ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ብድምቀትን ክብ ብዝበለ መንፈሳዊ ሥነ ሥርዓትን ካብ ዝኽበሩ ትሽዓተ ዓበይቲ በዓላት ጐይታ ሓደ እዩ። ዓመት መጸ ድማ ፲፫ ነሓሰ ይኽበር። እዚ ዕለት እዚ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መዋዕለ ስብከቱ ብርሃነ መለኮቱ ክብረ መንግሥቱ ኣብ ደብረ ታቦር ነቶም ኅሩያት ደቀ መዛሙርቱ ዝገለጸሉ እዩ። እግዚአብሔር ብዝፈቐደ ኣስዒብና ብሓጺሩ ምኽንያተ በዓልን ትንቢትን ምስኡ ዝተተሓዙ ፍጽሜታትን […]
ሓደ እዋን ቅዱስ ኣባ መቃርስ ዓቢ፡ ኣብ በዓቶም ብጸሎት ተጸሚዶም ኣብ ዝነበርሉ ግዜ ሓደ ካብቶም ኣብቲ ገዳም ዝነበሩ ተማሃሮ ናብኦም ቀሪቡ፡ "ኣባ ኵሉ ነገር መኒነ ንክርስቶስ ከገልግሎ እንታይ ክገብር ኣሎኒ" ብምባል ሓተቶም። ኣባ መቃርስ "ዝወደይ ብሓቂ’ዶ ንክርስቶስ ኪትስዕቦ ወሲንካ ኢኻ " ብምባል ንሕቶኡ ብሕቶ መለስሉ። እቲ መንእሰይ ብዘይምምታእ "እወ ኣቦና ወሲነ ኢየ " ኢሉ መለሰ። […]
ግዜ ምንቃሕ እዩ ፡ ዚብል ድምጺ ከም መቃልሕ ኣብ እዝነይ ምስ ተደወለ ፤ ከምዘይ ሰማዕኩ ደጊመ ክድቅስ አንተ-ፈተንኩ ፣ ካብቲ መጀመሪያ ዝነበረ ድምጺ ብዝሓየለ መልክዑ፤ ግዜ ምስጋና’ዩ ፣ እዋን ጸሎት ምስ ፈጣሪኻ ትራኸበሉ ሰዓት’ዩ ፡ ንምንታይ ከ ኣብ ግዜኡ ዘይግዜኡ ኣብ እምነትካ ዝይትጸዕ ዝብል ድምጺ ደጊመ ሰማዕኩዎ “ እቲ ብተግባረይ ዚተማረረ ነብሰይ” ምኻኑ'ዩ ። ኣይጸናሕኩን […]
ብሩኽ ምጅማር ጾመ ፍልሰታ ይግበረልና። ካብ ዕለት ሰኑይ ነሓሰ 1-2009 (7-2017) ጀሚሩ ኣብ ክልተ ሱባኤ ኮይኑ ። ኣብ ነሓሰ 16 ኪዳነምሕረት ብቅዳሴ ይዛዘም። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ነገረ ማርያም ኣብ ነገረ ድኅነት ቅድስቲ ቤተክርስቲያና ንምንታይ ብዛዕባ ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ዘወትር ተምህር ብምባል ሓደ ሓደ የውሃት ሰባት ግር ይብሎም […]
ብቀጥታ ካብ ጽርሐ ኣርያም ቅድስት ሥላሤ ቤተክርስቲያን ዋሺንግቶን ዲሲ ዝመሓላለፍ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስብከት ሕመኣሜርካን ካናዳን። ቀዳማይ ክፋል ዓርቢ ንግሆ ካልኣይ ክፋል ዓርቢ ንግሆ ሳልሳይ ክፋልዓርቢ ድሕሪ ቀትሪ ራብዓይ ክፋል ቀዳም ንግሆ
ኣብ መበል 12 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ኣብ ኣሜርካን ካናዳን ክትሳተፉ ዝተበገስኩም ይኹን ወይ ዘይተበገስኩም፤ ነቲ ኣብ ኤርትራ ኣብ ዝመጽእ ዓመት ዝኽፈት መንፈሳዊ ኮለጅ ዝለኣኽ፤ እዞም ዝስዕቡ መጽሓፍቲ ብመልክዕ ወፈያ ሒዝኩም ክትመጹ ወይ ክትልእኩ ክንላበወኩም ንፈቱ። Sociology, Anthropology, Archaeology, Psychology, Social Work, Counseling, Marriage and Family, Public Administration, Management, Leadership, […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ሣህሉ ለእግዚአብሔር መልዐ ምድረ ወበቃለ እግዚአብሔር ጸንዐ ሰማያት ወእምእትንስፋሰ አፋሁ ኵሉ ኃይሎሙ። መዝ.32-5። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ ዝብል ጸሎት ንሓደ ክርስቲያን ኣብ ዝኾነ ተግባሩ መጀመርያ (መቅድሙ) እዩ። እዚ ናይ ጸሎት ንባብ ክፍሊ ምስ ትርጓሜኡ ኹሉ ክርስቲያን ክምሃሮ ይግባእ። ነዚ ዘይተማህረ ንዝኾነ ጉዳዩ […]
በብምዕራፉ ንነዊሕ እዋን ብመንገዲ ሥምረት ገዳማትን ጉባኤ ሊቃውንት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኤርትራ ክጸዓረሉ ዝጸንሐ ጉዳይ ሣልሳይ ፓትርያሪክ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ብዕርቀ ሰላም ከምዝተፈጸመ፤ ልሳን ተዋሕዶ ብሓሙስ ሓምለ ፮ ግዕዝ (12/07/2017 ፈረንጂ) ኣብ ዝዘርግሖ መልእኽቲ ተገሊጹ። በዚ ኣጋጣሚ ስለ ኩሉ ውዕለቱ ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ምስጋና ይኹኖ እንዳ በልና፤ ንኹሎም ምእመናንን ፈተውቲ ቤተክርስቲያንን እንቋዕ ሓጎሰና ንብል። ዕላዊ መግለጺ ቅዱስ ሲኖዶስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መጽሓፈ ስንክሳር ኣብ ዕለት 14 ግንቦት ኣብ ዘስፈሮ ታሪኽ ሊጰ ጳጳሳት ኣትናቴዎስ ኣብ ላዕላይ ግብጺ ኣብ ዝደየበሉ እዋን ነዚ ቅዱስ ኣቦ ቅስና ክሽሞ ከምዝደለየ ይነግረና። አባ ጳኩሚስ ግና ቅዱስ ኣትናቴዎስ ክህቦ ንዝሓሰቦ ሥልጣነ ክህነት ስለዘይደለየ ሃደመ። ኣብቲ እዋን መህደሚኡ ዝተረደኣሉ ቅዱስ ኣትናቴዎስ ንናይ አባ ጳኩሚስ ናይ መንፈስ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን:: ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም፣ ውስተ ኵሉ ምድር ወጽአ ነገሮም፣ ወእስከ አጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦም። መዝ.18-4 (19-4) 2ይጢሞ.4፣1። 2ይጴጥ. 1፣1-19። ግ.ሓዋ.23-10። ሉቃ. 6-1-20። ሰማዕተ ጽድቅ ጴጥሮስ ወጳውሎስ ናይ ቤተክርስቲያን ጉዕዞ ኩሉ ግዜ ኣብ መስቀል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ጉዕዞ ድማ መሥዋእትነት ( መከራ ምቅባል) ይሓትት። […]