7ይ ሰንበት ኒቆዲሞስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ሆረ ኃቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ። ምስባክ ሐወጽከኒ ሌሊተ ወፈተንኰ ለልብየ፣ አመከርከኒ ወኢተረክበ ዓመጻ በላዕሌየ፣ ከመ ኢይንብብ አፋየ ግብረ ዕጓለእመሕያው። ንልበይ ተዐዚብካዮ ብለይቲ በጺሕካዮ መርሚርካንስ ገለ እኳ ኣይረኸብካን ካብ ኣፈይ ክፍኣት ከይወጽእ ምኽረይ ቈሪጸ እየ። መዝ.16፣3   (17-3) ወንጌል ዮሓ.3፣1-10      ግ.ሓ.5፣38-ፍጻሜ        ሮሜ.7፣1-19       1ይዮሓ.4፣18-ፍጻሜ ቅዳሴ. ቅዳሴ ማርያም   […]

Continue reading

  በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እዛ ተኣምር ክትንበብ እንከላ እንታይ ይስመዓኩም፥ ቁሩብ'ከ ኣብ ኅሊናኹም እንታይ ይመላለስ᎒     ካብ'ቲ ብዙሕ ትሕትናኣ ከም ትብሉኒ ኣይጠራጠር ኢየ በሉ ነታ ዝበልኩማ መሰረት ብምግባር ተኣምራ ክንበብ እንከሎ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ተአምራ ንነፍስና ነዚ ዘክሪ ንበላ!!! እቲ ዝበለጸ ዘገርም ትሕትናኣ ግን ንማይ ቐዲሓ ዕትሮኣ መሊኣ ክትምለስ […]

Continue reading

መረን -ዓስርተ ሓሙሽተ ክፋል

ረሲዐልካ ሽዑ ለይቲ ቅድሚ ምድቃሰይ፣ ንህልዉና ኣምላኽ ምጥርጣረይን፣ ምኽሓደይን፣ ምስቲ ግሩም ዚዀነ ራእሱ ዚሃበኒ ትምህርትን እናዛመድኩ፣ ፍጹም ተጠዓስኩ አረ መንፈሰይ ኣሎ እናበለኒ ስለምታይ ልበይ ዘትረርኩ፡ብመልሓሰይ’ውን ዝኸሓድኩ ስለምንታይ እየ በልኩ። እናነባዕኩ ሽዑ እቲ ለይቲ፣ “ኦ ኣምላኸ ይቕረበለለይ፣ ናባኻ ተመሊሰ ኣለኹ፣… ለምኒ ክትርእይዮ ኢኺ ኢሉኒ እዩ እሞ ኣነ ክርእየካ ደልየ ኣለኹ፣… ሕጂ ኣብዚ ምድረበዳ፣ ክተርፍ ኣይደልን… በቃ […]

Continue reading

ቅድሚ ናብቲ ቀንዲ ኣርእስቲ ምእታወይ እዘን ምክረ አበው ከቀድም ዘሚኬኤል ዓርከይ ብምባል ድሕሪ ሰላምታ ናብ ጽሑፉ ኣስጊሩኒ ።  ሠናይ ንባብ።   † ሓደ ኣቦ አበምኔት ገዳም ኣብ ሓደ እዋን ንአባ ባይሞን ዝበሃሉ ኣቦ “ ፍርኃት እግዚአብሔር ከመይ ጌረ ኣብ ሕይወት ኩሉ ግዜ ክኅልወኒ ይኽእል።” ኢሎም ሓቲቶሞም። እሶም ክምልሱ ከለዉ “ ሰብ ከመይ ብጽቡቕ ጥዕሙን ብልዕን መስተን […]

Continue reading

ያዕቆብ

ስነ-ጽሑፍ ያዕቆብ ወዲ ማይ-ተመናይ  ብጽሑፍን ብድምጽን ያዕቆብ ንመኖም ይስጎግ ንክርስቶስ'ዶ ወስይ ንኣጋንንቲ፧ መበግሲ ኣዛ ዛንታ ዓቅሚ ኣዳማ በጺሐ ፡ ወረ ዓቅሚ ኣዳም ሓሊፈዩ ዝብል ዘሎ ያዕቆብ ወዲ ማይ-ተመና’ዩ፡ ዓለምና ዝጎደለ መስንገልኦም ክናድዮ ኮለል ዝብሉ ኣወዳት ተዘሪኦማ ኣለዉ። ኣነዉን ከምኦም ኣብ ምህንዳስ መሰንገለይ ተጸሚደ ኣለኹ። ገሊኦም ዓቀኖም መሰንገል ረኺቦም እፎይ ክብሉ ከለዉ: ገሊኦም ድማ ምስኦም ዘይሰማማዕ መሰንገል ብታህዋኽ ሰለ ዝእትዉ […]

Continue reading

6ይ’ቲ ሰንበት ገብርኄር

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ። መኑ ውእቱ ገብርኄር ። ምስባክ ከመ እግበር ፈቃድከ መከርኩ አምላኪየ ወሕግከኒ በማእከለ ከርስየ ዜኖኩ ጽድቅከ በማኅበር ዐቢይ። ኣምላኸይ ፍቓድካ ንምግባር ባህጊ ኣሎኒ፣ ሕግኻ'ውን ኣብ ውሽጢ ልበይ እዩ በልኩ፣ ጽድቅኻ ኣብታ ዓባይ ማኅበር ኣበሰርኩ።   መዝ.39፣8 (40-8) ወንጌል ማቴ.25፣14-31      ግ.ሓዋ.1፣6-9           2ይጢሞ.2፣1-16       1ይጴጥ.5፣1-12 ቅዳሴ. ባስልዮስ  ኣብ […]

Continue reading

“ሰብኣይ ዘበለ ዂሉ ኺጽሊ ወይስ ትንቢት ኪንበ ኸሎ፡ ርእሱ እንተ ተጐልበበ፡ ንርእሱ የሕስር”1ቆር11፡4። ሰብኣይ ርእሱ ኣይሸፍን እናተባሃለና ከሎ ስለምንታይ ስልጣነ ክህነት ዘለዎም ( ጳጳስ፡ካህን(ቀሺ)፡መርጌታ፡ድያቆን) ክጽልዩ ከለዎ ቆቢዕ ዝገብሩⵗ እናበሉ ንቅድስቲ ቤተ-ክርስቲያን ክጸርፉን ክዘልፉን ሰባት ሰሚዓ ኣለኹ። ሶሲ መሓዛይ ምስ ሓንቲ ምስኣ ትመሃር መሓዝኣን ስለምታይ ካህናት ቆቢዕ ኣብ ርእሶም ዘንበሩⵗ ክትብል ትሓታ ኣላ። ሶሲ ብዝከኣላ መጠን […]

Continue reading

መረን-ዓሰርተ ኣርባዕተ ክፋል

//.. መረን-ዓሰርተ ኣርባዕተ ክፋል ብጽሑፍን ብድምጽን......// ናይታ ኣርክቲክተርን እትበሃል ክንዲ ኣዳጒራ ዚኣክል ሓንጐል ዘልዋ፣ ብዘይ ብሶላ እናተንቀሳቀሰት 22,000 ማይል እትጓዓዝ፣ ዑፍ’ውን ክብጻሕ ኣይተኻእለን። ከመይ ጌሩ ብዘይ ገለ ጌጋ፣ ናብ ቦትኣ ትበጽሕ…? ብዛዕባ ተፈጥሮስ’ከ ንምጻእ፦ እዚ ኩሉ ህይወታዉያን ካብ ሓደ ዘይህይወታዊ መጺኡ’ዶ ንበል፦ ከምኡ እንተዝኸዉን እሞ ናይ ኩሎም ጀነቲክ ኮድ (Genetic Code) እቲ ዚደቀቀ ወሎዳዊ ዘርእን ምምስሳልን […]

Continue reading

ታቦትን ኢየሱስ ክርስቶስን

ኣብ ልዕሊ ታቦት ናይ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ተጻሒፉ ዘሎ ጽሑፍ እንታይ ኢዩ ⵗ ተባሂልኩም እንተትሕተቱ እንታይ ኢልኩም ምመለስኩም? “ዓሰርተ ትእዛዛት” እንተኾይኑ መልስኹም ቅኑዕ ኣይኮነን። ቅድሚ እቲ ቅኑዕ መልሲ ምምላስና ኣቐዲምና ብዛዕባ ታቦት ቁሩብ ነገራት ክንምልከት። ብዙኃ ግዜ ብዛዕባ ኣድላይነት ቅዱስ ታቦት ኣብ ዝለዓሉ መብርሂታት ብዛዕባ ናይ ብሉይ ኪዳን ታቦት ዝጥቐሱ ጥቕስታት ነቲ ዝሰፍሐ ክፋል […]

Continue reading

ደብረ ዘይት 5ይ ሳምንቲ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ              እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተ ደብረዘይት።      ምስባክ እግዚአብሔርሰ ገሀደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም እሳት ይነድድ ቅድሜሁ ። ኣምላኽና ይመጽእ ስቕ ድማ ኣይብልን ኣብ ቅድሚኡ ዚባላዕ ሓዊ ኣሎ ህቦብላ ንፋስውን ይኸቦ።     መዝ.49-3 (50፣3)                        ወንጌል ማቴ.24፣1-36፣     ግ.ሓ.24፣1-22    1ይተሰ.4፣13     2ይጴጥ.3፣7-15። ቅዳሴ […]

Continue reading