ጾመ ሓዋርያት

ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ካብ ግንቦት 20 2010 ዓ.ም  ( May 28, 2018) ክሳብ ሓምለ 5 2010 ዓ.ም ( July 12, 2018) ቅድስቲ ቤተክርስቲያና ብኣዋጅ ንኽንጸሞም ዝኣዘዘትና ኣጽማዋት ሸውዓተ እዮም። ካብዚኦም ሓደ ዝኾነ ጾመ ሓዋርያት ኣብ ዓዓመቱ ጽባሕ በዓለ ኃምሳ ሰኑይ መዓልቲ ይኣቱ። መዓልታት ጾመ ሓዋርያት ከም ዓቢይ ጾም መእተዊ  ከም ኩነታቱ ዝለዋወጡ እንተዀኑ ብሓፈሽኡ […]

Continue reading

በዓለ ጰራቅሊጦስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ዐርገ ውስተ አርያም ፄዊወከ ፄዋ ወወሀብከ ጸጋከ ለእጋለ እምሕያው               እስመ ይክህዱ ከም ይኅድሩ ።    መዝ.67-18                      ኤፌ.4፣1-17።    1ይዮሓ.2፣1-18።    ግ,ሓዋ.2;-1-14:      ዮሓ.14፣1-22። ጰራቅሊጦስ ናይ መንፈስ ቅዱስ ስም እዩ። ብግሪኽ ቋንቋ ኣጸናንዒ ማለት እዩ። ጰራቅሊጦስ ኣምላኽና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ድሕሪ ምትንሥኡ ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ፣ ድሕሪ ዕርገቱ ኣብ […]

Continue reading

መረን ናይ መወዳእታ 23 ክፋል

// ኣጀሚሩ ዘፈጸመና ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ክብርን ምስጋናን ይኹኖ። ኣብ መረን ዘለኩም ኣወንታዊ ወይ ኣሉታዊ ርኢቶኹም ክትህቡና ብትሕትና ንዕድመ። ኣብ ቀጻሊ መንፈሳዊ ሰነ-ጽሑፍ ብሰላም የራኽበና። ከም ፍቃድ ኣምላኽ ምስ ጸሓፊ ናይዛ ታሪኽ ዲ.ዘረአ              ገብረእግዚአብሔር ቃለ-መጠየቅ ጌርና ብጽሑፍ ወይ ብድምጺ ክንፍንዎ ክንፍትን ኢና። ናይ ተክኒክ ጸገም ኣጋጢሙና ሰለ ዘሎ ብድምጺ  […]

Continue reading

ዳግም ምጽአት (ሣልሳይ ክፋል) ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙኅ ጊዜ ኣብ ዝተመላለሰላን ዘዕረፈላን ቢታንያ፤ ካብ እምባ ደብረ ዘይት ከምዝዓረገ ዳግማይ ምምጽኡ ድማ ናብኣ ክኸውን እዩ። ኣብ እዋን ዕርገት ጐይታ፡ ቅዱሳን መላእኽቲ ንደቀ መዛሙርቱ ዝነገርዎም ጐይታ ዳግም ከምዝመጽእ እዩ። “ኣቱም ሰብ ገሊላ፡ ስለምንታይ ናብ ሰማይ እናጠመትኩም ደው ኢልኩም ዘሎኹም፧ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዐረገ ኢየሱስ፡ ከምቲ ናብ […]

Continue reading

 ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ዝተፈለየ እዩ! (ካልኣይ ክፋል) ቅድሚ ዕርገት ጐይታ ይኹን ድኅሪኡ ናብ ሰማይ ዝዓረጉ፡ ዝተነጥቑ ወይውን ዝተሰወሩ ብዙኃን ቅዱሳን ከምዘለዉ ዝተፈልጠ እዩ። ይኹን ደኣ ከነስተውዕሎ ዝግባእና ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ሰባት ፈጺሙ ዝተፈልየ ምዃኑ እዩ። ምኽንያቱ ዕርገት ጐይታ ብዕላማ፡ ብሥልጣን፡ ብመብጽሒ መካነ ዕርገት፡ ኣፈጻጽምኡ ወዘተ ምስ ዕርገት ቅዱሳን ዘይራኸብ ብምዃኑ እዩ። […]

Continue reading

ዕርገት መኣስ፡ ኣበይ፡ (ቀዳማይ ክፋል) መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሙታን ተፈልዩ ድኅሪ ምትንሥኡ ንዕለቱ ናብ ሰማይ ኣይዓረገን። ብሥዕላዊ ኣገላልጽኡን ኣጸሓሕፋ ታሪኹን ዝልለ ወንጌላዊ ቅዱስ ሉቃስ ጐይታ ዝዓረገሉ ዕለት ቦታን ፍጻሜኡን ብንጹር ኣቐሚጡልና ኣሎ። ዕርገት ካብ ትንሣኤ ኣብ ፵ መዓልቲ፤ ደብረ ዕርገቱ ድማ ቢታንያ ምዃኑን ብዛዕባ ፍጻሜኡ ድማ መላእኽትን ሰባትን እናረኣይዎ፤ ክብል ገሊጽዎ እዩ። ከምቲ ኣብ […]

Continue reading

መረን-ዕስራን ክልተን ክፋል

ኣዜብ፦ እዋይ ከንቱ እዩ በጃኻ፣ ቦታ ቀይርና ኣይንዓግብ፣ ሰቲና ኣይንረዊ፣ በሊዕና ኣይንጸግብ መጀመርታ ኤዉሮጳ ጥራይ ንእቶ እዩ፣ ዝብል ኔሩ ሕልምና።ሕጂ ከኣ እንሀልካ… ብዙሕ ኣዕሊሉኒ ካብ ንምርዖ 3 ዓመት ምግባርና፣ ኢታሊ ኣነ ካብ ዚኣቱ ከኣ፣ ጽባሕ ሚካኤል ምዃኑ እርይ ቁጽር ኣቢሉ ፈሊጥዎ። ሃይለ፦ እንታይ ደኣ… ገጽኪ… ኣዚኺ ናፊቕክዮ ሓቀይ። ኣዜብ፦ ኣልግስ… እዋእ ወረ ዘይናፍቆ በዓል ቤተይ […]

Continue reading

በስም አብ ወወልድ ወንንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። ኦ ቅድስቲ ድንግል ነቢይ እግዚአብሔር ቅዱስ ኢሳይያስ ካብ ርሑቕ ጠሚቱ ፍሉይ ዝኾነ ክብርኺ ከኣ ፈሊጡ «ጽድቃ ከም ድሙቕ ብርሃን፥ ምድኃና ከኣ ከም ሃልሃልታ ፋና ማሕ ክሳዕ ዚብል ብዛዕባ እምባ ጽዮን ስቕ ኣይክብልን እየ።»ኢሉ ብልዑል  ቃል ከም ዝተናገረልኪ ኢሳ.62፥1። ሕና’ውን እንሆ ዓቕምና  ዝፈቕዶ፥ ኣምላኽ ዝሃበና ነዚ መበገሲ ገይርና፣ […]

Continue reading

ጸላም ሰልጢኑ፡ ባርነት ኣስፋሕፊሕሉ ዝነበረ እዋን ኢዩ። እቲ ሕሱም ጨቋኒ በታ ዘይትምሕር ቅልጽሙ ጌሩ፡ ንመላእ ዓለም ከም ገልዒ ቀጥቂጡ ከም ስምዒ ኣቕሊጡ እናምበርከኸ፡ ደረቱ ነፊሑ ዝገዝኣሉ ዝነበረ ተካል ዘመን። ኣዳምን ዘርኡን ኣብ ሕይወቶም ዘይተርፋ ክልተ ትሑዛት ነገራት እናሓሰቡ ዝነበሩሉ ኣስቆንቋኒ ዘመን። ኣብዛ ዓለም እዚኣ ብጻዕሪን ገልታዕታዕን ምንባሮም ከይኣክል፡ ኣብቲ ካልኣይ ዓለም ዝጽበዮም መካነ ኩነኔ እናክዝክሩ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣብ ግንቦት ሓደ ተወሊዳ። ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብፍቓደ ኣምላክ ብብሥራተ መልኣክ ካብ ዝተጸንሰትሉ ዕለት ጀሚራ ፣ ገና ኣብ ማኅጸን ኣዲኣ ከላ ብዝሕ ተኣምራት ዝገብረት እያ።  ድምጸ ሃና፣ ጽላሎተ ሃና፣ ማኅጸነ ሃና ተኣምራት (ፈውስ) ጌሩ እዩ። ወላዲተ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል […]

Continue reading