ዞባዊ ጉባኤ ቤት/ት/ሰንበት ምብራቕ ኣሜሪካ ተቓኒዑ
ዓመት መጸ ዝግበር ጉባኤታት ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበት ኣብ መላእ ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ይካየድ ኣሎ። መቐጸልታ ናይዚ ድማ ኣብያተ ትምህርቲ ሰንበታት ምብራቕ ኣሜሪካ ለካቲት 11/2017 ዓ.ም ኣብ ደብረ ብርሃን ቅድስት ማርያም ኮሎቦስ ኦሃዮ ጉባኤኡ ኣቃኒዑ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኣስታት 15 ኣብያተ ክርስቲያናት ዝመጹ ካህናትን መንእሰያት ትምህርቲ ሰንበትን ተሳቲፎም።...