ዑደትልኡኻን ቅዱስ ሲኖዶስ ናብ ኦክላንድ ካሊፎርንያ

ልኡኻት ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ክብረ በዓል መድኃኔዓለም ንምስታፍ ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኦክላንድ ካሊፎርንያ ኣትዮም። ውሉደ ክህነትን ምእመናን ቤይ ኤርያ ድማ ብኽብ ዝብለ ክብሪ ተቐቢሎምዎም። ቅዱስ ሲኖዶስ ካብቲ ሒዝዎ ዘሎ ውጥናት ሓደ ዑደት ናብ ዝተፈላለያ ኣብያተ ክርስቲያናት ኮይኑ፡ እዚ ድማ መቐጸልታ ናቱ እዩ። ብጹዓን ኣቦታት ኣብ ዝገብርዎ ዘለው ሓዋርያዊ ዑደት ጉዳይ...

Continue reading

ዑደት ኣበው ናብ ሃገረ ሰብከትና

ብብጹዕ አቡነ ባሲልዮስ ኣማሓዳሪ መንበረ ፓትርያርክ ሃገረ ኤርትራን፤ መምህር ምልከጼዲቅን ዝምራሕ ልኡኽ ቅዱስ ሲኖዶስ ሃገረ ኤርትራ፡ ኣብ ጉባኤ ካህናት ሃገረ ስብከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ንምስታፍ ሎሚ ሰንበት ፲፫ ጥቅምት ዋሽንግቶን ዲሲ ኣትዩ። ኣብቲ ዝተገብረ ኣቀባብላ  ካህናት ኣቦታት፤ ዲያቆናት ልብሰተ ክህኖ ለቢሶም፤ መንእሰያት ቤት ትምህርቲ ሰንበትን ምእመናን ድማ ብያሬዳዊ ዝማሬ...

Continue reading

ዜና ዕረፍቲ - ቀሺ በረከት ተኽለ ገብረኪዳን

በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን። ኣታ ሕያዋይ እሙን በርያ፡ ብሒደት ተእሚንካ ኢኻ እሞ፡ ኣብ ብዙሕ ክሸመካ እየ፡ ናብ ሓጐስ ጐይታኻ እቶ። ማቴ 25፡21። ሓውናን ኣቦናን ቀሺ በረከት ተኽለ ገብረኪዳን ዓሪፎም። ኣቦና ቀሺ በረከት ካብ ኣቦኦም ኣቶ ትኽለ ገብረኪዳን ካብ ኣዲኦም ወይዘሮ ዘውዲቱ ስዩምን 12 ሓምለ 1975 ኣብ...

Continue reading

መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስበከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን

መበል 11 ዓመታዊ ጉባኤ ቤት ትምህርቲ ሰንበት ሃገረ ስበከት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካን ካናዳን ኣብ ደብረ ብርሃን ቅድስት ሥላሴ ቤተርክርስቲያን ሳንሆዘ ካሊፎንርያ ክካየድ ምዃኑ ተሓቢሩ ከም ዝነበረ ይዝከር። እምበኣር እዚ ጉባኤ ካብ ዕለት ፳፪ −፳፬ ሓምለ ፳፻፰ ( 29−31 July 2016) ዝካየድ ስለዝኾነ ኩልኹም ደቂ ቤተክርስቲያን ንጉዕዞኹም ዝምልከት ምድላዋትኩም ከተጻፍፉ ንላቦ።...

Continue reading