ትንሣኤ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን አሠሮ ለሰይጣን አግአዞ ለአዳም ሰላም እምይእዜሰ ኮነ  ፍሥሐ ወሰላም።” ተምሳል ቀደም ዘመን እስራኤላውያን አብ ትሕቲ ኣርዑት ግብጻውያን (ፈርኦን) ይግዝኡ አብ ዝነበሩሉ እዋን፡ እቲ ስቅያቶምን ጸበባኦምን ብሰሪ መጨነቕቶም ዘእውይዎ ኣውያትን እግዚአብሔር አምላኽ ሰምዐ'ሞ እቲ ዝኣተዎ ቃል ኪዳን ዘይርስዕ አምላኽ ነኣቦታትና አብርሃም፡ ይስሐቅ፡ ያዕቆብ ዝኣተወሎም […]

Continue reading

ቀዳም ስዑር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ቀዳም ቀዳም ስዑር÷ እዛ መዓልቲ እዚኣ እታ ቀዳመይቲ ሰንበት ኮይና፥ እግዚአብሔር ኣምላኽ ቅዱስ ፍቓዱ ኮይኑ ኩሎም ፍጥረታቱ ምስ ፈጠረ ፈጺሙ ዘዕረፈላ ክብርቲ ዕለት እያ። ናይ ጥንቲ ወይ’ውን ናይ መጀመርታ በኹሪ ናይ በዓላት ስለ ዝኾነት ከኣ ቀዳመይቲ ሰንበት ተባሂላ ትጽዋዕ። ዘኽበራን ንፍሉይ ኣገልግሎት ዝመደባን  ከኣ ባዕሉ ቅዱስ እግዚአብሔር […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  “ ውእቱሰ ነስአ ደዌነ ወፆረ ሕማምነ። በእንቲአነ ሐመ ወንሕነ ርኢናሁ ሕሙመ ወቅሡፈ ብሕማም ፣ወውእቱሰ ቈስለ በእንተ ኃጢአትነ ወሐመ በእንተ ጌጋይነ፣ ትእምርተ ሰላምነ፣ ወበቊስለ ዚአሁ ሐዩነ ቊስልነ   ” “ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾሮ ንስቓይና ኸኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ ፣ ንሕና ግና ከም እተወቕዔን ብእግዚአብሔር ከም እተቐዝፈን ከም እተዋረደን […]

Continue reading

ዕለተ ኃሙስ፡-

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ዕለተ ኃሙስ፡- እዛ መዓልቲ ብቅድስቲ ቤተ ክርስትያና ዝተፈላለ ስያሜ ዘለዋ ዕለት እያ። 1.ሕጽበተ እግር÷ ኃሙስ በዚ ስም እዚ ክትጽዋዕ                         ዝኸኣለትሉ ምኽንያት፥ ብባህሪኡ ክቡር ልዑል ዝኾነ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ በዛ ዕለት ዓለባኡ ተዓጢቑ ናይ  ሓዋርያቱ ኣእጋር ብምሕጻብ ፍጹም ንዝኾነ ትሕትናኡ ዝገለጸላ ንሕና’ውን ኣብ ንሓድሕድና  ከምቲ ዝገበሮ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እዛ መዓልቲውን ከምተን ካልኦት ናታ ዝኾነ ስያሜ ዘለዋ ኮይና ናይ ምኽሪ ዕለት ብምባል ትፍለጥ። እዚኣ ድማ ኣይሁድ ኣብ ልዕሊ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ  ብቅንኣት መንፈስን ክፉእ ሓሳብን ተላዓዒሎም ሒዞም ክቐትልዎ ንዝገበርዎ ክፉእ ምኽሪ እተዘኻኽር እያ። ማቴ.26፤1-5። ማር.14፤1-2 ። ኣይሁድ ነዚ ክፉእ ምኽሪ ዝጀመርዎ ካብ ዕለተ እሑድ ሠርክ እዩ። ብዝተፈለየ ምኽንያት ሓሳባት […]

Continue reading

ዕለተ ሠሉስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፥ ዕለተ ሠሉስ ናይ ሕቶ መዓልቲ ብምባል ትፍለጥን ትዝከርን። እዚ ከኣ ሊቃነ ካህናትን ሽማግለታት ሕዝብን ንጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ከም ዘሓተትዎ ዘመልክት እዩ። ንሱ ድማ ክርስቶስ ኣቐዲሙ ነቶም ንቤተ መቕደሱ ቤተ ጸሎት፣ ቤተ መሥዋዕት ምዃኑ ዘንጊዖም ብድፍረት ናይ ንግድን ቤተ መሸጣ ጓሓሉን ጌሮምዋ ዝጸንሕዎ ካብ ገመድ ጭጉራፍ ተቲዑ […]

Continue reading

በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን። ናይዚ ኣብ ውሽጢ እዚ ሰሙነ ሕማማት ዘሎ ዕለታት ስያሜን ኣብኣቶም ዝተገብረ ፍጻሜታትን ከም ፍቓድ ኣምላኽ ቀጺልና ከምዚ ዝስዕብ ንመልከት÷፡   ሰኑይ ÷ እዛ መዓልቲ እዚኣ ኣንጽሖተ ቤተ መቅደስ ፡  ከምኡውን ርግመተ በለስ ዝተፈጸመላ ዕለት እያ ማቴ.21፥18-19። ማር.11፥11፣-1.14። ማቴ.21፥20-22። ማር. 11.20-24፡፡ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዕለተ ሆሣዕና ኣብ ቢታንያ […]

Continue reading

በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሓዱ አምላኽ አሜን። 1.ካህናት መስቀል ኣይሕዙን ንሕና‘ውን መስቀል ኣይንሳለምን። እዚ ድማ ክብርን ኃይልን መስቀል ዝተገልጸ ጐይታ ድሕሪ ምስቃሉ ስለ ዝኾነ እዩ። ኣብ ሰሙነ ሕማማት ካብ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ ዘለዋ መዓልታት ናይ ብሉይ ኪዳን ምሳሌታት እየን። በዚ ጊዜ ድማ ናይ መስቀል ኣጎልጉሎት ኣይተጀመረን'ሞ መስቀል ኣይንሳለምን። ብተወሳኺ ድማ ንስሓ ኣይወሃብን፡ ንዝተወልደ ጥምቀተ ክርስትና […]

Continue reading

ሰሙነ ሕማማት

በስም አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን።  ብሓፈሻ ነዚ ሒዝናዮ ዘሎና ወቕቲ ናይ ዓቢይ ጾም ዚምልከት ኣብ ዝሓለፈ ብመጠኑ ምጥቃስና ገለ ካብኡ እውን ኣብ ውሽጡ 55 መዓልታት፡ሸሞንተ ሰናብቲ፡ሠለስተ ድማ ምድባት ዘለዎን ዚሕዝን ምዃኑ ገሊጽና ምንባርና ይዝከር።55 መዓልታት ካብ ዘወረደ ጀሚሩ ክሳዕ ትንሣኤ ዘሎ ዕለታት ቆጺርካ ክኸውን እንከሎ፥ ሸሞንተ ሰናብቲ ከኣ ካብ ዘወረደ ክሳዕ ሆሣዕና […]

Continue reading

ሆሣዕና

                                                                       በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እዛ ዕለት ሻሙነይትን ናይ መወዳእታን ሰንበት ዓቢይ ጾም ኮይና «ሆሣዕና» ተባሂላ ትጽዋዕ። […]

Continue reading