ጾመ ፍልሰታ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን! እንቋዕ ናብ ጾመ ፍልሰታ  ብሰላም ኣብጸሓና። ካብ ዕለት ሰሉስ  ነሓሰ 1-2010 ዓ.ም  (ነሓሰ 7-2018) ጀሚሩ ኣብ ክልተ ሱባኤ ኮይኑ ። ኣብ ነሓሰ 16  ዕለተ ረቡዕ 2010 ዓ.ም ( ነሓሰ 22 - 2018)ኪዳነ ምሕረት ብቅዳሴ ይዛዘም። ብሩኽ ምጅማር ጾመ ፍልሰታ ይግበረልና። ፍልሰታ ማለት “ፈለሰ” ካብ ዝብል ናይ ግእዝ ግሲ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን፣ ምስባክ አልቦ ነገር ወአልቦ ነቢብ ዘኢተሰምዐ ቃሎም፣ ውስተ ኵሉ ምድር ወጽአ ነገሮም፣ ወእስከ አጽናፈ ዓለም በጽሐ ነቢቦም።  መዝ.18-4 (19-4) 2ይጢሞ.4፣1። 2ይጴጥ. 1፣1-19። ግ.ሓዋ.23-10። ሉቃ. 6-1-20። ናይ ቤተ ክርስቲያን ጉዕዞ ኩሉ ግዜ ኣብ መስቀል እዩ። እዚ ናይ መስቀል ጉዕዞ ድማ መሥዋእትነት ( መከራ ምቅባል) ይሓትት። ካብዚ ብምብጋስ ዝተመትሩ፣ […]

Continue reading

ጾመ ሓዋርያት

ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ካብ ግንቦት 20 2010 ዓ.ም  ( May 28, 2018) ክሳብ ሓምለ 5 2010 ዓ.ም ( July 12, 2018) ቅድስቲ ቤተክርስቲያና ብኣዋጅ ንኽንጸሞም ዝኣዘዘትና ኣጽማዋት ሸውዓተ እዮም። ካብዚኦም ሓደ ዝኾነ ጾመ ሓዋርያት ኣብ ዓዓመቱ ጽባሕ በዓለ ኃምሳ ሰኑይ መዓልቲ ይኣቱ። መዓልታት ጾመ ሓዋርያት ከም ዓቢይ ጾም መእተዊ  ከም ኩነታቱ ዝለዋወጡ እንተዀኑ ብሓፈሽኡ […]

Continue reading

በዓለ ጰራቅሊጦስ

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ዐርገ ውስተ አርያም ፄዊወከ ፄዋ ወወሀብከ ጸጋከ ለእጋለ እምሕያው               እስመ ይክህዱ ከም ይኅድሩ ።    መዝ.67-18                      ኤፌ.4፣1-17።    1ይዮሓ.2፣1-18።    ግ,ሓዋ.2;-1-14:      ዮሓ.14፣1-22። ጰራቅሊጦስ ናይ መንፈስ ቅዱስ ስም እዩ። ብግሪኽ ቋንቋ ኣጸናንዒ ማለት እዩ። ጰራቅሊጦስ ኣምላኽና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ድሕሪ ምትንሥኡ ኣብ መበል ሓምሳ መዓልቲ፣ ድሕሪ ዕርገቱ ኣብ […]

Continue reading

ዳግም ምጽአት (ሣልሳይ ክፋል) ጐይታና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዙኅ ጊዜ ኣብ ዝተመላለሰላን ዘዕረፈላን ቢታንያ፤ ካብ እምባ ደብረ ዘይት ከምዝዓረገ ዳግማይ ምምጽኡ ድማ ናብኣ ክኸውን እዩ። ኣብ እዋን ዕርገት ጐይታ፡ ቅዱሳን መላእኽቲ ንደቀ መዛሙርቱ ዝነገርዎም ጐይታ ዳግም ከምዝመጽእ እዩ። “ኣቱም ሰብ ገሊላ፡ ስለምንታይ ናብ ሰማይ እናጠመትኩም ደው ኢልኩም ዘሎኹም፧ እዚ ኻባኻትኩም ናብ ሰማይ ዝዐረገ ኢየሱስ፡ ከምቲ ናብ […]

Continue reading

 ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ዝተፈለየ እዩ! (ካልኣይ ክፋል) ቅድሚ ዕርገት ጐይታ ይኹን ድኅሪኡ ናብ ሰማይ ዝዓረጉ፡ ዝተነጥቑ ወይውን ዝተሰወሩ ብዙኃን ቅዱሳን ከምዘለዉ ዝተፈልጠ እዩ። ይኹን ደኣ ከነስተውዕሎ ዝግባእና ዕርገት ጐይታ ካብ ዕርገት ቅዱሳን ሰባት ፈጺሙ ዝተፈልየ ምዃኑ እዩ። ምኽንያቱ ዕርገት ጐይታ ብዕላማ፡ ብሥልጣን፡ ብመብጽሒ መካነ ዕርገት፡ ኣፈጻጽምኡ ወዘተ ምስ ዕርገት ቅዱሳን ዘይራኸብ ብምዃኑ እዩ። […]

Continue reading

ዕርገት መኣስ፡ ኣበይ፡ (ቀዳማይ ክፋል) መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ካብ ሙታን ተፈልዩ ድኅሪ ምትንሥኡ ንዕለቱ ናብ ሰማይ ኣይዓረገን። ብሥዕላዊ ኣገላልጽኡን ኣጸሓሕፋ ታሪኹን ዝልለ ወንጌላዊ ቅዱስ ሉቃስ ጐይታ ዝዓረገሉ ዕለት ቦታን ፍጻሜኡን ብንጹር ኣቐሚጡልና ኣሎ። ዕርገት ካብ ትንሣኤ ኣብ ፵ መዓልቲ፤ ደብረ ዕርገቱ ድማ ቢታንያ ምዃኑን ብዛዕባ ፍጻሜኡ ድማ መላእኽትን ሰባትን እናረኣይዎ፤ ክብል ገሊጽዎ እዩ። ከምቲ ኣብ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ኣዴና ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ኣብ ግንቦት ሓደ ተወሊዳ። ኣዴና ቅድስት ቅዱሳን ድንግል ማርያም ብፍቓደ ኣምላክ ብብሥራተ መልኣክ ካብ ዝተጸንሰትሉ ዕለት ጀሚራ ፣ ገና ኣብ ማኅጸን ኣዲኣ ከላ ብዝሕ ተኣምራት ዝገብረት እያ።  ድምጸ ሃና፣ ጽላሎተ ሃና፣ ማኅጸነ ሃና ተኣምራት (ፈውስ) ጌሩ እዩ። ወላዲተ ኣምላክ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። መዝሙር ዘቅዱስ ያሬድ ይትፌሣሕ ምስባክ ወተንሥአ እግዚአብሔር ከመ ዘንቃሕ እም ንዋም ወከመ ኃያል ወኅዳገ ወይን                ወቀተለ ፀሮ በድኅሬሁ። መዝ.77-65  ዓዲ. ዛቲ ዕለት እንተ ገብረ እግዚአብሔር ንትፈሣሕ ወንትኃሠይ ባቲ ኦ እግዚኦ አድኅንሶ። መዝ.117-24። ወንጌል ዮሓ.20፣1-18 ግ.ሓ.2፣23-36 ።1ይቆረ ቆሮ.15፣20-47። 1ይጴጥ.3፣15-22። “ ኢየሱስ ከኣ ትንሣኤን ሕይወትን ኣነ እየ ። […]

Continue reading

  ሰሙነ ሕማማት

ብነብየ ኢሣይያስ “ ነስአ ደዌነ ወፆረ ሕማምነ ” ኢሳ.53፣4-7። “ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጾሮ ንስቃይና ከኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ ” ተባኂሉ ዝተነግረ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ምእንታና ክብል ዘሕለፎ መከራን ስቃይን ስጋብ ሞት በጃ ስለ ዝዀነና እዩ።  ሰሙነ ሕማማት ካብ ነግህ፣ ስድስቱ፣ ተስዓቱ ሠርክ ሌሊት ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ሕማማት ብምሕሳብ ብተወሳኺ ብዙሓት ነገራት ምፍጻሞም […]

Continue reading