በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። 'ጥቅመ ሰናኦር፡ ግምቢ ባቢሎን'       ኣጋእዝተ ዓለም ሥላሴ እምሃበ አልቦ ሃበ ቦ (ካብ ዘይምንባር ናብ ምንባር) ኣምፂኦም ንዓለም ካብ ዝፈጠሩሉ ኣትኂዞም ኣብዚ ዓለም ተገሊጾም ተነጊሮም ዘይውድኡ ድንቂ ድንቂ ዝኾነ ትእምርትን ተኣምራትን ግብርታትን ፈጺሞም እዮም። ካብቲ ብዙኅ ዝፈጸምዎ ተኣምራት ሓደ ኣብ ምድረ ባቢሎን ዝፈጸምዎ ዕጹብ ተኣምር እዩ። ቅድስት […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፡ አሜን። "ንሑር እስከ ቤተልሔም ወናእምር ዘንተ ነገረ ዘአርአየነ እግዚአብሔር፣ ነዚ እግዚአብሔር ዝገለጸልና ክውን ነገር ክንርኢ ንዑናይ ናብ ቤተልሔም ንኺድ" (ሉቃ. 2፡15)። ነዚ ቃል ዝተዛረቡ ንዓሠርተ ሰዓታት ዝኣክል ለይቲ ብሠለስተ እብረ ተማቂሎም ኣብ መሮር ማሎም ኣብ ምሕላው ዝነበሩ ጓሶት ቤተልሔም ነበሩ። በዛ ለይቲ እዚኣ መልኣኽ እግዚአብሔር ተገልጸ፡ ክብሪ እግዚአብሔር'ውን […]

Continue reading

ነገረ ልደቱ ለክርስቶስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ ሕዝብ ዘይነብር ውስተ ጽልመት ርእየ ዓቢየ ወለእለሂ ይነብሩ ውስተ ጽልመት ወጽላሎተ ሞት ብርሃን ሠረቀ ሎሙ። ” መዝሙር ወነዋ ተወልደ መድኃኔ  ዓለም ወእንዘ ሀለዉ ህየ በጽሐ ዕለተ ወሊዶታ ወለደት ወልደ ዘበኵራ፣ ወአንቲኒ ቤተልሔም ምድረ ሳይዳ፣  እምኔኪ ይወጽእ ንጉሠ ይሁዳ፣ አዋልደ ጢሮስ አሜሃ ይሰግዳ፣  ክቡራተ ዕንቊ መሠረታ፣  ብእሲ […]

Continue reading

ዘመነ ኖላዊ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ሰናብቲ ናይ ልደት ኖላዊ ዘመጻ ውስተ ዓለም ወልዱ ወቃሉ ለእግዚአብሔር።  እቲ ንእግዚአብሔር ወዱን ቃሉን ዝኾነ ጓሳ ናብ ዓለም መጸ። መዝሙር ዘኖላዊ ፡ ኖላዊ ዘመጽአ ውስተ ዓለም። ወልዱ ወቃሉ ለእግዚአብሔር ዘወረደ እምላዕሉ በዐቅሙ ክርስቶስ። እስመ ውእቱ እግዚአ ለሰንበት። ይቤሎ አብ ለወልዱ ወልድየ ንበር በየማንየ። ወልድየ ንበር በየማንየ። ምስባክ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። “ሰላምለፅንሰትከ ወለልደትከእምከርሥ። አመ ዕሥራውረቡዑ ለወርኃታኅሣሥ። ተክለሃይማኖትበኩሉ ወበውስተኰሉውዱስ ። ናሁ ወጠንኩ ወዕቤ ለስብሓቲከ ሐዲስ። በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ። ”  መልክዐ ተክለ ሃይማኖት ፳፬ (24) ታሕሳስ ልደቱ ለብጹእ ወቅዱስ አቡነ ተክለሃይማኖት ተክለሃይማኖት ማለት ተክለ ኣብ ተክለ ወልድ ተክለ መንፈስ ቅዱስ ማለት እዩ። ኣቦኦም ጸጋ ዝኣብ (ዘርዐ ዮሓንስ) ኣዲኦም ድማ እግዚእኃርያ ይበሃሉ። ጸጋዝኣብ ትውልዶም ካብ ዘርኢ ሌዋውያን እዩ። ብኸመይ […]

Continue reading

ቅዱስ ገብርኤል ሊቀ መላእኽቲ

በስመ አብ ወወልድ ወምንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። እግዚአብሔር ንምምስጋን ስሙ ንምቅዳስ ካብ ዝተፈጥሩ ሥነ ፍጥረታት ኣብ መጀመርታ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ቅዱሳን መላእኽቲን፣ ኣብ መበል  ሻዱሻይ መዓልቲ ዝተፈጥረ ሰብ ኣቦና ኣዳም እዮም። እዚኦም ከኣ ንምቅዳስን ርስቱ ንምውራስን ዝተፈጥሩ ፍጡራት እዮም። ካልኦት ፍጥረታት ከኣ ንኣንክሮ ንተዘክሮ ተፈጢሮም። ቅዱሳን መላእኽቲ ድማ ንእግዚአብሔር ንምምስጋን ከይተወሰኑ፣ ንሰባት ይራዳእዎ ።እዚ ከኣ […]

Continue reading

ዘመነ ብርሃን

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐድ አምላክ አሜን።   ሰናብቲ ናይ ልደት                                                                                ዘመነ ብርሃን ናይ ሰንበት መዝሙር እም ፲፬ (14) እስከ ፳ (20) ታኅሣሥ ብርሃን መዝሙር ዘብርሃን አቀዲሙ ነገረ በኦሪት። አቅዲሙ ነገረ በኦሪት ፣ ከመ ይመጽእ ወልድ በስብሐት ፣ ዘይዜንዋ ለጽዮን ቃለ ትፍሥሕት፣ ወካዕበ ይቤ በአፈ ዳዊት፣ ቡሩክ ዘይመጽእ በስመ እግዚአብሔር።  ብርሃን ዘመጽአ ውስተ […]

Continue reading

ዘመነ ስብከት

                                                                በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐድ አምላክ አሜን። ሰናብቲ ናይ ልደት ዋዜማ ናይ ሰንበት መዝሙር እም ፯ (7) እስከ ፲፫ (13) ታኅሣሥ ስብከት […]

Continue reading

ጾመ ነብያት

                                                                    ጾመ ነቢያት ኅዳር 15 ጀሚሩ ታህሳስ 28 ይፍጸም። እዚ ጾም ኣብ ሰለስተ ዘመናት ማለት ዘመነ ማቴዎስ ዘመነ ማርቆስ ዘመነ ሉቃስ ሕዳር […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ። ወርኃ ጽጌ «ብክዩ ኅዙናን ሐልየክሙ ስደታ፡ ወላህው ፍሡሐን ተዘኪረክሙ ብዝኅ ሠናይታ፡ ማርያም ተዓዩል ከመ ዖፍ ውስተ አድባረ ግብጽ ባሕቲታ፡ ተአወዩ በኃጢኦታ ሀገረ አቡሃ ኤፍራታ፡ ወደመ ሕፃናት ይውኅዝ በኵሉ ፍኖታ። (ሰቆቃወ ድንግል) እንቋዕ ናብ ዘመን ጽጌ ኣብጽሕና። ካብ መስከረም (26 ) ፳፮ ክሳብ ኅዳር (6) ፮ ዘሎ ጊዜ ወርኃ […]

Continue reading