ብቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊ ቅዱስ ኤፍሬም ሶርያዊን ካልኦት ናይ ሶርያውያን ቅዱሳን ኣበው ብዛዕባ ጾም ፣ጸሎት፣ ምጽዋት ንነፍሲ ብርሃን እዮም እንዳበሉ ይገልጹልና። ዓይኒ ብድጋፍ ብርሃን ከምዝርኢ ነፍሲውን ብዘይ እዚኣቶም ድጋፍ መንፈሳዊ ዓለም ምርዳእ ኣይትኽእልን እያ። ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ << ናይ ሥጋ መብራህቲ ዓይኒ እያ። ዓይንኻ ጥዕይቲ እንተ ዀነት ብዘሎ ሥጋኻ ብሩኅ ይኸውን። ዓይንኻ ሕምምቲ እንተ ዀነት ግና […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ግነዩ ለእግዚአብሔር ወጸውኡ ስሙ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ አሚን ወሰናይት ቅድሜሁ ቅድሳት ወዕበየ ስብሐት ውስተ መቅደሱ። እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ ግርማን ክብረትን ኣብ ቅድሚኡ ሓይልን ጽባቐን ኣብ መቕደሱ እዩ። መዝ .96-5። ወንጌል ማቴ.6-1-25። ግ.ሓዋ.10፣7-30። 1ይተሰሎ.4፣1-13። 1ይጴጥ.1፣13-ፍጻሜ ቅዳሴ .ዘኢጲፋንዮስ ቅድስት ኣብ ዓቢይ ጾም […]
ንሱ ሃዲሙ ካብቲ ከባቢ ተሓብአ። ደቂ ጋንትኡ፣ በብሓደ ኣጸናንዑኒ፣ መራሕ ጋንታኡ፣ መራሕ ሓይሉ ንኩነታት ስለ ዚሰምዑ መጺኦም፣ መንእሰይ ምኳነይን፣ ገና ብሩህ ተስፋ ከም ዘለኒ፣ ማዕዳ ለገሱለይ። ነተን ደቂ ኣንስትዮ መስ በዓል ንጉሠ ኣዘናግዕዋ ኢሎም ሓዲጎምና ከዱ። እተን ኣዋልድ ኣብ ህይወት ንቡር ምዃኑ፣ ገሊአን ተመሳሳሊ ህሞት ከም ዝገጠመን ኣዕለላኒ፣ እቲ ዘድሊ ግና ብትዕግሥቲ ህይወትካ ክትመርሕ ምኽኣል […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት መጀመሪት፣ ካብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ተውህብ፣ መጀመሪ ስራሕ ወንጌል፣ ናይ ጽሙዳን ክብሮም፣ ናይ ንጽህና መግለጺት ፣ ሰውነትና […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቀዳማይ ክፋል እንቛዕ ናብ ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዓቢይ ጾም ኣብጸሓና። ናይ ሎሚ ዓመት ጾም እግዚእነ ካብ 5 ለካቲት 2010 ዓ.ም (12 ለካቲት 12018) ስጋብ 30 መጋቢት 2010 ዓ.ም ( 8 መጋቢት 2018) እዩ። ኣምላክ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልና ።ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ብደም […]
ክንፈልጠን ዚግብኣና፣ 1ይ እዘን ካብ ልብያ ክመጽኣ እየን ዚበሃላ ዘልው መካይን፣ እንተ ደኣ ኣብዘን ቀረባ መዓልታት ማለት ኣብ ዉሽጢ’ዚ ሳልስቲ ራብዕቲ’ዚ ዚሓለፋ መዓልታት እንተ ደኣ ኰይነን፣ ሰባት ካብዚ ዘለናዮ ቦታ ሒዘን ከይደን፣ በጺሐን ክሳዕ ዚመጽኣ፣ ብዉሑዱ ናይ ክልተ ሰሙን ትጽቢት ኣሎና። እንተ ደኣ ቅድሚ ሰሙን ኣቢለን ከይደን ግና ዕድለኛትት ክንከዉን ኢና፣ ካባ ሓደ ሰሙን ዘይበጺሕ […]
ኣሮን ምስ ሸዉዓተ ኣቅርንቱ ኮይኑ እዩ ጸኒሑኒ። መን ኣደኺ ኢሉኪ? ኣነ’ኳ ትጻወቲ ዘለኺ እዩ መሲሉኒ ኪዲ ቀልጢፍኪ ኣስመራኺ ተመለሲ፣ ክርኢኪ ኣይደል..ጽርፍን ሙግብዕባዕን ዘተሓወፎ ዘረባታት ቶኮሰለይ ኮታስ ከምኡ ግፍዒ የለን። ኣነ ሃንደበት ርእየዮ ዘይፈልጥ ጠባይ ኮይኑኒ፣ ተዓንዲ ተረፈኩ ፡ዓለም ኣብ ርእሰይ ዝተገምጠለት ኮይኑ ተሰመዒ፣ ንብዓት ጥራይ’ውን ኮንኩ። ሃይለ፣- ቁሩብ እንታይ ደኣ መለስክሉ፣ ኣዜብ፣- ኣንታይ ክምልሰሉ፣ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐደ አምላከ አሜን። ነነዌ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተገልጹ ታሪኻ ብሰፊሕ ካብ ዝተጻሕፈላ ሓንቲ ናይ ሜሶፓትያ ከተማ እያ። ብዙሓት ናይ ሥነ መሎኮት ሙሁራት ናይ ሎሚ ሙሱል ከተማ ብኣንጻረ ከተማ ባቅዲዴ ብወገን ሰሜን 350 ኪ.ሜ ሪሒቓ ትርከብ ከተማ ምዃና ይሰማምዑላ። ዋላ እካ ኣብ 4000 ቅ.ል.ክ ብናምሩዴ ዝተድኮነት ትኹን። ዘፍ. 10፣11-12። ናይ […]
መስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። በዓለ ዕረፍታ ለእግዝእትነ ወኢላርያ ቅድስት ወጎርጎርዮስ ወኤርምያስ ወጳውሎስ መኮንን ወሲላስ ካህን ወቀውስጦስ ወዮሐንስ ወአባ እስክንድርያ ወአስተርእዮተ እግዝእትነ በደብረ ማኅው ምስለ ዮሐንስ፡፡ ዘነግህ ምስባክ ትሴብሖ ኢየሩሳሌም ለእግዚአብሔር ወሰብሒዮ ለአምላክኪ ጽዮን እስመ አጽንዐ መናስግተ ኆኃትኪ፡፡ 147:1-2 ዘቅዳሴ ገላትያ.4:1-14። 2ይ_ዮሐንስ.1:1-7 ። ግ.ሓዋ.7:30-35። ሉቃስ.1:46-57። ምስባክ በከመ ሰማዕነ ከማሁ ርኢነ በሀገረ እግዚአ […]
…እ…ህ..ህህህ፣ ጸገም የለን ሃይለ ሓወይ ተዕልለሉ ነገር ጽቡቕ እዩ። ካብ መካይንና ምስ ወረድና፣ መሬት ዳርጋ ኣብ ምምሳዩ ሰለ ዝነበረ፣ ተቀላጢፍና፣ እተን ዝነበራኒ ጒስማጥ ከምኡ’ውን ኮረንሾን፣ ምስ ድኻም እናጸላእክዎ ስለ ዝመጻእኩ፣ ዓሲርን ቁሩብ ጥሕንን ተሃዊኸ፣ ከም ኩሎም ኣብ ምንጻፈይ ንኽጋደም ምስ ኣድያምን ሰላምን… ከንጽፍ ጀመርኩ። ድሕሪ ድራር ምስ በዓል ኣድያምን ሰላምን ቤተልሔምን ከነዕልል ጀመርና። ኣድያም እዋይ […]