ጳጳስ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኤርትራ ብጹዕ ኣቡነ ኤልያስ ብብጹዕ ሊቀ-ጳጳስ ኣቡነ ሉቃስ ዋና ጸሓፊ ቅዱስ ሲኖዶስ ኤርትራን ብሓላፊ ጉዳያት ወጻኢ ቀሲስ በረከት ኪዳነን ተሰንዮም ኣብ ሀገረ ስብከቶም ብሰላም በጺሖም። ኣብ ዋሽንተን ዲሲን ከባቢኡን ዝርከቡ ካህናትን መእምናን ኣባላት ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ኣባላት ቤት ጽሕፈት ሃገረ ስብከትን ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ተረኺቦም […]

Continue reading

ምሕረት ናይ ዘይበሊ ኪዳን

ወሊድካ ፈትኖ ትበሃል ዘረባ ካብቶም ዝወለዱ እሞ ርዝነቱ ዝተረደኦም ሰባት ብዙሑ ግዜ እየ ሰሚዔያ። ጓል ሄዋን ምኻነይ እኳ ኣደ ንምዃን ኣዝየ ዝብህግ እነተ ነበረኩ፣ እዛ ጓል ሰበይቲ ትብል ጸርፊ ግና ንዉሽጠይ በሲዓ ከምዚ ኣደ ዋልሓንቲ ተራ ዘይብላ ተምስል ምዃና ፣ ምስጋና ዘይብሉ ኣደነት እንታይ ይገበረልካ ኣብ ዝብል ሓሳብ ሓደ ሓደ ግዜ ዝትከል ነበርኩ። ገና ጓል […]

Continue reading

ሕማመይ መን እዩ ዝሓመለይ᎒

ሕማመይ መን እዩ ዝሓመለይ᎒ ኣብ ሕወተይ ናይ ሓዘን ድንኳን ብዙሕ ግዜ እየ ርእየ። ይዝከረኒ ኣብ ጎሮቤትና ወደን ዝተጎድአን ኣደ ፣ እቲ ናትካ ነዓይ ዘይኮነለይ እናበላ ኣምሪረን ክበኽያ ተዓዚበ። ገለ ኣንስቲ ኣብቲ ሓዘን ዝጸንሓ  እንታይ ዘመኑ ኢና በጺሕና ፣ ወላዲ ንዉልዱ ዝቀብረሉ ተካል ዘመን ክብላ ምስ ሰማዕኩ፣ ኣብቲ ንኵሉ ከመዛዝን ዘይክእል ዕድመይ እሞ እዚ ናይ ቀደም […]

Continue reading

ፍቅሪ  ጎሮባብትና

ፍቅሪ   ጎሮባብትና በቲ ጸላም ዝወሮሶ ፣ ወርሒ ትሃደመሉ ዝነበርት ለይቲ ከውታ፣ ሓንቲ ነጥቢ ትኾውን  ጩራ ብርሃን ካብ ሰማይ ሶሊኻ ዘይትርአ ዘነበረት መዓልቲ እዩ። ኣደይ ዘውዲ ምስ ጓል ጋለን ሄርሚላ፣ ሓጺን መውቀጢ ናይ ቡን ብምሓዝ፡ ነታ ሕላፍ ሰዓት ካብ ስራሕ ናብ ገዛ ተኣትዉ ጓለን ክጽበያ ንግዳም ይወጻ ነበራ። ኣቦይ ተስፋይ ከም ኣመሎም ነደይ ዝወዲ ከሳሉዩ እታ […]

Continue reading

ንዓኻ ዘይኮንኩ ነቲ ምስኻ ዝፍጽሞ ሓጥያት’የ ዘፍቅሮን ዝናፍቆን  ምስ መሓዛይ ሮዳስ ኣብ ስታር ባክስ ሻሂ ክንሰቲ ኣቲና ኣለና። ናይ ፍርቂ ዓመት መርመራ  ወዲእና፡ ካብቲ ንፍተነሉ ኣዳራሽ እናወጻና ናይ ኣጋጣሚ ኮይኑ ምስ ሮዳስ ፊተ-ፊት ትጓኒፍና። ዝምነዮን ዝሃርፎን ዝነበረኩ ምርኻብ’ዩ።ካብ ዘይንራኸብ ብዙኅ ሰለ ዝገበርና ፡ ምርኻብና ካባይ ንላዕሊ ዝብሃገቶ፡ዝሃረፈቶ ክተምስል ሮዳስ፡ ብሓንሳብ ቡን ንስተ ብምባል ኣብቲ ንመሃረሉ […]

Continue reading

በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ ኣምላክ   4.ምስ ሰባት ጽቡቅ ዝምድና ምፍጣር ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ ይብለና ቅዱስ መጽሐፍ ። መንፈሳዊ ሰብ ኣኽእሎ ረኺቡ ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ክነብር ዓቢ ትዕድልቲ እግዚአብሔር ኣምላኽ  እዩ። ሽዑ ድሌቱ ኵሉ ተግባሩ ናይ ሰባት ጽቡቅ እምበር ሕማቅ ክርኢ ኣይደልይን እዩ። እዚ ከኣ ናብ ክብረትን ትሕትናን የብጽሖ። ውሽጣዊ […]

Continue reading

................................... ከም ትጽድቀኒ ፈሊጠ ሕራይ ክብለካ’የ ..................................... ማዓረይ፡ ከመይ ኣለኻለ’የ። ከም ትፈልጦ ለሚን እንተ ተጾሚቁ ፡ ለሚን ይህብ ፡ ኣራንሺ እንተ-ተጾሚቁ ኣራንሺ ይህብ።ለሚን ተጾሚቁ ኣራንሺ ኣይህብን፡ ኣራንሺ እንተ-ተጾሚቂ’ውን  ለሚን ኣይህብን። ናተይ ነገር ነገርውን ካብዚ ዝፍለ ዝመለኒ ኣይኮነን ፡ ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ትሕዝቶ  እንተ ዝጽመቅ ነይሩ ፡ እተን ካባኻ ዝተመሃርክውን መንፈሳውን ሞራላውን ሰነምግባር ጸረር ጸረር እናበላ […]

Continue reading

መርዓኹም ክጽብቀልኩም እንተ ደሊኹም ንናትናኤል ዓድምዎ ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ መርዓ ናይ መሓዛይ ተሳቲፈ  ነይረ። ሓደ መሓዛና ስለምታይ ናብቲ መርዓ ናይ ወዲ ገዛውታኻ፡ፈታዊኻ  ዘይመጻኻ  ኢለ ምስ ሓተትክዎ ᎒ ከይተዓደመ ዝመጸ ከይጽገበ ወጸ ከይኮነኒ ሰለ ዘይተዓደምኩን ኣይመጻኹን በለኒ። ክግርመኪ  እቲ መርዓ ምስ ሓለፈ ሓፍተይ ናይ መርዓ ዕድመ ረሲዓይዮ ከይሃብኩኻ ቅድሚ ክልተ ወርሒ ዓርክኻ ሂብካ በለትኒ ፡ […]

Continue reading

ክስሕቅ ‘ዶ ይሕሸኒ ክሓዝን

ክዋዘ ‘ዶ ይሕሸኒ ክሓዝን እቶም ትፈትውኒ ጻላኢኺ ይሕዘን ኣፍኪ ብሰሓቅ ይምላእ ከም ትብሉኒ ይኣመን እየ። ብፍላጥ ይኹን ብዘይ ፍላጥ ዝበደልኩኹም እሞ ቂም በቀል ዝሓዝኩሙለይ  ድማ  ሕይወትኪ ብሓዘን ይምላእ ወይ ባዕልኺ ፍለጢ ትብሉ ትኾኑ  መን ይፈልጥ። ናብ ኣርእስተይ ክምለስ።መብዛሕትኡ ግዜ ምስ ሰባት ብፍላይ ምስ ይዕሩኽተይን መሓዙተይን ክዕልል ከለኹ ብዋዛ እናቀልድኩ ሓጎስን ደስታን ንነብስይ ክምእርረላ ይደሊ። ሰሓቅን […]

Continue reading

እታ ብርሃን ዝተሓረማ ገዛ

እታ ብርሃን ዝተሓረማ ገዛ ኣብ ግዜ ሕፃንነተይ  ለይቲ ሓሊፋ ብርሃን ፀሐይ ክርእየ  ከለኹ ኣዝዩ ባህታ ይፈጥረለይ ነበር።  ጸላም ዝወረሶ ለይቲ ነቶም ዘፍርሑ ፍጥረታት ኢሉ ዝተሓዝአ ገይረ’የ ዝቀርጾ ዝነበረኩ። ይገርም እዩ ምስ ደቀስኩ ዝሓልሞውን ኣብ ጸላም ኣዝዩ ዘፍርሕ ሕንጉጉ ከጋየየኒ፡ኣነ  ካቡኡ ከሃድም ብዘለኒ ናህሪ ክጎይይ ሃንደበት ካብ ሕልመይ ምስ ተበራበርኩ ጩራ ናይ ጸሓይ ምስ ረኣኩ አንቋዕ […]

Continue reading