በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን:                                              'ዝክረ ጻድቅ ለዓለም ይሄሉ…… መዘከርታ ጻድቅ ዘልዓለም ይነብር።' መዝ 112፡7  ቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ትውልዱ ካብ ሃገር ቅማን ሰሜን ምስሪ ግብጺ ኮይኑ ካብ ኣመንቲ ሥድራ ዝተወልደ […]

Continue reading

ኣስተርእዮ ማርያም

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን ። ኣስተርእዮ ኣስተራየ ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ ዝወጸ ቃል ኮይኑ ትርጉሙ ምቕላዕ ምግሃድ ምግላጽ ማለት እዩ። እቲ ክውለድ እዩ፡ ክጥመቕ እዩ፡ ተሰቒሉ ድማ ንዂሉ ዓለም ከድኅን እዩ፥ እናተባህለ ኣበው ብምሳሌ ነቢያት ብትንቢቶም ዝተነበዩሉ፥ ጊዜኡ ኣኺሉ እቲ ዘይረኣይ ኣምላኽ ሥጋ ለቢሱ ምስ ተገልጸ፡ እቲ ዘይረኣ ተራእየ ንምባል […]

Continue reading

በዓል ቃና ዘገሊላ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ቃና ዘገሊላ ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝዓበየሉ ኣብ ሰሜናዊ ክፍሊ ናይ እስራኤል ኣብ ኣውራጃ ገሊላ ካብ ከተማ ናዝሬት ብሸነኽ ሰሜናዊ ምብራቕ ኣስታት ፲/10 ኪሎ ሜትር ርሒቕ እትርከብ ንእሽቶይ ዓዲ እያ። ብቛንቋ ዕብራይስጥ “ክፋር ቃና” ይብልዋ፡ ክፋር ማለት ዓዲ ክኸውን ከሎ፡ ቃና ድማ “ናይ መቃ (ሻምብቆ ዝመስል […]

Continue reading

በእንተ ጥምቀቱ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ምስባክ ዘነግህ ርእዮከ ማያት እግዚኦ ። ርእዮከ ማያት ወፈርሁ። ደንገጹ ቀላያተ ማያት ወደምጻማቲሆሙ። መዝ ፣76፣26። ምስባክ ዘቅዳሴ ባሕርኒ ርእየት ወጐየት ። ወይርዳኖስኒ ገብአ ድኅሬሁ ።  አድባር አንፈርዐፁ ከመ ሐራጊት ።     መዝ.። 113፣ 3። ቲቶ. 3፣-4-8።  1ይዮሓ. 5፣- 5- 13። ግ.ሓዋ. 10-34-39። ወንጌል. ሉቃ. 3-21-ፍጻሜ። ቅዳሴ ዲዮስቆሮስ (እምቅድመ ዓለም)። ኣብ ዕለት ልደቱ ብምስክርነት መልእኽቲ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 'ጥቅመ ሰናኦር፡ ግምቢ ባቢሎን'       ኣጋእዝተ ዓለም ሥላሴ እምሃበ አልቦ ሃበ ቦ (ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር) ኣምፂኦም ንዓለም ካብ ዝፈጠሩሉ ኣትኂዞም ኣብዚ ዓለም ተገሊጾም ተነጊሮም ዘይውድኡ ድንቂ ድንቂ ዝኾነ ትእምርትን ተኣምራትን ግብርታትን ፈጺሞም እዮም። ካብቲ ብዙኅ ዝፈጸምዎ ተኣምራት ሓደ ኣብ ምድረ ባቢሎን ዝፈጸምዎ ዕጹብ ተኣምር እዩ። ቅድስት […]

Continue reading

በዓለ ግዝረተ እግዚእነ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ግዝረት ማለት ሥጋ ዕልቦ ምእላይ ማለት እዩ።  እግዚኣብሔር ኣምላኽ ከምቲ “ኪዳን ተካየድኩ ምስለ ኅሩያንየ/ ምስ ኅሩየይ ኪዳን ኣቶኹ” መዝ ፹፱፡፫/89፡3፤ ዝብል፤ ንኣቦና ኖኅ ናይ ቃል ኪዳን ንምልክት ይኹንካ ኢሉ ናይ ቀስተ ደመና ከም ዝሃቦ ንኣቦና ኣብርሃም ድማ ናይ ቃል ኪዳን ምልክት ምእንቲ ክኾኖ ግዝረት ሃቦ። ዘፍ ፲፯፡፲፩/17፡11። […]

Continue reading

                                                           በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። ንካልኦት ሰባት ካብ ዘየድኅን ክርስትያን ንላዕሊ ዝኸፍአ ምንም የለን። ኣንታ ሰብ! ድኻ ኢየ እትብለኒ ንምንታይ ኢዩ፧ ክልተ ዲናር […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። "ንሑር እስከ ቤተልሔም ወናእምር ዘንተ ነገረ ዘአርአየነ እግዚአብሔር፣ ነዚ እግዚአብሔር ዝገለጸልና ክውን ነገር ክንርኢ ንዑናይ ናብ ቤተልሔም ንኺድ" (ሉቃ. 2፡15)። ነዚ ቃል ዝተዛረቡ ንዓሠርተ ሰዓታት ዝኣክል ለይቲ ብሠለስተ እብረ ተማቂሎም ኣብ መሮር ማሎም ኣብ ምሕላው ዝነበሩ ጓሶት ቤተልሔም ነበሩ። በዛ ለይቲ እዚኣ መልኣኽ እግዚአብሔር ተገልጸ፡ ክብሪ እግዚአብሔር'ውን […]

Continue reading

ነገረ ልደቱ ለክርስቶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ ሕዝብ ዘይነብር ውስተ ጽልመት ርእየ ዓቢየ ወለእለሂ ይነብሩ ውስተ ጽልመት ወጽላሎተ ሞት ብርሃን ሠረቀ ሎሙ። ” መዝሙር ወነዋ ተወልደ መድኃኔ  ዓለም ወእንዘ ሀለዉ ህየ በጽሐ ዕለተ ወሊዶታ ወለደት ወልደ ዘበኵራ፣ ወአንቲኒ ቤተልሔም ምድረ ሳይዳ፣  እምኔኪ ይወጽእ ንጉሠ ይሁዳ፣ አዋልደ ጢሮስ አሜሃ ይሰግዳ፣  ክቡራተ ዕንቊ መሠረታ፣  ብእሲ […]

Continue reading

ዘመነ ኖላዊ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሰናብቲ ናይ ልደት ኖላዊ ዘመጻ ውስተ ዓለም ወልዱ ወቃሉ ለእግዚአብሔር።  እቲ ንእግዚአብሔር ወዱን ቃሉን ዝኾነ ጓሳ ናብ ዓለም መጸ። መዝሙር ዘኖላዊ ፡ ኖላዊ ዘመጽአ ውስተ ዓለም። ወልዱ ወቃሉ ለእግዚአብሔር ዘወረደ እምላዕሉ በዐቅሙ ክርስቶስ። እስመ ውእቱ እግዚአ ለሰንበት። ይቤሎ አብ ለወልዱ ወልድየ ንበር በየማንየ። ወልድየ ንበር በየማንየ። ምስባክ […]

Continue reading