፥ ብኣምላኽ እመኑ ብኣይ’ውን እመኑ ማለት ብናይ ባህሪይ ኣቦይ ብእግዚአብሔር አብ ፥ ብናይ ባህሪይ ሕይወተይ ብእግዚአብሔር መንፈስ ቅዱስ […]
«ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ከኣ ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ።» ማቴ.24፥12። ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ፥ ሰባት ንሓድሕዶም ኣሕሊፎም ከም ዝወሃሃቡ፥ ሓደ ኃያል መንግሥቲ ኃይሉ ተጠቒሙ ኣብ ልዕሊ ሓደ ድኹም መንግሥቲ ብዓመጽ ከም ዝትንሥእ፥ ጥልመትን ክሕደት’ውን ከም ዝበዝሕ ድሕሪ ምግላጹ÷ «ብሰንኪ ብዝሒ ክፍኣት ከኣ ፍቕሪ ብዙሓት ክትዝሕትል እያ።»በለ። ማቴ.24፥12። †ፍቕሪ ፍጽምቲ ሕጊ እያ።መንቅብ ዘይብላ ፍቕሪ ናይ ክርስትያንነት […]
* ናይ ምጽኣቱን ኅልቀት ዓለምን ነገርከ ከመይ እዩ᎒ ምልክታቱስ᎒ ትምህርቱ ሰፊሕ፥ ምሥጢሩውን ዓሚቕ እዩ። ነገር ግን ዓቕምና ዝፈቕዶ፥ንሱ ብዝረድኣና መጠን ካብቲ ባዕሉ ዝነገረና እናወሰድና ንመረዳእታ ዝኣክል ጥራይ ገለ ክንጠቅስ። ጐይታናን ኣምላኽናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ደብረ-ዘይቲ ተቐሚጡ እንከሎ፥ ብዛዕባ ምፍራስ ናይ ቤተ መቕደስ ንሓዋርያት ምስ ነገሮም፥ እቶም ሓዋርያቱ ከኣ ብሕት ኢሎም፥ "እዚ መኣዝ እዩ ዝኸውን᎒" […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረ ዘይት። ምስባክ እግዚአብሔርሰ ገሀደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም እሳት ይነድድ ቅድሜሁ ። ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ። መዝ.49-3 (50፣3) ወንጌል ማቴ.24፣1-36፣ ግ.ሓ.24፣1-22 […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ አምላኩሰ ለአዳም። ምስባክ እግዚአብሔር ይረድኦ ውስተ ዐራተ ሕማሙ ወይመይጥ ሎቱ ኩሎ ምስካቢሁ እምደዌሁ አንሰ እቤ እግዚኦ ተሣሃለኒ ። ኣብ መደቀሲ ድናሴኡ ኸሎ እግዚአብሔር ይድግፎ ንስኻ ብሕማሙ ንብዘላ ዓራቱ ተንጽፈሉ ጐይታየ በዲለካ እየ እሞ ምሐርኒ። መዝ.40፣ (41፣3-4) ወንጌል ዮሓ፣5፣1-23፣ ግ.ሓ.3፣1-1-12 ገላ.5፣1 ያዕ.5፣14 ቅዳሴ. ነአኩተከ […]