1ይ ክፋል 2ይ ክፋል 3ይ ክፋል
PDF FILLE ንምርኣይ ኣብዚ ጠውቁ .
ዕለት 28 ግንቦት 2011 ዓ.ም. (05/07/2019) ምልኣተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ፣ ኣባላት ሥምረት ገዳማትን ጉባኤ ሊቃውንትን ዝተረኽቡሉ ሥሉሳዊ ጉባኤ ኣብ ኣዳራሽ ቤት ጽሕፈት መንበረ ፓትርያርክ ተኻይዱ። እዚ ጉባኤ’ዚ ከም መቐጸልታ ዝሓለፈ ሰሙን ረቡዕ 19 ግንቦት 2011 ዓ.ም (26/07/2019) ኣብ ሞንጎ ቅዱስ ሲኖዶስን ሥምረት ገዳማትን ዝተኻየደ ጉባኤ ኮይኑ፣ ብቀንዱ ኣብ ህልዊ ኩነታት ቤተክርስቲያንን ክግበር ብዛዕባ ዘለዎም መደባትን […]
ቅዱስ ሲኖዶስ ከም መቐጸልታ ናይቲ ዝቐደመ መግለጺ (ቍ.፩)፡ ሎሚ ዕለት 14 ሰኔ 2011 ዓ.ም.ግ. (21/06/2019 ፈ.) ድማ ብዛዕባ ምትእትታው መናፍቓዊ ተሓድሶ ካብ ዝወሃብ ኣርባዕተ ተኸታተልቲ ምዕራፋት ዘለዎ መግለጺ ነቲ ቀዳማይ ክፋሉ (ቍ.፪ - ሀ) ዘርጊሑ። ምሉእ ትኅዝቶኡ ኣብ ልሳን ተዋሕዶ ተመልከት።
ካብ መበል 51 ስብከቱ ዝተወስደ ꗺ ልቦና ዝጎደሎ ጻድቅ ሰብ መብራህቲ ኣብ ትሕቲ ጽሓይ እዩ። ꗺ ጸሎት ናይ ጌጋተት ዝዝክር ሰብ ዘርኢ ኣብ ከውሒ እዩ ꗺ ምሕረት ዘይብሉ ባሕታዊ ፍረ ዘይብላ ኦም እዩ። ꗺ ካብ ቅንኢ ዝወጽእ ጸርፊ መርዛም ኩናት እዩ። ꗺ ውዳሰ ብልሓተኛ ሰብ ሕቡእ መጻወድያ እዩ። ꗺ ዓሻ መኻሪ ዕዉር ዋርድያ እዩ። ꗺ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ብመንገዲ ማር ይስሓቅ ዘሶርያዊ፥ መበል 46 ስብከቱ እምነት ኣፍ ደገ ሚሥጥራት እያ። ከምቲ ናይ ኣካላትና ኣዕንቲ ንዝርምሰሱ ነገራት ዘርእየና ከምኡ ድማ እምነት ነቲ ሕብኡ […]
መበል 14 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሕ.መ.ኣሜርካን ካናዳን ካብ ነሓሰ 2 - ነሓሰ 4 2019 (ፈረንጂ) ኣብ ደብረ ኃይል ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን ካልጋሪ ካናዳ ክካየድ እዩ። ኣብዚ ጉባኤ ንዝሳተፉ ዝተዳለወ ቅጥዒ ንምምላእ ኣብዚ ጥውቁ።
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ꗺ ክርስቶስ ተንሥአ እሙታን (ክርስቶስ ካብ ሙታን ተንሢኡ) ꗺ በዐቢይ ኃይል ወሥልጣን ( ብዓቢይ ሓይልን ሥልጣንን) ꗺ አሰሮ ለሰይጣን ( ኣሲሩ ንሰይጣን) ꗺ አግአዞ ለአዳም ( ነጻ ኣውጺእዎ ንኣዳም) ꗺ ሰላም ( ሰላም) ꗺ እምእዜሰ (ካብ ሎሚ) ꗺ ኮነ ( ኮነ ) ꗺ ፍስሐ ወሰላም ( […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን:: ዘይሓምም ሓመመ፣ ዘይተሓዝ ተሰቕለ፣ ዘይመውት ሞተ። ፍቕረይ ደሪኽዎ! ኣየ ፍቕሪ! ነቲ ዘይሓምም ሕማሙ ነዘንቱ፣ ነቲ ዘይመውት ሞቱ ነዘንቱ፣ በታ ምስ ደቂ መዛምርቱ ዝተቐመጠላ ለይቲ፣ ብፍቓድ ኣቡኡን ብፍቓድ ገዛእ ርእሱን ነፍሱ ንሞት ወፈየ። ነቲ ኹሉ ዝሕዝ ሓዝዎ፡ ነቲ ገዛኢ ኹሉ ኣሰርዎ ነቲ ሕያው ወዲ ኣምላኽ ኣሰርዎ፡ ንሳቶም ብቑጥዓ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሆሳእና፣ ሻሙናት ሰንበት ሆሣእና ይብሃል። እዚ ስም ዝረኸበሉ ምኽንያት ኣብ ዕለት ሰንበትን ዋዜማኡን ዝዝመር ጾመ ዱጓ“ ሆሳእና በአርያም ” ናይ ሆሳእና ቃል ብተደጋጋሚ እንዳጠቀሰ ሰለዝዝመር እዩ። እዚ ከኣ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ እንዳተመስገነን እንዳተዘመረሉን ኣብ ልዕሊ ኣድጊን ጻዕብ ኣድጊን ተወጢሑ ካብ ከባቢ ደብረዘይቲ ናብ ኢዮርሳሌም ከተማ ብኽብሪ […]