በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ግነዩ ለእግዚአብሔር ወጸውኡ ስሙ ምስባክ እግዚአብሔርሰ ሰማያተ ገብረ አሚን ወሰናይት ቅድሜሁ ቅድሳት ወዕበየ ስብሐት ውስተ መቅደሱ። እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ ግርማን ክብረትን ኣብ ቅድሚኡ ሓይልን ጽባቐን ኣብ መቕደሱ እዩ።    መዝ .96-5። ወንጌል ማቴ.6-1-25።                                 ግ.ሓዋ.10፣7-30።   1ይተሰሎ.4፣1-13።     1ይጴጥ.1፣13-ፍጻሜ               ቅዳሴ .ዘኢጲፋንዮስ ቅድስት        ኣብ ዓቢይ ጾም […]

Continue reading

ጾም ከም ጸሎት

 በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት መጀመሪት፣ ካብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ተውህብ፣ መጀመሪ ስራሕ ወንጌል፣ ናይ ጽሙዳን ክብሮም፣ ናይ ንጽህና መግለጺት ፣ ሰውነትና […]

Continue reading

፩. ዘወረደ 

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቀዳማይ ክፋል እንቛዕ ናብ ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዓቢይ ጾም ኣብጸሓና።                    ናይ ሎሚ ዓመት ጾም እግዚእነ ካብ 5 ለካቲት 2010 ዓ.ም (12 ለካቲት 12018) ስጋብ 30 መጋቢት 2010 ዓ.ም ( 8 መጋቢት 2018) እዩ። ኣምላክ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልና ።ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ብደም […]

Continue reading

ጾመ ነነዌ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐደ አምላከ አሜን። ነነዌ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተገልጹ ታሪኻ ብሰፊሕ ካብ ዝተጻሕፈላ ሓንቲ ናይ ሜሶፓትያ ከተማ እያ። ብዙሓት ናይ ሥነ መሎኮት ሙሁራት ናይ ሎሚ ሙሱል ከተማ ብኣንጻረ ከተማ ባቅዲዴ ብወገን ሰሜን 350 ኪ.ሜ ሪሒቓ ትርከብ ከተማ ምዃና ይሰማምዑላ። ዋላ እካ ኣብ 4000 ቅ.ል.ክ ብናምሩዴ ዝተድኮነት ትኹን። ዘፍ. 10፣11-12። ናይ […]

Continue reading

መስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። በዓለ ዕረፍታ ለእግዝእትነ ወኢላርያ ቅድስት ወጎርጎርዮስ ወኤርምያስ ወጳውሎስ መኮንን ወሲላስ ካህን ወቀውስጦስ ወዮሐንስ ወአባ እስክንድርያ ወአስተርእዮተ እግዝእትነ በደብረ ማኅው ምስለ ዮሐንስ፡፡ ዘነግህ ምስባክ ትሴብሖ ኢየሩሳሌም ለእግዚአብሔር ወሰብሒዮ ለአምላክኪ ጽዮን እስመ አጽንዐ መናስግተ ኆኃትኪ፡፡ 147:1-2 ዘቅዳሴ ገላትያ.4:1-14። 2ይ_ዮሐንስ.1:1-7 ። ግ.ሓዋ.7:30-35። ሉቃስ.1:46-57። ምስባክ በከመ ሰማዕነ ከማሁ ርኢነ በሀገረ እግዚአ […]

Continue reading

መምህረ ትሕትናን ሥርዓትን  ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምጥማቕ ዘድልዮ ኮይኑ ኣይኮነን ናብ ቅዱስ ዮሓንስ ክጥመቕ ዝመጸ፤ ይኹን ደኣ እምበር ከምቲ ባዕሉ ጐይታ ዝበሎ ግና “ኵሉ ጽድቒ ንምፍጻም” ናብ ዮሓንስ ወልደ ዘካርያስ መጸ። ጐይታ ኣብ መዋዕል ስብከቱ ዝገበሮ ብዙኅ ነገራት ንዓና ኣርኣያ ክኾነና፡ ንሕና ክንገብሮ ዝግብኣና ኩሉ ኣብነት ክኾነና እዩ። ጥምቀት ጥራይ ኣይኮነን ምጻም ዘየድልዮ ጐይታ ጾይሙ እዩ፤ […]

Continue reading

በዓለ ጥምቀት

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።  ምስባክ ዘነግህ ባሕርኒ ርእየት ወጐየት ። ወይርዳኖስኒ ገብአ ድኅሬሁ ።                   አድባር አንፈርዐፁ ከመ ሐራጊት ።  መዝ.። 113፣ 3። ምስባክ ዘቅዳሴ ርእዮከ ማያት እግዚኦ ። ርእዮከ ማያት ወፈርሁ።                                 ደንገጹ ቀላያተ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እንቋዕ ናብ ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ በዓለ ልደት አብጽሓና። ምስባክ ነገሥተ ተርሴስ ወደስያት አምኃ ያበውኡ ነገሥተ ሳባ ወዐረብ ጋዳ ያመጹኡ ወይሰግዱ ሎቱ ኩሎም ነገሥተ ምድር። መዝ ,71 (72)-10። ገላ.4፣1-12። 1ይዮሓ.4፣9- ፍጻሜ ግ.ሓዋ.13፣16-22። ወንጌል.2፣1-21። ቅዳሴ ጎርጎርዮስ ካልእ «ተወልደ ኢየሱስ በቤተልሔም ዘይሁዳ» ኢየሱስ ኣብ ቤተልሔም ዘይሁዳ ተወሊዱ። መጽሐፈ […]

Continue reading

  በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። "ሰላምለፅንሰትከ ወለልደትከእምከርሥ።አመ ዕሥራ ውረቡዑ ለወርኃታኅሣሥ።ተክለሃይማኖት በኩሉ ወበውስተኰሉውዱስ ።ናሁ ወጠንኩ ወዕቤ ለስብሓቲከ ሐዲስ።በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ።" መልክዐ ተክለ ሃይማኖት                                           “ ክቡር ሞቱ ለጻድቅ ብቅድመ እግዚአብሔር። ኣብ ቅድሚ እግዚአብሔር ሞት ቅዱሳኑ ኽቡር እዩ።” መዝ.115፣6። (መዝ.116፣6)። […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። እግዚአብሔር ንምምስጋን ስሙ ንምቅዳስ ካብ ዝተፈጥሩ ሥነ ፍጥረታት ኣብ መጀመርታ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ቅዱሳን መላእኽቲ ክኾኑ ከለዉ፣ ኣብ ዝተፈጥሩ ኣብ መበል  ሻዱሻይ መዓልቲ ዝተፈጥሩ ሰብኣዊ ፍጥረት ኮይኖም። እዚኦም ከኣ ንምቅዳስን ርስቱ ንምውራስን ዝተፈጥሩ ፍጡራት እዮም። ካልኦት ፍጥረታት ከኣ ንኣንክሮ ንተዘክሮ ተፈጢሮም። ቅዱሳን መላእኽቲ ድማ ንእግዚአብሔር ንምምስጋን ከይተወሰኑ፣ ንሰባት […]

Continue reading