................................... ከም ትጽድቀኒ ፈሊጠ ሕራይ ክብለካ’የ ..................................... ማዓረይ፡ ከመይ ኣለኻለ’የ። ከም ትፈልጦ ለሚን እንተ ተጾሚቁ ፡ ለሚን ይህብ ፡ ኣራንሺ እንተ-ተጾሚቁ ኣራንሺ ይህብ።ለሚን ተጾሚቁ ኣራንሺ ኣይህብን፡ ኣራንሺ እንተ-ተጾሚቂ’ውን  ለሚን ኣይህብን። ናተይ ነገር ነገርውን ካብዚ ዝፍለ ዝመለኒ ኣይኮነን ፡ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ትሕዝቶ  እንተ ዝጽመቅ ነይሩ ፡ እተን ካባኻ ዝተመሃርክውን መንፈሳውን ሞራላውን ሰነምግባር ጸረር ጸረር እናበላ […]

Continue reading

አከባብራ ዘመነ ጽጌ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ኣብዚ መዘከርታ ስደታ ንዝኾነ ዘመን፡ ምሳሌን ምሥጢርን ታሪኽን እናሰማመዐት ብፍሉይ ማኅሌት ንእትጥቀመሉ ማኅሌተ ጽጌ ጠቐስና እምበር፤ ብሓፈሻ ብሠለስተ ኣገባብ ነዚ እዋን ከምእተኽብሮ ምስትውዓል የድሊ። ንሳቶም ኸኣ ብማኅሌት፥ ብቅዳሴ፥ ብዝክር እዮም። እቲ ምሉእ ለይቲ ሰንበተ ክርስቲያን ብፍሉይ ተመስጦ ዝቕጽልን ዝቐርብን ዝማሬውን ካብ ድጓ ቅዱስ ያሬድ፥ ማኅሌተ ጽጌ ከምኡውን ሰቆቃወ ድንግል […]

Continue reading

መእተዊ  ብመሠረት ሥርዓት ቤተ ክርስቲያን ካብ ዕለት ፳፮ መስከረም ክሳብ ፭ ኅዳር ዘሎ እዋን ዘመነ ጽጌ፡ ወርኃ ጽጌ፤ ዝጽወም ጾም ጾመ ጽጌ፤ ዝቐርብ ምስጋና ድማ ማኅሌተ ጽጌ ተባሂሉ ይጽዋዕ። ኣብዘን ዕለታት ኸኣ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳን ሓላዊኣ ኣረጋዊ ዮሴፍን ከምኡውን ሰሎሜ ናብ ምድረ ግብጽ ዝተሰደዱሉን ኣብኡ ዝጸንሑሉን እዋን ይዝከር። ምኽንያት ስደት ስደት […]

Continue reading

    መበል 13 (ናይ 2018) መንፈሳዊ ጉባኤ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ብ 30 ጥቅምትን 1 ሕዳርን 2011 ዓ.ም  ግእዝ ( ሕዳር 9 ን 10  / 2018 ኣ.ፈ)    ንክልተ መዓልቲታት ኣብ መካነ ሕይወት ቅድስት ሥላሴ ቤተ ክርስትያን ሲፎልስ ሳውዝ ዳኮታ ብዓወት ተዛዚሙ። ኣብዚ ጉባኤ እዚ ካብ ምሉእ ሕቡራት መንግሥታት ኣሜሪካን ካናዳን ዝርከባ ልዕሊ 40 ኣብያተ […]

Continue reading

ጾመ ጽጌ ካልኣይ ክፋል

ሰቆቃው ድንግል ‹‹አይቴ ኀለፈት እምዕያማ ማርያም ጣዕዋ ኀሴሥክዋ በቤተልሔም ወኢረከብክዋ እሴእለክሙ ሰብአ ሰገል ገሊላ እመ ርኢክዋም ንገሩኒ ዜናሃ ወአርእዩኒ ፍናዋ ኀበ ሖረት በብካይ እትልዋ” ትርጉም ፣ እሓተኩም ሰብኣ ገሊላ ፣ ማርያም ጣዕዋ ወዳ ሒዛ ካብ መሕደሪኣ ናበይ ከይዳ ? ኣብ ቤተልሔም ደልየያ ኣይረኸብኩዋን ብብኽያት ክስዕባ ዜናኣ ንገሩኒ መንገዳ ሓብሩኒ እንዳበልኩ እልምነኩም። ሓተታ፣  ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን […]

Continue reading

መርዓኹም ክጽብቀልኩም እንተ ደሊኹም ንናትናኤል ዓድምዎ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ መርዓ ናይ መሓዛይ ተሳቲፈ  ነይረ። ሓደ መሓዛና ስለምታይ ናብቲ መርዓ ናይ ወዲ ገዛውታኻ፡ፈታዊኻ  ዘይመጻኻ  ኢለ ምስ ሓተትክዎ ᎒ ከይተዓደመ ዝመጸ ከይጽገበ ወጸ ከይኮነኒ ሰለ ዘይተዓደምኩን ኣይመጻኹን በለኒ። ክግርመኪ  እቲ መርዓ ምስ ሓለፈ ሓፍተይ ናይ መርዓ ዕድመ ረሲዓይዮ ከይሃብኩኻ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ዓርክኻ ሂብካ በለትኒ ፡ […]

Continue reading

ክስሕቅ ‘ዶ ይሕሸኒ ክሓዝን

ክዋዘ ‘ዶ ይሕሸኒ ክሓዝን እቶም ትፈትውኒ ጻላኢኺ ይሕዘን ኣፍኪ ብሰሓቅ ይምላእ ከም ትብሉኒ ይኣመን እየ። ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ዝበደልኩኹም እሞ ቂም በቀል ዝሓዝኩሙለይ  ድማ  ሕይወትኪ ብሓዘን ይምላእ ወይ ባዕልኺ ፍለጢ ትብሉ ትኾኑ  መን ይፈልጥ። ናብ ኣርእስተይ ክምለስ።መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ሰባት ብፍላይ ምስ ይዕሩኽተይን መሓዙተይን ክዕልል ከለኹ ብዋዛ እናቀልድኩ ሓጎስን ደስታን ንነብስይ ክምእርረላ ይደሊ። ሰሓቅን […]

Continue reading

እታ ብርሃን ዝተሓረማ ገዛ

እታ ብርሃን ዝተሓረማ ገዛ ኣብ ግዜ ሕፃንነተይ  ለይቲ ሓሊፋ ብርሃን ፀሐይ ክርእየ  ከለኹ ኣዝዩ ባህታ ይፈጥረለይ ነበር።  ጸላም ዝወረሶ ለይቲ ነቶም ዘፍርሑ ፍጥረታት ኢሉ ዝተሓዝአ ገይረ’የ ዝቀርጾ ዝነበረኩ። ይገርም እዩ ምስ ደቀስኩ ዝሓልሞውን ኣብ ጸላም ኣዝዩ ዘፍርሕ ሕንጉጉ ከጋየየኒ፡ኣነ  ካቡኡ ከሃድም ብዘለኒ ናህሪ ክጎይይ ሃንደበት ካብ ሕልመይ ምስ ተበራበርኩ ጩራ ናይ ጸሓይ ምስ ረኣኩ አንቋዕ […]

Continue reading

ጾመ ጽጌ ቀዳማይ ክፋል

ናይ ጾም ትርጉም ናይ ቅድስት ቤተ ክርስትያና ሥርዓት መድብል ዝኾነ መጽሓፍ ፍትሓ ነገሥት ብዛዕባ ጾም ከምዚ ይብለና። “ ጾመሰ ተከልአተ ብእሲ እመብልዕ በጊዜ ዕውቅ በውስተ ሕግ “ ጾምሲ ብዝተፈልጠ ዕለት፣ ብዝተፈልጠ ሰዓት ንሰብ ካብ መግቢ ትኸልክሎ መኸልከሊት እያ።” ጾም ንሰብ ካብ መግቢ ክሕረም ትገብሮ። እዚ ኸኣ ኃጥያቱ ንምሥትስራይ ፣ ዋጋ ትሩፋቱ ንምብዛሕ፣ ፈትዩ ነቲ ዝተሠርዓሉ […]

Continue reading

ናይ ደናግል መመክሕቲ ዝብል መዝሙር ንምስማዕ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጥብቆ ጠወቅ በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ ናይ ኣዋጅ ነጋሪ ቃል ኣበረኻ ሓየለ ንመንገዲ እግዚአብሔር ኣቅንዑ እናበለ ነዚ ምስክርነቱ ዮሐንስ ካብ ሃበና ንመንገዲ ጐይታ ይቅናዕ ልብና ......( ምሉእ ትሑዝትኣ ኣብ ታሕቲ ተመልከት) እዛ መዝሙር ክሰምዕ ከለኹ ኣብ ኣስመራ ዝርከብ ቤት-ማእሰትርን ሆስፒታልን ኣብ ቅድሚ ዓይነይ […]

Continue reading