በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ጸሎት ምስ ጾም ምስ ምጽዋትን ስግደትን እንተኾይኑ እዩ ዝሰምር ። ብፍላይ ጾምን ስግደትን ኣብ ዘለዎ ጸሎት ናይ ግድን እዩ። ጾም ቁስለ ነፍሲ ትፍውስ ኃይለ ፍትወት ተድክም፣ ናይ ኩሉ ጽቡቅ ምግባራት መጀመሪት፣ ካብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ጸጋ ተውህብ፣ መጀመሪ ስራሕ ወንጌል፣ ናይ ጽሙዳን ክብሮም፣ ናይ ንጽህና መግለጺት ፣ ሰውነትና […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ቀዳማይ ክፋል እንቛዕ ናብ ናይ ጐይታና መድኃኒና ኢየሱስ ክርስቶስ ዓቢይ ጾም ኣብጸሓና። ናይ ሎሚ ዓመት ጾም እግዚእነ ካብ 5 ለካቲት 2010 ዓ.ም (12 ለካቲት 12018) ስጋብ 30 መጋቢት 2010 ዓ.ም ( 8 መጋቢት 2018) እዩ። ኣምላክ ቅዱሳን እግዚአብሔር ጾምና ይባርኸልና ።ብሩኽ ምጅማር ጾም ይግበረልና። ቅድስት ቤተ ክርስቲያንና ብደም […]
ክንፈልጠን ዚግብኣና፣ 1ይ እዘን ካብ ልብያ ክመጽኣ እየን ዚበሃላ ዘልው መካይን፣ እንተ ደኣ ኣብዘን ቀረባ መዓልታት ማለት ኣብ ዉሽጢ’ዚ ሳልስቲ ራብዕቲ’ዚ ዚሓለፋ መዓልታት እንተ ደኣ ኰይነን፣ ሰባት ካብዚ ዘለናዮ ቦታ ሒዘን ከይደን፣ በጺሐን ክሳዕ ዚመጽኣ፣ ብዉሑዱ ናይ ክልተ ሰሙን ትጽቢት ኣሎና። እንተ ደኣ ቅድሚ ሰሙን ኣቢለን ከይደን ግና ዕድለኛትት ክንከዉን ኢና፣ ካባ ሓደ ሰሙን ዘይበጺሕ […]
ኣሮን ምስ ሸዉዓተ ኣቅርንቱ ኮይኑ እዩ ጸኒሑኒ። መን ኣደኺ ኢሉኪ? ኣነ’ኳ ትጻወቲ ዘለኺ እዩ መሲሉኒ ኪዲ ቀልጢፍኪ ኣስመራኺ ተመለሲ፣ ክርኢኪ ኣይደል..ጽርፍን ሙግብዕባዕን ዘተሓወፎ ዘረባታት ቶኮሰለይ ኮታስ ከምኡ ግፍዒ የለን። ኣነ ሃንደበት ርእየዮ ዘይፈልጥ ጠባይ ኮይኑኒ፣ ተዓንዲ ተረፈኩ ፡ዓለም ኣብ ርእሰይ ዝተገምጠለት ኮይኑ ተሰመዒ፣ ንብዓት ጥራይ’ውን ኮንኩ። ሃይለ፣- ቁሩብ እንታይ ደኣ መለስክሉ፣ ኣዜብ፣- ኣንታይ ክምልሰሉ፣ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐደ አምላከ አሜን። ነነዌ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ ዝተገልጹ ታሪኻ ብሰፊሕ ካብ ዝተጻሕፈላ ሓንቲ ናይ ሜሶፓትያ ከተማ እያ። ብዙሓት ናይ ሥነ መሎኮት ሙሁራት ናይ ሎሚ ሙሱል ከተማ ብኣንጻረ ከተማ ባቅዲዴ ብወገን ሰሜን 350 ኪ.ሜ ሪሒቓ ትርከብ ከተማ ምዃና ይሰማምዑላ። ዋላ እካ ኣብ 4000 ቅ.ል.ክ ብናምሩዴ ዝተድኮነት ትኹን። ዘፍ. 10፣11-12። ናይ […]
መስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። በዓለ ዕረፍታ ለእግዝእትነ ወኢላርያ ቅድስት ወጎርጎርዮስ ወኤርምያስ ወጳውሎስ መኮንን ወሲላስ ካህን ወቀውስጦስ ወዮሐንስ ወአባ እስክንድርያ ወአስተርእዮተ እግዝእትነ በደብረ ማኅው ምስለ ዮሐንስ፡፡ ዘነግህ ምስባክ ትሴብሖ ኢየሩሳሌም ለእግዚአብሔር ወሰብሒዮ ለአምላክኪ ጽዮን እስመ አጽንዐ መናስግተ ኆኃትኪ፡፡ 147:1-2 ዘቅዳሴ ገላትያ.4:1-14። 2ይ_ዮሐንስ.1:1-7 ። ግ.ሓዋ.7:30-35። ሉቃስ.1:46-57። ምስባክ በከመ ሰማዕነ ከማሁ ርኢነ በሀገረ እግዚአ […]
…እ…ህ..ህህህ፣ ጸገም የለን ሃይለ ሓወይ ተዕልለሉ ነገር ጽቡቕ እዩ። ካብ መካይንና ምስ ወረድና፣ መሬት ዳርጋ ኣብ ምምሳዩ ሰለ ዝነበረ፣ ተቀላጢፍና፣ እተን ዝነበራኒ ጒስማጥ ከምኡ’ውን ኮረንሾን፣ ምስ ድኻም እናጸላእክዎ ስለ ዝመጻእኩ፣ ዓሲርን ቁሩብ ጥሕንን ተሃዊኸ፣ ከም ኩሎም ኣብ ምንጻፈይ ንኽጋደም ምስ ኣድያምን ሰላምን… ከንጽፍ ጀመርኩ። ድሕሪ ድራር ምስ በዓል ኣድያምን ሰላምን ቤተልሔምን ከነዕልል ጀመርና። ኣድያም እዋይ […]
መምህረ ትሕትናን ሥርዓትን ጐይታናን መድኃኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ምጥማቕ ዘድልዮ ኮይኑ ኣይኮነን ናብ ቅዱስ ዮሓንስ ክጥመቕ ዝመጸ፤ ይኹን ደኣ እምበር ከምቲ ባዕሉ ጐይታ ዝበሎ ግና “ኵሉ ጽድቒ ንምፍጻም” ናብ ዮሓንስ ወልደ ዘካርያስ መጸ። ጐይታ ኣብ መዋዕል ስብከቱ ዝገበሮ ብዙኅ ነገራት ንዓና ኣርኣያ ክኾነና፡ ንሕና ክንገብሮ ዝግብኣና ኩሉ ኣብነት ክኾነና እዩ። ጥምቀት ጥራይ ኣይኮነን ምጻም ዘየድልዮ ጐይታ ጾይሙ እዩ፤ […]
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን። ምስባክ ዘነግህ ባሕርኒ ርእየት ወጐየት ። ወይርዳኖስኒ ገብአ ድኅሬሁ ። አድባር አንፈርዐፁ ከመ ሐራጊት ። መዝ.። 113፣ 3። ምስባክ ዘቅዳሴ ርእዮከ ማያት እግዚኦ ። ርእዮከ ማያት ወፈርሁ። ደንገጹ ቀላያተ […]
.........//.................... ሰላም ፍቁራት ኣንበብትን ተኻታተልትን መረን ኣብ ዝሓለፈ ቀዳመ-ሰንበት ጽሑፋት ናይ በዓለ ልደት ኣብዚ መርበብና ሰለ ዝዘርጋሕና፡ እቲ ነዉጽኦ ጽሑፋት ነቲ ሒዝናዮ ዘለና በዓል፡ ዕለት፡ወቅቲ ከንጸባርቀልናን ነቲ መዓልቲ ክገልጸልናን ብዝብል ኣመር ሰነ-ጽሑፍ መረን ሐደ ሰሙን ጸቂጥና ክንዉጽኦ መሪጺና። ከም ፍቃድ እግዚአብሔር ኣምላኽ ካብ ሎሚ መዓልቲ ከመ ወትሩ ቀዳም -ቀዳም ሰነ-ጽሑፍ መረን ክንዝርግሓ ምዃና ብትሕትና ንሕብር። ..........//........................ […]